Video

SERMON

እንተ ተሐለልካ፡ ሓይልኻ ቕሩብ እዩ (2ይ ክፋል)

ብ Samson Mehreteab Download | Comment Share Share

ከም ክርስትያናት ኣብ መፈጸምታ ከነብጽሖ ዘሎና ጉያ ኣሎ። ነቲ ጉያ ኣብ መፈጸምታ ከነብጽሖ እንተኰንና ድማ ዝኸብደና ነገራትን ዝኣስረና ነገራትን ኣርሒቕና ብትዕግስቲ ክንጎዪ ኣሎና። እንተዘይኮይኑ ጾር ከድክመናና ከሐልለናን ይኽእል። እንተደኺምናን ተሓሊልናን ድማ ሓይልና ብእኡ መጠነ እዩ ዝውሕድ።

Posted by:
Samson Mehreteab
Feb 22, 2013

0 Comments
1108 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!