• Current City:
    ,
  • Hometown:
  • Occupation:
  • Interests:

Merhawi Tewelde

Recent Announcement

Participation

1
2
0
Magazine
0
Newspaper
0
Bible study
0
Booklet
0
Christian living
0
Verse illustration
0
Worship video
0
Sermon
0
Tract
6
Comments posted
1905
Times viewed
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000260
    Merhawi Tewelde
    ልበይ …ንቓሕ!

    ልበይ …ንቓሕ!

    ዎ ልበይ ... ጽን በል ኣስተውዕል
    ኣቕልብ ናብቲ ህያው ቃል
    ብውቐሳ'ቲ ዕቡይ ከይትድሃል
    ብውዳሴ ጠባሪ ከይትህመል
    ፋኒንካ ከይትኣቱ ኣብ ገደል
    ክቡሪ...
    See More

    2 comments
    Merhawi Tewelde ኣሜን'ዩ ዝተርፎ ነዚ ልቦናዊ ምዕዶኻ። ጎይታ ይባርኽካ። ቀጽሎ።
    November 12, 2012 at 6:06am
    Saron Ts ኣሜን። መዝሙር 86፤ 11 ..........'ስምካ ክፈርህሲ ንልበይ አዳልዎ'።
    June 15, 2013 at 6:45am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000221
    Ermias Tseggai
    ልበይ …ንቓሕ!

    ልበይ …ንቓሕ!

    ዎ ልበይ ... ጽን በል ኣስተውዕል
    ኣቕልብ ናብቲ ህያው ቃል
    ብውቐሳ'ቲ ዕቡይ ከይትድሃል
    ብውዳሴ ጠባሪ ከይትህመል
    ፋኒንካ ከይትኣቱ ኣብ ገደል
    ክቡሪ...
    See More

    2 comments
    Merhawi Tewelde ኣሜን'ዩ ዝተርፎ ነዚ ልቦናዊ ምዕዶኻ። ጎይታ ይባርኽካ። ቀጽሎ።
    November 12, 2012 at 6:06am
    Saron Ts ኣሜን። መዝሙር 86፤ 11 ..........'ስምካ ክፈርህሲ ንልበይ አዳልዎ'።
    June 15, 2013 at 6:45am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000260
    Merhawi Tewelde
    ፍረ   ደሙ   እየ

    ፍረ ደሙ እየ

    ክብሪ ደም የሱስ ብምንታይ ይትመን
    ዋጋ ደሙ'ከ ብምንታይ ይዕቀን
    ርዝነቱ'ከ ብምንታይ ይምዘን
    እስኪ ግለጹለይ ክሰምዕ ከስተንትን

    እንታይ'ዩ ኩቡር...
    See More

    1 comments
    Senait Rezene merhawi hawey neti haki kin felto birhanu zebrhalna amlak ybarek ewe hakika zikebere dem goyta ybarka memeliska ebe xegu yebzahalka.
    July 28, 2012 at 1:40am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000260

    እስከ ተዛረበኒ

    እስከ ተዛረበኒ

    ሓደ መንእሰይ ሓደ ረቡዕ ምሸት ኣብ ሓደ ናይ መጽሓፍ ቁዱስ መጽናዕቲ መደብ ተኻፈለ። እቲ ማሕበር ጓሳ ድማ፣ ኣምላኽ ከም ዝዛረብ፣ ኣምላኽ ምስ ተዛረበና...
    See More

    4 comments
    Merhawi Tewelde ኣዝያ መሳጢት ምስክርነትን ትምህርትን። ጎይታ እናባረኸ ይባርኽካ። እ/ሂር ንዓኻ ዝሰምዕ እዝንን ዝእዘዝ ልብን ሃበኒ።
    June 30, 2012 at 9:40am
    Samuel Alem amlak yezizu ybarka thank you.
    July 02, 2012 at 7:24am
    Senait Rezene wooooooooooo amlak tezarebeni kisemaka halefa kulu u eyesusey kalka elu zemaray goyta ybarka des tebil miskirnet bihaki meharit.
    July 10, 2012 at 7:24am
    Senait Andemicael ኢት ኢዝ ሶ ናይስ ፖስት. ኣምላክ ይባርካ.ዝሃወይ
    February 05, 2013 at 6:06am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000043
    Hanibal Daniel

    ሰሚዕኩሞ

    ሰሚዕኩሞ'ዶ እቲ ድምጺ

    እወ
    እወ ድምጺ ኣፍቃሪ፡ ዝህብ ቅሳነት
    ድምጺ ተበጃዊ፡ ዝዕድል ሓርነት
    ድምጺ እሙን ዓርኪ፡ ኣብ ኩሉ ኩነታት
    ድምጺ ናይቲ ሓያል፡ ዝጋልህ ንጸልማት
    ድምጺ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000260
    Merhawi Tewelde
    ሰሚዕኩሞ

