ጸሎት ነጨ በረር

Posted on 2012-02-10 · 1257 · 0 · 0

11 resources uploaded

ካብ አዕጽምተይ ዓጽሚ ዝወሰደት
ካብ ስጋይ ስጋ ዝወሰደት
ፍንጫሕ መሰንገለይ ዝኾነት
ንዓይ ተባሂላ ዝተሰርሐት
ኣቦይን ኣደይን ሓዲገ ምስኣ ክጠብቕ
ዝተረፈ ዕድመይ ምስኣ ክስሕቕ
ኣበይ ኣላ ኣበይየ ዝረኽባ
ጎይታ በጃኻ ሐብረኒባ::

0 comments
Other Poem