Video

SERMON

መገዲ እግዚኣብሄር

ብ ፓ. ዮውሃንስ አስገደ Download | Comment Share Share

ኣምላኽ ድማ ንያእቆብ፡ ተንስእ እሞ ናብ ቤት-ኤል ደይብ፡ ኣብኣውን ተቐመጥ። ኣብኣ ድማ ነቲ ኻብ ቅድሚ ሓውካ ኤሳው ክትሀድም ከሎኻ እተገልጸልካ ኣምላኽ መሰውኢ ግበር በሎ።

ሽዑ ያእቆብ ንስድራኡን ምስኡ ንዝነበሩ ዅሎምን፡ ኣብ ማእከልኩም ዘለዉ ጓኖት ኣማልኽቲ ኣርሕቑ፡ ጽረዩ፡ ክዳውንትኹምውን ለውጡ። ንተንስእ፡ ናብ ቤት-ኤል ድማ ንደይብ፡ ኣብኣ ኸኣ ነቲ ብመዓልቲ ጸበባይ ዝሰምዓንን፡ ኣብ ዝኸድክዎ መገዲ ምሳይ ዝነበረን ኣምላኽ መሰውኢ ኽገብር እየ፡ በሎም።

ዘፍጥረት 35፡1-3

Posted by:
P. Yohannes Asghede
Jan 07, 2013

0 Comments
1071 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!