    ሰሚዕኩሞ'ዶ እቲ ድምጺ

    እወ
    እወ ድምጺ ኣፍቃሪ፡ ዝህብ ቅሳነት
    ድምጺ ተበጃዊ፡ ዝዕድል ሓርነት
    ድምጺ እሙን ዓርኪ፡ ኣብ ኩሉ ኩነታት
    ድምጺ ናይቲ ሓያል፡ ዝጋልህ ንጸልማት
    ድምጺ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000260
    Merhawi Tewelde
    ወረስቲ ኣምላኽ

    ወረስቲ ኣምላኽ

    ሓደ ካብቲ ባህ ዘብል ናይ ኣምላኽ ነገር መሰል ውልድነት ምውሃቡ እዩ። እዚ መሰል ውልድነት እዚ ብምርዓም (adoption-ንዘይውሉድካ ከም ውሉድካ ምቕባል)...
    See More

    2 comments
    Merhawi Tewelde ኣሜን...ኣሜን ...ኣሜን። እዚዩ ርስቲ ባሮት ኣምላኽ።
    May 20, 2012 at 5:52am
    Agape ኣሜን ... ኣሜን ... እዚ'ዩ ርስቲ ዉሉድ ኣምላኽ እሞ፣ ከም ዉሉድ ኣምላኽ መጠን ኬንና ንመላለስ "ስለዚ ድማ ብሞት ክርስቶስ ውልድነት ኣምላኽ ዝረኸብና፡ ውልድነትና ኣብዛ ምድሪ ከየብቅዐ ... ወረስቲ ኣምላኽ ኢና እሞ ባህርያት ኣቦና ወሪስና ንመላለስ።"quoted
    November 05, 2013 at 3:55am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ወረስቲ ኣምላኽ

    ወረስቲ ኣምላኽ

    ሓደ ካብቲ ባህ ዘብል ናይ ኣምላኽ ነገር መሰል ውልድነት ምውሃቡ እዩ። እዚ መሰል ውልድነት እዚ ብምርዓም (adoption-ንዘይውሉድካ ከም ውሉድካ ምቕባል)...
    See More

    2 comments
    Merhawi Tewelde ኣሜን...ኣሜን ...ኣሜን። እዚዩ ርስቲ ባሮት ኣምላኽ።
    May 20, 2012 at 5:52am
    Agape ኣሜን ... ኣሜን ... እዚ'ዩ ርስቲ ዉሉድ ኣምላኽ እሞ፣ ከም ዉሉድ ኣምላኽ መጠን ኬንና ንመላለስ "ስለዚ ድማ ብሞት ክርስቶስ ውልድነት ኣምላኽ ዝረኸብና፡ ውልድነትና ኣብዛ ምድሪ ከየብቅዐ ... ወረስቲ ኣምላኽ ኢና እሞ ባህርያት ኣቦና ወሪስና ንመላለስ።"quoted
    November 05, 2013 at 3:55am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000260
    Merhawi Tewelde
    ዎ ተጓዓዛይ !

    ዎ ተጓዓዛይ !

    እዛ ንእሽቶ መጽሓፍ ብዛዕባ ጉዕዞ ህይወትካ እትድህስስን ኣብ ከመይ ኩነታት ከም ዘሎኻ እተፍልጥን መጽሓፍ እያ።

    ትፈልጥ ኢኻ፡ ሰብ ኣብ ህይወት...
    See More

    4 comments
    Senait Girmay እግዝብህር እና ባረከ ይባርካ እርሚያስ ሃወይ!
    March 03, 2012 at 4:02pm
    Solomon Tesfasion እግዛብሂር አብዚሑ ይባርኻ ኹቡር ሓወይ.......!
    March 04, 2012 at 8:05am
    Merhawi Tewelde ሓቂ እዩ ኤርምያስ ሓወይ። እት ውሳኔ ናይ ምርጫን ናይ ተወፋይነትን እዩ። ስለዚ እ/ሄር ኩሉ ግዜ ነታ ቅንዕቲ መንገዲ ክንመርጽን መሪጽና ድማ ኣብኣ ክንጸንዕን ብመንፈሱ ይደግፈና። ተባረኽ፡ ንበረኸት ኩን።
    May 19, 2012 at 8:58am
    Hanna Yemane God bless you ermiyas !!!
    October 14, 2013 at 4:48am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000018
    Ermias Zerazion
    ዎ ተጓዓዛይ !

    ዎ ተጓዓዛይ !

    እዛ ንእሽቶ መጽሓፍ ብዛዕባ ጉዕዞ ህይወትካ እትድህስስን ኣብ ከመይ ኩነታት ከም ዘሎኻ እተፍልጥን መጽሓፍ እያ።

    ትፈልጥ ኢኻ፡ ሰብ ኣብ ህይወት...
    See More

    4 comments
    Senait Girmay እግዝብህር እና ባረከ ይባርካ እርሚያስ ሃወይ!
    March 03, 2012 at 4:02pm
    Solomon Tesfasion እግዛብሂር አብዚሑ ይባርኻ ኹቡር ሓወይ.......!
    March 04, 2012 at 8:05am
    Merhawi Tewelde ሓቂ እዩ ኤርምያስ ሓወይ። እት ውሳኔ ናይ ምርጫን ናይ ተወፋይነትን እዩ። ስለዚ እ/ሄር ኩሉ ግዜ ነታ ቅንዕቲ መንገዲ ክንመርጽን መሪጽና ድማ ኣብኣ ክንጸንዕን ብመንፈሱ ይደግፈና። ተባረኽ፡ ንበረኸት ኩን።
    May 19, 2012 at 8:58am
    Hanna Yemane God bless you ermiyas !!!
    October 14, 2013 at 4:48am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000260
    Merhawi Tewelde
    ንለውጢ ምድላው

