|
|
|
“...ኣብታ ቤት ኣምላኽ፡ ማለት፡ ናይታ ሓቂ ዓንድን መሰረትን ዝዀነት ማሕበር ህያው ኣምላኽ፡ ከመይ ክትገብር ከም ዚግብኣካ ኽትፈልጥ እፈቱ አሎኹ።...“
1ጢሞ.... See More
ፍርሃት እግዚኣብሄር ንልባ ዝገዝኦ ኣዝያ ትሕቲ ሰብ እያ። ኣብ ኣዒንቲ ሰባት እዚ ኣለዋ ዘብል እኳ እንተዘይነበራ ልባ ግን ንኡኡ ምቹእ እዩ። ካብተን... See More
ነበረ።
እቲ ዝነበረ
ኩሉ`ኳ ብኡ ዝኾነ . . .
ኮነ ኸአ መጸ
ንደቁ መረጸ
ካብ ኩሉ ኣብለጸ።
ግን . . .
መን እሞ ኢሎሞ
ዓለም እዝዓለሞም
... See More
መን እዩ ከስደዓኒ ዝፈተነ
መን እዩ ከስድዓኒ ዝፈተነ፧
ነቲ ሓጥያት ከም ዘይሓጥያት እንዳምሰለ
እንዳ ጠባበረ እንዳ ሓባበለ
እንዳወደሰ እንዳ... See More
እንቋዕ እኳ ንስኻ ኮንካ እቲ ደገ
ዓሌተይ ጸዊዑ ፡ ዘርኣይ ጸብጺቡ
ዓጽመይ መርሚሩ ፡ ሕብሪ ዓይነይ ርእዩ
ምዃነይ ፈሊጡ ጽርኣዊ!
ካብ መንግስትኻ... See More
ምድሪ ምስ ኣንቀጥቀጠት
ምስ ኮነ ነግ ፈረግ
ኣብታ ናይ ፈተና ህሞት
ንወርቂ ክፍትን ሓዊ ምስ ተኾለዐ
እንተስ ሰኒፈ እንተስ በርቲዐ
እንተስ ወዲቐ እንተስ ተንሲኤ
እንተስ ሓሚቐ እንተስ ነፊዐ
እንተስ ተሳዒረ እንተስ ስዒረ
ምሕረትካ ስለ ዘሎ
ካብ ዓቐን ዝሓለፈ
ብድድ ይብል ቅልጽምካ ተደጊፈ
ጉዕዞይ ይቕጽል ሓመደይ ነጊፈ
የዒንትኻ ሰም ምስ በላ
ካብዛ ዘላ ዓለም ናብ ሕሉፍ እንተዝዘላ
እሞ ኣብታ ዝቐጸለት ቆላሕታ
እንተዝወስዳኻ ናብ ጎልጎታ
ሃፋ ናይቲ ኣየር ብሽታ... See More
ናብ ጸጋም እንተበልካኒ ንጸጋም
ናብ የማን እንተበልካኒ ንየማን
ንዓ እንተበልካኒ ክመጽእ
ኪድ እንተበልካኒ ክወጽእ
ኣብ ዘቐመጥካኒ ክቕመጥ
ናብ... See More
ድሌት ልበይ ከፍልጦ
ሽዑ ንሱ ኽመዝኖ
ነቲ ንሰናይ ዝኮነኒ ክምልሶ
ነቲ ዘይጠቕመኒ ድማ ክጉሕፎ
ቡኡ ኣቢለ
ምኽሩ ኣባይ
ዕላማ ናይ ህይወተይ
ከለልዮ እሞ ክውፈዮ
ሽዑ ንሱ በኣይ ኣነውን በኣኡ
ክንሕጎስ ፡ ክቕንጥብ ፍሬኡ
ናብቲ ኩሉ ኸኣሊ
ክጽሊ ቀጻሊ ብዓቕሊ!
እቲ ፈጣሪ!
ክወግሕ እንከሎ ንሱ ኸም ዝረድእ
መታን ከተበስር ንሱ ኸምዘይርስዕ
ነቲ ዘረምስስ ጸልማት ቀዲዳ
ደበኽ ትብል ጸሓይ ነንዕለቱ ከም ልማዳ
ብዛዕባ... See More
መታን ናብተን መጓሰ ሓዊሰ
ፍቕረይ ክምጥወለን
ከውግዐን እቲ ዝተኸፍለለን
ጥሪተይ ክገብረን
አየ'ወ ክንደኮን ምጠዓመን
አብ ዙርያ ተን
አቐዲመን ዝመረጻ ጓሳይኤን
ዘይከምቲ በዓል ዓስቢ
ብድሕሪት ዝኹብኩበን
ቀቅድሚኤን የ ዝሓልፍ
ናብ ዝዓርፋሉ ማይ ክመርሐን
እምበአር ደቀየ
ኪዱ ናብተን ዝጠፍአ
መሊሰን ከይጠፍአ
ድለይወን።
ድሎ ከይትዕሎ
ካብ ሕቑፊ ናብ ፍሑኽ
ካብ ፍሑኽ ናብ ታተ ታተ
ሰጊሩ ጉያ ምስ ተኻእሎ
መንከ ኣሎ ዝዕንቀፍ ዝመስሎ
መንከ ኣሎ ዝወድቕ ዝመስሎ
... See More