Bible
Music
Resource
Church
[Sunday 21st Jan 2024]
ሰሙናዊ ናይ ጽሞና ቓል ብምስማዕ ተባረኹ! 608
608 · ሰሙናዊ ናይ ጽሞና ቓል ብምስማዕ ተባረኹ!
ያዕቤጽ ድማ ንኣምላኽ እስራኤል፡ ብርግጽ እንተ ትባርኸኒ፡ ዶባተይ ከኣ እንተ ተግፍሓለይ፡ ኢድካውን ምሳይ እንተ ትኸውን፡ ከይጭነቕ ድማ ካብ ክፋእ ከም ዝድሕን እንተ ትገብረኒ፡ ኢሉ ለመኖ። ኣምላኽ ከኣ እቲ ዝለመኖ ገበረሉ። 1ዜና 4:10
ኣብ ቤተ-ጽዮን መጽሓፍ ቅዱስ ብዝተፈላለየ ቋንቋ ተዳልዩልኩም ኣሎ:
ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ንመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝሕግዙ ናውቲ (tools) ኣሎና:
ኣብ ቤተ-ጽዮን ሓያሎ ናይ ትግርኛ መዛሙር ይርከቡ። ክፋል ናይዞም መዝሙራት ድማ:
መጽሓፍ
ምዕራፍ