Video

SERMON

ዕረፍቲ

ብ ፓ. ዮውሃንስ ኣስገደ Download | Comment Share Share

በቲ ጊዜ እቲ ኣነ ኣምላኽ ኲላቶም ዓሌት እስራኤል ክኸውን እየ፡ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፡ ይብል እግዚኣብሄር። እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ እቲ ኻብ ሰይፊ ዘምለጠ ህዝቢ ኣብ በረኻ ጸጋ ረኸበ። ንእስራኤል ከዕርፎ እኸይድ ኣሎኹ። እግዚኣብሄር ካብ ርሑቕ ተራእየኒ፡ ብናይ ዘለኣለም ፍቕሪ ኣፍቀርኩኺ፡ ስለዚ ኸኣ ብምሕረት ሰሐብኩኺ።

ኤርምያስ 31፡1-3

Posted by:
P. Yohannes Asghede
Aug 31, 2012

0 Comments
1137 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!