• Current City:
    ,
  • Hometown:
  • Occupation:
  • Interests:

Saron Ts

Recent Announcement

Participation

0
Article
0
Poem
0
Magazine
0
Newspaper
0
Bible study
0
Booklet
0
Christian living
0
Verse illustration
0
Worship video
0
Sermon
0
Tract
6
Comments posted
0
Times viewed
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000696
    Saron Ts
    ዝምችኣካ ጊዜ ምጽባይ

    ዝምችኣካ ጊዜ ምጽባይ

    ኣብዚ ክፍሊ መጽሓፍ ቅዱስ ከም እነንብቦ ጳውሎስ ኣብ ቂሳርያ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ እንከሎ፡ ፌሊክስ እቲ ልኡል ራእሲ ምስታ ኣይሁዳዊት ድሩሲላ ሰበይቱ...
    See More

    1 comments
    Saron Ts ኣሜን፡፡
    April 12, 2014 at 2:12am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry

    ኣብ ቤትካ ስፍራ ኣለዎዶ?

    ኣብ ቤትካ ስፍራ ኣለዎዶ?

    እዚ እዋን እዚ እዋን ልደት እዩ። ሰባት ድማ ብዝተፈላለዩ መገዲ እዮም ንልደት ዘብዕልዎ-ህያባት ብምቅይያር፡ ቤትካ ብምስላም፡ ስድራቤት ብምትእኽኻብ፡...
    See More

    4 comments
    Thomas Eyob ተባረክ
    December 10, 2012 at 10:46pm
    Agape ኣሜን፤ ሓቂ አዩ የሱስ አብ ልብና ዝለዓለ ስፍራ ክህልዎ ይግባእ፤ ኦ አምላኽ ከምዚ ዘንብቦ ክነብር ጸጋኻ አብዝሓለይ፤ አሜን
    December 11, 2012 at 2:16am
    Saron Ts ኣሜን
    December 16, 2013 at 7:08am
    Tsehaye Debas ኣሜን!ኦ ኣቦ ልበይ ስፍራኻ ጥራይ ክኸውን፡ካብ ርኽሰት ናይዛ ዓለም ክርሕቅ ጸጋኻ ኣብዝሓለይ።
    December 16, 2013 at 12:13pm

    ኣምላኽ ንዓኻ እንታይ እዩ?

    ኣምላኽ ንዓኻ እንታይ እዩ?

    እዛ ሕቶ እዚኣ ሰይጣን ብእከይ ሃቐና ንኣምላኽ ብዛዕባ እዮብ ዝምልከት ዝሓተታ ሕቶ እያ። እንተኾነ ግና ብዘይ እኩይ ሃቐና ንርእስና ክንሓታ ዘሎና...
    See More

    0 comments

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000696
    Saron Ts
    መርዓ - ሓሳብ ኣምላኽ ካብ “መጀምርታ” - ቀደማይ (1ይ) ክፋል

    መርዓ - ሓሳብ ኣምላኽ ካብ “መጀምርታ” - ቀደማይ (1ይ) ክፋል

    ማቴ19፣1-9
    ካብ ማንም ግዜ ንልዓሊ፣ ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ “ሓዳር” ኣብ መንቀራቅሮ ዝኣተወ ይመስል። ከምዚ ዘመን ጌሩ “ንመርዓ” ዝተዘርበሉን ዝተማህረሉን...
    See More

    3 comments
    Eyob Tesfamarima ሳምሶም ጎይታ ይባርኽካ..ካልኣይቲ ክፋል ምኣስ አታች ክትገብራ ኢኻ?
    July 20, 2013 at 1:05pm
    Samson Mehreteab ካልኣይቲ ክፋል ኣብ 2 ሰሙን አቢለ ከውጽአ እየ።
    July 24, 2013 at 10:27am
    Saron Ts ጎይታ ይባርክካ፡፡
    July 26, 2013 at 3:02am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    መርዓ - ሓሳብ ኣምላኽ ካብ “መጀምርታ” - ቀደማይ (1ይ) ክፋል

