መጽሔት ትምህርቲ ሰንበት፡ መስከረም - ጥቅምቲ 2022

Posted on 2022-08-16 · 728 · 46 · 0 · 0

17 resources uploaded

እዛ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ወርሒ መስከረምን ጥቅምቲን 2022 ዝሓዘት ኮይና ሰሙናዊ ትሕዝቶኣ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

መስከረም 4 መርዓ ይስሃቅ...3
መስከረም 11 ይስሃቅ እቲ ገባር ሰላም...8
መስከረም 18 ብዂርና ዝሸጠ ሰብኣይ...13
መስከረም 25 ያእቆብ ኣብ ቤትኤል...18

ጥቅምቲ 2 ዝየባትኽ ጸሎት ያእቆብ...23
ጥቅምቲ 9 ምሻጥ ዮሴፍ ናብ ግብጺ...28
ጥቅምቲ 16 ዮሴፍ ኣብ ቤት ማእሰርቲ...33
ጥቅምቲ 23 ዮሴፍ ገዛኢ ግብጺ ኰነ...38
ጥቅምቲ 30 ዮሴፍ ነሕዋቱ ይቕረ ይብለሎም...43

0 comments
Other Bible_study