Video

SERMON

አምላኽ አብ ሂወትና ዝገበረልና ከይንርስዕ

ብ ፓ. ዮውሃንስ ኣስገደ Download | Comment Share Share

ከምዚ ኣነ ሎሚ ኣብ ቅድሜኹም ዘንብረልኩም ዘሎኹ ዂሉ ሕጊ፡ ከምኡ ቅኑዕ ሕጋጋትን ፍርድታትን ዘለዎኸ፡ ኣየናይ ዓብዪ ህዝቢ እዩ፧ ሓንትስ እቲ ዓይንኻ ዝረኣዮ ነገር ከይትርስዖ፡ ብዂሉ መዓልትታት ህይወትካ ድማ ካብ ልብኻ ኸይወጽእ፡ ንደቅኻን ንደቂ ደቅኻን ደኣ ኸተፍልጦም፡ ንርእስኻ ተጠንቀቕ፡ ነፍስኻ ሐሉ።

ዘዳግም 4፡ 8 - 9

Posted by:
P. Yohannes Asghede
Aug 15, 2012

0 Comments
1268 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!