መጽሔት ትምህርቲ ሰንበት፡ መስከረም-ጥቅምቲ 2021

Posted on 2021-08-31 · 189 · 14 · 0 · 0

5 resources uploaded

እዛ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ወርሒ መስከረምን ሕዳርን ዝሓዘት ኮይና ሰሙናዊ ትሕዝቶኣ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

መስከረም 5 - ርባ ምድሓን...3
መስከረም 12 - ካብ ምርኮ ምምላስ...8
መስከረም 19 - ምሕዳስ ቤተ መቕደስ...14
መስከረም 26 - ምትብባዕ ሃነጽቲ...19

ጥቅምቲ 3 - ብመንፈስ ኣምላኽ ዝመጽእ ሓይሊ...24
ጥቅምቲ 10 - ሃማን ንኣይሁድ ዝገበረሎም መፈንጠራ...29
ጥቅምቲ 17 - ኣስቴር ምእንቲ ህዝባ ዝለመነቶ ልመና...34
ጥቅምቲ 24 - ጉዕዞ እዝራ ናብ የሩሳሌም...39
ጥቅምቲ 31 - ጸሎት ነህምያ...44

0 comments
Other Bible_study