እምንቶይ

Posted on 2015-01-31 · 1263 · 0 · 0

20 resources uploaded

ንፋስ እንተነውነወ እንተጸፍዐ
ቃሉ ሒዘ ካብ ኩሉ ዝጸንዐ
መን ክደፋኣኒ ኣብቲ ኩሉ ዝክእ ተጸጊዐ


ሰይጣን ብዓዉታ ክጓዝም።
ጉዕዞይ ክዕንቅፍ ከዳኽም
ኣነ ግና ይገንሖ ብስም የሱስ በቲ ዘቃጽል ስም


ሰልዚ ኣነ ግና ክጎይይ ናብ መትከለይ
ክዋጋእ ክቅሽምድ ጸላእተይ
ክጭብጥ ኣክሊል ናይ ዓወት
ምስ ጎይታ ክነብር ብህይወት

ነዚናይ ምድሪ ጸበባ ሰጊረ
ኣብ ቃሉ ብቃሉ ታሲረ
ክርስትናህይወተይ ንጎይታ ክመስል
ኣንሄት ህይወትይ ናቡ ትግስግስ


ከዕርፍ ኣብ ሕቅፎ የሱሰይ
ክክደን ክለብስ እቲ ዘዳለወለይ
ኣነ ምስኡ ንሱ እውን ምሳይ

0 comments
Other Poem