    መርዓ - ሓሳብ ኣምላኽ ካብ “መጀምርታ” - ቀደማይ (1ይ) ክፋል

    ማቴ19፣1-9
    ካብ ማንም ግዜ ንልዓሊ፣ ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ “ሓዳር” ኣብ መንቀራቅሮ ዝኣተወ ይመስል። ከምዚ ዘመን ጌሩ “ንመርዓ” ዝተዘርበሉን ዝተማህረሉን...
    See More

    3 comments
    Eyob Tesfamarima ሳምሶም ጎይታ ይባርኽካ..ካልኣይቲ ክፋል ምኣስ አታች ክትገብራ ኢኻ?
    July 20, 2013 at 1:05pm
    Samson Mehreteab ካልኣይቲ ክፋል ኣብ 2 ሰሙን አቢለ ከውጽአ እየ።
    July 24, 2013 at 10:27am
    Saron Ts ጎይታ ይባርክካ፡፡
    July 26, 2013 at 3:02am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000696
    Saron Ts
    ምንጪ ሓጎስና መን እዩ?

    ምንጪ ሓጎስና መን እዩ?

    ምንጪ ሓጎስካ እንይ እዩ? "ምንጪ ሓጐሰይ ደኣ ክርስቶስ እዩ።" ዶ ትብል? ሰናይ በልካ። ብርግጽ'ውን ምንጪ ሓጎስና ጐይታ እዩ ክኸውን ዘለዎ። ኣብዛ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ምንጪ ሓጎስና መን እዩ?

    ምንጪ ሓጎስና መን እዩ?

    ምንጪ ሓጎስካ እንይ እዩ? "ምንጪ ሓጐሰይ ደኣ ክርስቶስ እዩ።" ዶ ትብል? ሰናይ በልካ። ብርግጽ'ውን ምንጪ ሓጎስና ጐይታ እዩ ክኸውን ዘለዎ። ኣብዛ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000696
    Saron Ts
    ብጻየይከ መን እዩ?

    ብጻየይከ መን እዩ?

    ኩሉ ትእዛዝ ኣምላኽ ኣብ ክልተ ትእዛዝ ክጥቕለለ ይከኣል፡ ንኣምላኽ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ምፍቃርን...
    See More

    1 comments
    Saron Ts ኣሚን፤፤ ጎይታ ከም ቃልካ ክንከይድ ደግፈና፤፤
    June 27, 2013 at 3:18am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ብጻየይከ መን እዩ?

    ብጻየይከ መን እዩ?

    ኩሉ ትእዛዝ ኣምላኽ ኣብ ክልተ ትእዛዝ ክጥቕለለ ይከኣል፡ ንኣምላኽ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ምፍቃርን...
    See More

    1 comments
    Saron Ts ኣሚን፤፤ ጎይታ ከም ቃልካ ክንከይድ ደግፈና፤፤
    June 27, 2013 at 3:18am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000696
    Saron Ts
    ልበይ …ንቓሕ!

    ልበይ …ንቓሕ!

    ዎ ልበይ ... ጽን በል ኣስተውዕል
    ኣቕልብ ናብቲ ህያው ቃል
    ብውቐሳ'ቲ ዕቡይ ከይትድሃል
    ብውዳሴ ጠባሪ ከይትህመል
    ፋኒንካ ከይትኣቱ ኣብ ገደል
    ክቡሪ...
    See More

    2 comments
    Merhawi Tewelde ኣሜን'ዩ ዝተርፎ ነዚ ልቦናዊ ምዕዶኻ። ጎይታ ይባርኽካ። ቀጽሎ።
    November 12, 2012 at 6:06am
    Saron Ts ኣሜን። መዝሙር 86፤ 11 ..........'ስምካ ክፈርህሲ ንልበይ አዳልዎ'።
    June 15, 2013 at 6:45am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000221
    Ermias Tseggai

    . . .ንየው ደኣ በሎ!

    . . .ንየው ደኣ በሎ!

    ኣታ ሰብ . . .
    ልብኻ ተገንጺሉ እንተዝንበብ
    እንተዝግለጽ ‘ቲ ሕቡእ መዝገብ
    ስዉር ዉዲት እኩይ ሓሳብ
    ባዕልኻ ምፈረድካ ’ዶ ከይተጸበኻ ሰብ?
    ንነብስኻ...
    See More

    1 comments
    Saron Ts ሓቅኻ አለኻ፤፤
    June 15, 2013 at 6:38am