ጽወረኒ

Posted on 2021-12-23 · 448 · 2 · 0

107 resources uploaded

ዎ ኣምላኸይ…
ትእዛዛትካ ክገብር
ምስ ፍቓድካ ክሰምር
ንዓኻ ክነብር ንዓኻ ከኽብር
ባህጊ ልበይ እዩ’ሞ ምርጫይ
ረድኤትካ ኣብዝሓለይ
በቲ ቅኑዕ መሳልል ህይወት
ናብኻ ዘቕርብ ናባኻ ዘጠምት
ክመላለስ…
ብጸጋ ሕቆፈኒ
ንድኻመይ ርኢኻ ዎ ኣቦይ ጽወረኒ!!

0 comments
Other Poem