እዝንና ንሕከኽ

Posted on 2022-01-03 · 454 · 1 · 0

107 resources uploaded

ኩሉ ይዛረብ
ኩሉ ይምድር
ኩሉ ይዕንድር
ኩሉ ይጭድር
ባዶ መድረኽ ተረኺቡ
ዝዝለሎ ዝዕበዶ
ብዘይ ሉጋም ብዘይ ጋዶ
ካብ ዘይሓነኸ በዓል መድረኽ
ቶም ሰማዕቲ እዝንና ንሕከኽ!

ድማ በሎም፡ ብትሰምዕዎ ተጠንቀቑ። (ማርቆስ 4:24)

0 comments
Other Poem