• Current City:
    ,
  • Hometown:
  • Occupation:
  • Interests:

Tedros Ghebremariam

Recent Announcement

Participation

0
Article
4
0
Magazine
0
Newspaper
0
Bible study
0
Booklet
0
Christian living
0
Verse illustration
0
Worship video
0
Sermon
0
Tract
5
Comments posted
2126
Times viewed
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000529
    Tedros Ghebremariam
    ጓሳይ ኢኻ

    ጓሳይ ኢኻ

    ጎይታየ ሓለዋኻ ኣብ ልዕለይ ብዙሕ‘ዩ
    የሱሰይ ረዲኤትካ ኣብ ልዕለይ ዓቢ‘ዩ

    ንስኻ ሓቀኛ ጓሳይ ኢኻ
    ኣነ ድማ በጊዕካ
    ብፍቕሪ ትጓስየኒ፣ ተውዕለኒ...
    See More

    2 comments
    Ermias Zerazion ኣሜን!
    November 16, 2016 at 5:35am
    Tedros Ghebremariam ሰላም ኣምላኽ ይብዘሓልኩም እታ ኣብ መወዳእታ ናይዛ ግጥሚ ዘላ ሕጥቦ ጽሑፍ (ዘይተደምጸ ድምጸይ, ,,) ትብል ካብ ላዕሊ ዝተደግመት እያ‘ሞ ኤዲት ክትግበር ይከኣል ደዩ? ተባረኹ።
    November 17, 2016 at 10:54am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000529

    ዕቑር ክእለትካ ምልቃቕ

    ዕቑር ክእለትካ ምልቃቕ

    ንዝኽሪ ክቡራትን ፍቝራትን ኣሕዋት ዶ/ር ማይልስ ሙንሩ፡ በዓልቲ እንዳኡ ወ/ሮ ሩት ሙንሩ፡ ጓሎም ቻሪሳን እቶም ኣብታ ነፋሪት ምስኦም ተሳፊሮም...
    See More

    3 comments
    Tedros Ghebremariam ሰላም ኣምላኽ ይብዝሓልኩም ብሩኻት። ስለ እቲ ተበርክትዎ ዘለኹም ጽሑፋት ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኽኩም እምብዛ መሃሪ ስለዝኾነ ጎይታ መመሊሱ ይወስኸልኩም። እዛ" ናብ" እትብል ቃል ግና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዙሕ ሳዕ ተጻሒፋ ኣላ ብዘይ ብእኡ እዉን ካብ ካልእ ዝተወርሰት ወይ ዝተወስደት ኣይመስለንን እሞ እንተተብርህዋ ግርም ኔሩ።ትግርኛዊ ቃል ኣይኮነትን ስለዝበልኩማ።ንበረኸት ኩኑ!!
    November 22, 2014 at 10:28am
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley ዝኸበርካ ቴድሮስ ሓውና፣ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ'ዚ ኣይረኣኻዮን ከይትዀውን እምበር፣ ጽሑፍ ኣቕሪብና ነይርና። ንዝያዳ ሓበሬታ http://www.betezion.com/literature/article/select_article.php?id=00000000137 ተመልከት። ተባረኽ!
    November 24, 2014 at 4:59am
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley http://www.betezion.com/literature/article/select_article.php?id=00000000137
    November 24, 2014 at 5:00am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000216
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley

     ነቲ ዘይመስል

    ነቲ ዘይመስል

    ዓቐብ ዘይድየብ
    ጸላም ዘይግላህ
    መፈንጥራ ዘይብተኽ
    ጸገም ዘይውዳእ
    ክመስል...

    ቑስሊ ዘይፍወስ
    ንብዓት ዘይድረዝ
    ሕቶ ዘይምለስ
    ድኻም ዘይሕደስ
    ክመስል...

    ራኢይ...
    See More

    2 comments
    Ermias Zerazion እወ ብሓቂ ነገር ከም ቀደሙ ክመሲል እዋን ከኣክል እዩ! ንንቃሕ!
    February 19, 2013 at 8:10pm
    Tedros Ghebremariam ኣምላኽ ይባርኽካ ሃኒባል . ይወስኸልካ ....
    July 13, 2013 at 4:41am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000043
    Hanibal Daniel
     ነቲ ዘይመስል

    ነቲ ዘይመስል

    ዓቐብ ዘይድየብ
    ጸላም ዘይግላህ
    መፈንጥራ ዘይብተኽ
    ጸገም ዘይውዳእ
    ክመስል...

