Video

SERMON

ትንሳኤ ምዉታን 1ይ ክፋል

ብ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብ Download | Comment Share Share

ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን ብዕለት 27-09-2003 ብ ዶ/ር ተኽልኣብ መንግስትኣብ

ብዛዕባ ትንሳኤ ምዉታን ንምሕሳብ፣ ንትንሳኤ ናይ ክርስቶስ ኣጸቢቕና ክንርድኦን ርግጸኛታት ኪንከውንን የድልየና። ክርስቶስ ብርግጽ ብስጋ ሞይቱን ተንሲኡን እዩ። ክርስቶስ ቅድሚ ምትንሳኡ ሞይቱ እዩ፣ ኣብ ትንሳኤኡ ንምሕባር ንሕና ሕጂ ክንመውት ኣሎና። ቃል ኣምላኽ፣ "ሞትና ንሞቱ መሲሉ ሕቡራቱ እንተዀንናስ፣ ብትንሳኤኡ ድማ ክንሓብሮ ኢና" ይብለና። ሞት ማለት ንሓጢኣት እምቢ ምባልን ነንመዓልቱ መስቀልካ ምጻርን ማለት እዩ። ከምዚ ዝበለ ናብራ ኔርና እንተዓረፍና ደሓር ናብ ክብሪ ክንትንስእ ኢና። ሽዑ መንፈስናን ስጋናን፣ ሰብ ምስ ሰብን፣ ሰብን መላእኽትን፣ ብዓቢኡ ድማ ሰብን ጐይታን ኪራኸቡ እዮም። ጐይታ ንትንሳኤ ዝበቅዕ ህይወት ይሃበና።

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Mar 17, 2014

0 Comments
711 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!