Video

SERMON

ከመይ ጌርና ክንብርትዕ ንኽእል

ብ ፓ. ዮውሃንስ ኣስገደ Download | Comment Share Share

(sorry for sound disruption. Please skip the first 3.05 min)

ኰነ ድማ፡ ዳዊትን ሰቡን ብሳልሰይቲ መዓልቲ ናብ ጺቅላግ ምስ መጹ፡ ኣማሌቃውያን ንደቡብን ንጺቅላግን ሓደጋ ወዲቖምወን ነበሩ፡ ንጺቅላግ ከኣ ስዒሮም ብሓዊ ኣንዲዶምዋ ነበሩ። ነንስትን ኣብኣ ንዝጸንሑ ዅሎምን ካብ ናእሽቱ ኽሳዕ ዓበይቲ ማሪኾምዎም ነበሩ፡ ግናኸ ማሪኾም ደአ መገዶም ከዱ እምበር፡ ሓደ ሰብ እኳ ኣይቀተሉን። ዳዊትን ሰቡን ናብታ ኸተማ ምስ መጹ ድማ፡ እንሆ፡ ብሓዊ ነዲዳ፡ ኣንስቶምን ኣወዳቶምን ኣዋልዶምን ከኣ ተማሪኾም ነበሩ። ሽዑ ዳዊትን እቲ ምስኡ ዝነበረ ህዝብን ንምብካይ ሓይሊ ኽሳዕ ዚስእኑ ዓው ኢሎም በኸዩ። ክልቲኤን ኣንስቲ ዳዊት፡ ኣሒኖዓም ብዓልቲ ይዝርኤልን ኣቢጋይል ሰበይቲ ናባል ብዓል ቀርሜሎስን ከኣ ተማሪኸን ነበራ። ነፍሲ ዅሉ እቲ ህዝቢ፡ ነፍሲ ወከፍ ብዛዕባ ኣወዳቱን ኣዋልዱን ስለ እተመረረ፡ ንዳዊት ብዳርባ እምኒ ኪቐትልዎ ይብሉ ነበሩ እሞ፡ ኣዝዩ ጨነቖ። ዳዊት ግና ብእግዚኣብሄር ኣምላኹ ጸንዔ።

1ይ መጽሓፍ ሳሙኤል 30:1-6

Posted by:
P. Yohannes Asghede
Jul 27, 2012

0 Comments
1318 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!