Video

SERMON

ኣምላኽና ሓድሽ ነገር ዝገብር ኣምላኽ እዩ። ካልአይ ክፋል

ብ ፓ. ዮውሃንስ ኣስገደ Download | Comment Share Share

"ኤልሳእ ድማ፡ ቃል እግዚኣብሄር ስምዑ፡ በለ። እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ጽባሕ ከምዛ ጊዜ እዚኣ ኣብ ደገ ሰማርያ ሓደ መስፈሪ ድኹም ሓርጭ ብሲቃል፡ ክልተ መስፈሪ ስገም ከኣ ብሲቃል ኺሽመት እዩ። እቲ ንጉስ ኣብ ኢዱ ዚጒዝጐዞ ዝነበረ ሓለቓ ድማ ነቲ ናይ ኣምላኽ ሰብ፡ እንሆ፡ እግዚኣብሄር ኣብ ሰማይ መሳዂቲ እንተ ዚገብርሲ፡ እዚ ነገር እዚ ይኸውንዶ፧ ኢሉ መለሰሉ። ንሱ ኸኣ፡ በዒንትኻ ኽትርእዮ ኢኻ፡ ግናኸ ኻብኡ ኣይክትበልዕን ኢኻ፡ በለ።"

2ይ ነገስታት 7:1-2

Posted by:
P. Yohannes Asghede
May 23, 2012

0 Comments
1237 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!