Video

SERMON

ቃለ መጠይቕ ምስ ዘማሪ ካሌብ ጸጋየ

ብ ፓ. ዮውሃንስ ኣስገደ Download | Comment Share Share

ኵልኺ ምድሪ፣ ንእግዚኣብሄር እልል በልሉ። ንእግዚኣብሄር ብሓጐስ ተገዝእዎ፣ አብ ቅድሚኡ ብእልልታ ምጹ። እግዚኣብሄርሲ ኣምላኽ ምዃኑ ፍለጡ፣ ንሱ ገበረና፣ ባዕላትና ኣይኰንናን፣ ንሕናስ ህዝቡን ኣባጊዕ መጓሴኡን ኢና። አብ ደጌታቱ ብምስጋና፣ አብ አጸዱውን ብውዳሴ እተዉ፣ አመስግንዎ ንስሙ ኸኣ ባርኹ። እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ እሞ፣ ጸጋኡ ንዘለአለም፣ እምነቱ ኸኣ ንውሉድ ወለዶ ይነብር።

መዝሙር ዳዊት 100

Posted by:
P. Yohannes Asghede
Aug 26, 2012

0 Comments
1499 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!