    ንለውጢ ምድላው

    ናብ ገዛእ ርእስና ምልስ ኢልና እንተርኢና ካብ ቅድሚ ምውላድና፡ ድሕሪ ምውላድናንን ክሳብ ዕለተ ሞትናን ዘሎ ናይ ሰብነትን ናይ ኣተሓሳስባናን...
    See More

    2 comments
    Ermias Zerazion ኣምላኽ ይባርኽካ መርሃዊ፡ ግሩም መልኣኽቲ፡ "ዎ ኣምላኽ ጽኑዕ መንፈስካ አብ ውሽጠይ ሓድስ"
    May 20, 2012 at 4:30am
    Mathiewos Ghebru አምላክ ይባርካ መርሃዊ ሃዊና።
    May 29, 2012 at 1:38am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000260
    Merhawi Tewelde
    ንለውጢ ምድላው

    ንለውጢ ምድላው

    ናብ ገዛእ ርእስና ምልስ ኢልና እንተርኢና ካብ ቅድሚ ምውላድና፡ ድሕሪ ምውላድናንን ክሳብ ዕለተ ሞትናን ዘሎ ናይ ሰብነትን ናይ ኣተሓሳስባናን...
    See More

    2 comments
    Ermias Zerazion ኣምላኽ ይባርኽካ መርሃዊ፡ ግሩም መልኣኽቲ፡ "ዎ ኣምላኽ ጽኑዕ መንፈስካ አብ ውሽጠይ ሓድስ"
    May 20, 2012 at 4:30am
    Mathiewos Ghebru አምላክ ይባርካ መርሃዊ ሃዊና።
    May 29, 2012 at 1:38am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000260
    Merhawi Tewelde
    ዋጋ መሪሒነት ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ነስተውዕል ዶ?

    ዋጋ መሪሒነት ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ነስተውዕል ዶ?

    ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ዓለምን ኣጋጢምዋ ዘሎ ቅልውላው ቤት ኣምላኽ ገጢምዋ ዘሎ ብድሆ ሓደ ናይ መርሒነት ወይ ከኣ ቡቑዕ ዝዀነ መራሒ ምስኣን እዩ።...
    See More

    2 comments
    Merhawi Tewelde ብሓቂ ሃናጺ ናይ ልቦና ምኽርን ምዕዶን። ኣምላኽ ንልብና የንቅሕ ምስትውዓል ድማ ይሃበና። እ/ሂር አብዚሑ ይባርኽካ። ንበረኸት ኩን።
    May 19, 2012 at 3:27am
    Samuel Alem God bless you Hannibal.thank you.
    July 04, 2012 at 3:44am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000043
    Hanibal Daniel
    ዋጋ መሪሒነት ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ነስተውዕል ዶ?

    ዋጋ መሪሒነት ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ነስተውዕል ዶ?

    ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ዓለምን ኣጋጢምዋ ዘሎ ቅልውላው ቤት ኣምላኽ ገጢምዋ ዘሎ ብድሆ ሓደ ናይ መርሒነት ወይ ከኣ ቡቑዕ ዝዀነ መራሒ ምስኣን እዩ።...
    See More

    2 comments
    Merhawi Tewelde ብሓቂ ሃናጺ ናይ ልቦና ምኽርን ምዕዶን። ኣምላኽ ንልብና የንቅሕ ምስትውዓል ድማ ይሃበና። እ/ሂር አብዚሑ ይባርኽካ። ንበረኸት ኩን።
    May 19, 2012 at 3:27am
    Samuel Alem God bless you Hannibal.thank you.
    July 04, 2012 at 3:44am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000260
    Merhawi Tewelde
    ምንባር ንመን?

    ምንባር ንመን?

    አቲ ውልድ ምስ በልኩ
    አሞ ምስ ጎበዝኩ
    መልክዕ’ውን ተዓደልኩ
    ኣቤት ሽዑ እዩ ዝጅምር
    ኣነ ድኣ እንዳበልኩ ምጅሃር
    ብስራሕ ተዓወትኩ
    ሓለፈት’ውን...
    See More

    1 comments
    Merhawi Tewelde ክብሪ ንጎይታ ይኹን። ጎይታ ይባርኽኪ ሰናይት ሓብተይ። ኹሉ ካብአኡ፡ ኩሉ ብኣኡ፡ ኩሉ ድማ ንዑኡ ይኹን። ጽቡቕቲ ድርሰት፡ ተነቓቕሕ። በርትዒ፡ ጎይታ ድማ ሓሓድሽ ግጥምን ምግላጽን ይሃብኪ። ንበረኸት ኩኒ። ኩሉኹም ተንብብዋ ድማ ተባረኹ።
    May 12, 2012 at 5:21am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000318
    Senait Rezene