    ቑስሊ ዘይፍወስ
    ንብዓት ዘይድረዝ
    ሕቶ ዘይምለስ
    ድኻም ዘይሕደስ
    ክመስል...

    ራኢይ...
    See More

    2 comments
    Ermias Zerazion እወ ብሓቂ ነገር ከም ቀደሙ ክመሲል እዋን ከኣክል እዩ! ንንቃሕ!
    February 19, 2013 at 8:10pm
    Tedros Ghebremariam ኣምላኽ ይባርኽካ ሃኒባል . ይወስኸልካ ....
    July 13, 2013 at 4:41am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000529
    Tedros Ghebremariam
    ኣብ  ጸግዒ

    ኣብ ጸግዒ 'ቲ ልዑል

    ኣየ ኣነ የዋህ ሰብ እንተዘስተውዕሎ
    ትንፋስ ኩሉ ፍጡር አብ ኢድካ ከምዘሎ
    ሰማይን ምድርን ብቓልካ ከምዝቖመ
    ኩሉ ዝርአን ዘይርአን ብኣኻ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000529
    Tedros Ghebremariam
    ኣብ  ጸግዒ

    ኣብ ጸግዒ 'ቲ ልዑል

    ኣየ ኣነ የዋህ ሰብ እንተዘስተውዕሎ
    ትንፋስ ኩሉ ፍጡር አብ ኢድካ ከምዘሎ
    ሰማይን ምድርን ብቓልካ ከምዝቖመ
    ኩሉ ዝርአን ዘይርአን ብኣኻ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000529
    Tedros Ghebremariam
    ህድእ

    ህድእ'ሞ በሉ

    ቀ...ው ኢሉ ይዕዘቦ'ሞ የስተንትን
    ንሸበድበድ ናይ ሰባት ምስ መካይን
    መሊሱ ይስሕቕ ክምስ ይብል
    ይትክዝ ካኣ ይደንን
    ነዛ ዘመናዊት ዓለም ምስ ሰባ
    ገጹ...
    See More

    2 comments
    Eyob Tesfamarima ጎይታ ይባርካ ቲድሮስ።
    November 08, 2012 at 3:10am
    Tedros Ghebremariam ኣሜን ጎይታ ይባርኽካ እዮብ ሓወይ
    November 08, 2012 at 12:58pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000529
    Tedros Ghebremariam
    ህድእ

    ህድእ'ሞ በሉ

    ቀ...ው ኢሉ ይዕዘቦ'ሞ የስተንትን
    ንሸበድበድ ናይ ሰባት ምስ መካይን
    መሊሱ ይስሕቕ ክምስ ይብል
    ይትክዝ ካኣ ይደንን
    ነዛ ዘመናዊት ዓለም ምስ ሰባ
    ገጹ...
    See More

    2 comments
    Eyob Tesfamarima ጎይታ ይባርካ ቲድሮስ።
    November 08, 2012 at 3:10am
    Tedros Ghebremariam ኣሜን ጎይታ ይባርኽካ እዮብ ሓወይ
    November 08, 2012 at 12:58pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000529
    Tedros Ghebremariam
    የሱስ ክምለስ

    የሱስ ክምለስ'ዩ

    "ቋሕ እሞ በሉ
    ምድሪ ድሮ ንዓጺድ ከምዝጻዕደወት አስተብህሉ
    እቲ እኽሊ ብዙሕ'ዩ
    ዓየይቲ ግና ሒደት
    ስለዚ ነቲ ጎይታ እኽሊ ዋና ግራት
    ንእኽሉ ዓየይቲ...
    See More

    2 comments
    Mick Son Of God Blessed Brother tedi,,,,
    November 09, 2012 at 12:20pm
    Tedros Ghebremariam ተባረኽ ሚኪ......
    November 13, 2012 at 1:30pm