Video

SERMON

ጸላኢኻ መን ምኳኑ ምልላይ

ብ ፓ. ዮውሃንስ ኣስገደ Download | Comment Share Share

ኰነ ኸኣ፡ ድሕሪ እዚ ደቂ ሞኣብን ደቂ ዓሞንን፡ ምሳታቶም ድማ ካብቶም ዓሞናውያንን ንዮሳፋጥ ኪወግእዎ መጹ። ዮሳፋጥ ከምዚ ኢሎም ዚነግርዎ ሰብ ከኣ መጹ፡ ካብ ማዕዶ ባሕሪ ኻብ ሶርያ ብዙሕ ሰራዊት ይመጸካ ኣሎ፡ እነዉ ድማ፡ ኣብ ሓጸጾን - ታማር ኣለዉ፡ - ንሳዔን - ገዲ እያ። ሽዑ ዮሳፋጥ ፈርሄ እሞ እሞ ንእግዚኣብሄር ኪደልዮ ገጹ መለሰ፡ ኣብ ብዘሎ ይሁዳውን ጾም አወጀ። ይሁዳ ኸኣ ረዲኤት ካብ እግዚኣብሄር ኪደሊ ተኣከበ፡ እወ፡ ካብ ኲለን ከተማታት ይሁዳ ንእግዚኣብሄር ኪደልይዎ መጹ።
2ይ ዜና መዋዕል 1-4

Posted by:
P. Yohannes Asghede
Jul 10, 2012

0 Comments
1308 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!