Video

SERMON

ኣምላኽና ሓድሽ ነገር ዝገብር ኣምላኽ እዩ

ብ ብ ፓስቶር ዮውሃንስ ኣስገደ Download | Comment Share Share

"ኤልሳእ ድማ፡ ቃል እግዚኣብሄር ስምዑ፡ በለ። እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ጽባሕ ከምዛ ጊዜ እዚኣ ኣብ ደገ ሰማርያ ሓደ መስፈሪ ድኹም ሓርጭ ብሲቃል፡ ክልተ መስፈሪ ስገም ከኣ ብሲቃል ኺሽመት እዩ። እቲ ንጉስ ኣብ ኢዱ ዚጒዝጐዞ ዝነበረ ሓለቓ ድማ ነቲ ናይ ኣምላኽ ሰብ፡ እንሆ፡ እግዚኣብሄር ኣብ ሰማይ መሳዂቲ እንተ ዚገብርሲ፡ እዚ ነገር እዚ ይኸውንዶ፧ ኢሉ መለሰሉ። ንሱ ኸኣ፡ በዒንትኻ ኽትርእዮ ኢኻ፡ ግናኸ ኻብኡ ኣይክትበልዕን ኢኻ፡ በለ።"

2ይ ነገስታት 7:1-2

Posted by:
P. Yohannes Asghede
May 08, 2012

1 Comments
1151 Views

Othe videos

1 comments
Antonio kfle ኣምላኽ እባርኻ ፓስተር ዮውሃንስ ብኹለን መልእኽትታትካ ኣዝየ ተባሪኸ፡ ጎይታና እየሱስ ድማ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ። ካልእ ትምህርትታትካ ክሪኢ ድማ ይናፍቅ።
May 21, 2012 at 8:37am
Post your comment