• Current City:
    ,
  • Hometown:
  • Occupation:
  • Interests:

Dawit Kahsay

Recent Announcement

Participation

0
Article
0
Poem
0
Magazine
0
Newspaper
0
Bible study
0
Booklet
0
Christian living
0
Verse illustration
0
Worship video
0
Sermon
0
Tract
5
Comments posted
0
Times viewed
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000628
    Dawit Kahsay
    ኣሻንጉሊት

    ኣሻንጉሊት

    ናብ ጸጋም እንተበልካኒ ንጸጋም
    ናብ የማን እንተበልካኒ ንየማን
    ንዓ እንተበልካኒ ክመጽእ
    ኪድ እንተበልካኒ ክወጽእ
    ኣብ ዘቐመጥካኒ ክቕመጥ
    ናብ...
    See More

    1 comments
    Dawit Kahsay እወ ብሩኽ ሃወይ ሰብ ሲ ሰብ ምኻኑ ዳኣ ዪፍለጥ።
    March 11, 2013 at 11:20pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000206
    Aklilu Mengstu

    ድሎ ከይትዕሎ

    ድሎ ከይትዕሎ

    ድሎ ከይትዕሎ
    ካብ ሕቑፊ ናብ ፍሑኽ
    ካብ ፍሑኽ ናብ ታተ ታተ
    ሰጊሩ ጉያ ምስ ተኻእሎ
    መንከ ኣሎ ዝዕንቀፍ ዝመስሎ
    መንከ ኣሎ ዝወድቕ ዝመስሎ
    ...
    See More

    2 comments
    Ermias Zerazion ኣሜን ኣኽሊሉ፡ ተባረክ! ሓያል መልኣኽቲ ዘለዋ ግጥሚ።
    March 25, 2012 at 5:08pm
    Dawit Kahsay ኣኽሊሉ ሃወይ፡ ጎይታ ዪባርኽካ መመሊሱ።
    March 11, 2013 at 11:17pm

    ስብከት ጸሓይ

    ስብከት ጸሓይ

    እቲ ፈጣሪ!
    ክወግሕ እንከሎ ንሱ ኸም ዝረድእ
    መታን ከተበስር ንሱ ኸምዘይርስዕ
    ነቲ ዘረምስስ ጸልማት ቀዲዳ
    ደበኽ ትብል ጸሓይ ነንዕለቱ ከም ልማዳ

    ብዛዕባ...
    See More

    2 comments
    Niath Mesfin ብጣዕሚ ፈትየያ!ጎይታ አብዚሑ ይባርኽካ።
    December 08, 2012 at 5:08pm
    Dawit Kahsay ኣየ እወ እዚ ፈጣሪ! መስተንክር፡ ግርማ ሙሉእ ክቡር፡ ውቃቤኡ ዘደንቕ። ጎይታ ይባርኽካ ሃውና ኣኽሊሉ።
    March 11, 2013 at 11:09pm

    ምልስ ኢለ ክርኢ

    ምልስ ኢለ ክርኢ

    ናይ ትማሊ ውጽኢት'ዩ
    ሎሚ አብዚ ዘለኹ
    ክብሉ ሰባት ሰሚዕኩምዶ ትፈልጡ?

    አነ ግን ምልስ ኢለ ክርኢ
    ዝሓለፍክዎ መገዲ ከስተንትን ክመሚ
    ከም አመጻጽኣይሲ...
    See More

    3 comments
    Agape "አብዚ ምህላወይ ምልስ ኢለ ክርኢ ኩሉ ካባኻ'ዩ ጽቡቕ ገባሪ" ክሳብ ኣብዚ ዘብጽሓኒ ኣምላኽ ስሙ ይባረኽ፣ ጐይታ ምግላጽ ይወስኸልኪ ንያት
    March 05, 2013 at 6:45am
    Niath Mesfin አሜን ብሩኽ ሓወይ!
    March 05, 2013 at 7:42am
    Dawit Kahsay ኣሜን። ጎይታ ዪባርኽኪ ጸጋኡ ዲማ የብዝሃልኪ።
    March 11, 2013 at 10:48pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000087
    Niath Mesfin

    ንኽብሪ ክልወጥዩ

    ንኽብሪ ክልወጥዩ

    ዝገበርካለይ ርእየ ከመስገን ከለኹ
    ጸላኢ አንጸርጺሩ ምስጋናይ ሰሚዑ
    መሲልዎ ዘምልኸካ ስለ ዝተገብረለይን ዝረኸብክዎን
    ብዕቤት ግርማኻ፡ጽባቐ...
    See More

    4 comments
    Agape "ጸላኢ ኣንጸርጺሩ ምስጋናይ ሰሚዑ" Love it፣ ኣምላኽ የባርኽኪ!
    March 05, 2013 at 4:44am
    Niath Mesfin አሜን ተባረኽ።
    March 05, 2013 at 7:43am
    Dawit Kahsay ንያት ሃፍተይ ብርኽቲ መመሊሱ ጞይታ ዪባርኽኪ። ነቲ ዘሎኪ ጎይታ የብዝሃልኪ.
    March 11, 2013 at 10:43pm
    Niath Mesfin አሜን!
    March 11, 2013 at 10:57pm