Video

SERMON

ንምንታይ እዚ ኩሉ ጉድአት

ብ ፓ. ዮሃንስ ኣስገደ Download | Comment Share Share

በዚ ኸምዚ ብዙሕ ወርሓት ምስ ሐለፈ፡ ጊዜ ጾም ድሮ ሐሊፉ ስለ ዝነበረ፡ ምኻድ መራኽብ ዜፍርህ ስለ ዝዀነ፡ ጳውሎስ፡ ኣቱም ሰብ፡ ንነፍስና ድማ እምበር፡ ንጽዕነትን ንመርከብን ጥራይ እኳ ዘይኰነስ፡ መገድና ብጭንቅን ብብዙሕ ጒድኣትን ከም ዚኸውን እርኢ ኣሎኹ፡ ኢሉ መዐዶም። እቲ ሓለቓ ሚእቲ ግና ካብቲ ጳውሎስ ዚብሎ ዘረባ ነቲ መራሕ መርከብን ነቲ ዋናኣን ኣዝዩ ይኣምን ነበረ።

ግብሪ ሃዋርያት 27፡9-11

Posted by:
P. Yohannes Asghede
Sep 30, 2013

0 Comments
843 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!