• Current City:
    ,
  • Hometown:
  • Occupation:
  • Interests:

Aster Woldegebriel

Recent Announcement

Participation

0
Article
3
0
Magazine
0
Newspaper
0
Bible study
0
Booklet
0
Christian living
0
Verse illustration
0
Worship video
0
Sermon
0
Tract
4
Comments posted
1873
Times viewed
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000201
    Aster Woldegebriel
    ዘፍቅር

    ዘፍቅር'ኮ...

    ፍቕሪ ክበሃል ብዙሕ እዋን እየ ሰሚዔ
    ከፍቅር ከምዘለኒ’ውን ተረዲኤ
    ተደጋጋሚ ‘ውን ፈቲነ
    ካብቲ ዝሰማዕክዎ ዝነቐለ
    "ከተፍቅር ኣሎካ...ምፍቃር...
    See More

    9 comments
    Ermias Zerazion ብጣዕሚ ሓቂ!
    March 18, 2012 at 6:22am
    Michael Berhe ኣሜን!
    March 18, 2012 at 6:44am
    Goitom Tesfai ጎይታ ይባርኽካ!!!!
    March 22, 2012 at 11:15am
    Michael Berhe ኣሜን!
    March 23, 2012 at 3:24am
    Rimey Tesfom ጎይታ ይባርካ ንበረከት ኩን
    September 21, 2013 at 2:38pm
    Aster Woldegebriel ብሓቂ ፍቅሪ ካብ ኣምላኽ ኢያ!!
    December 30, 2013 at 2:08am
    Tesfom Russom ብሓቂ ብመፍቀሪ ከተፍቅር ፈቃር ይግገብረካ ። ኣመን፣
    February 09, 2014 at 5:10pm
    Tesfom Russom ኣመን ።
    February 09, 2014 at 5:11pm
    Michael Berhe ኣስቴርን ተስፎምን ጎይታ ይባርኽኩም!ኣሜን!
    March 11, 2014 at 6:52am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000199
    Michael Berhe
    ዘፍቅር

    ዘፍቅር'ኮ...

    ፍቕሪ ክበሃል ብዙሕ እዋን እየ ሰሚዔ
    ከፍቅር ከምዘለኒ’ውን ተረዲኤ
    ተደጋጋሚ ‘ውን ፈቲነ
    ካብቲ ዝሰማዕክዎ ዝነቐለ
    "ከተፍቅር ኣሎካ...ምፍቃር...
    See More

    9 comments
    Ermias Zerazion ብጣዕሚ ሓቂ!
    March 18, 2012 at 6:22am
    Michael Berhe ኣሜን!
    March 18, 2012 at 6:44am
    Goitom Tesfai ጎይታ ይባርኽካ!!!!
    March 22, 2012 at 11:15am
    Michael Berhe ኣሜን!
    March 23, 2012 at 3:24am
    Rimey Tesfom ጎይታ ይባርካ ንበረከት ኩን
    September 21, 2013 at 2:38pm
    Aster Woldegebriel ብሓቂ ፍቅሪ ካብ ኣምላኽ ኢያ!!
    December 30, 2013 at 2:08am
    Tesfom Russom ብሓቂ ብመፍቀሪ ከተፍቅር ፈቃር ይግገብረካ ። ኣመን፣
    February 09, 2014 at 5:10pm
    Tesfom Russom ኣመን ።
    February 09, 2014 at 5:11pm
    Michael Berhe ኣስቴርን ተስፎምን ጎይታ ይባርኽኩም!ኣሜን!
    March 11, 2014 at 6:52am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000201
    Aster Woldegebriel
    እቲ ቑም ነገሩ!

    እቲ ቑም ነገሩ!

    ጁባይ ምሉእ
    ቆፎይ ንኽኑኽ
    ዝባነይ ክዱን
    ክነሱ…
    ኣፈይ ዮግሮምርም
    ልበይ ዘይዕሩፍ
    በቲ ዘሎኒ ዘይዓግብ
    ስለምንታይ?
    እቲ ጐነይ ዘሎ ብጻየይ
    ቤቱ...
    See More

    2 comments
    Senait Andemicael ግሩም ግጥሚ
    February 07, 2013 at 11:53pm
    Aster Woldegebriel እወ ናይ በሓቂ፣ ጎይታ የባርኽካ ሃኒ ሃወይ;
    February 19, 2013 at 12:25am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000043
    Hanibal Daniel
    እቲ ቑም ነገሩ!

    እቲ ቑም ነገሩ!

    ጁባይ ምሉእ
    ቆፎይ ንኽኑኽ
    ዝባነይ ክዱን
    ክነሱ…
    ኣፈይ ዮግሮምርም
    ልበይ ዘይዕሩፍ
    በቲ ዘሎኒ ዘይዓግብ
    ስለምንታይ?
    እቲ ጐነይ ዘሎ ብጻየይ
    ቤቱ...
    See More

    2 comments
    Senait Andemicael ግሩም ግጥሚ
    February 07, 2013 at 11:53pm
    Aster Woldegebriel እወ ናይ በሓቂ፣ ጎይታ የባርኽካ ሃኒ ሃወይ;
    February 19, 2013 at 12:25am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000201
    Aster Woldegebriel
    ኣምላኸይ

    ኣምላኸይ'ሲ

    ንሱ እቲ ዘሎ ኣብ ዙፋኑ
    ካብ ሰማያት ዝረድኣኒ ፈጢኑ

    ዓቢ ግርማኡ ዘደንቅ
    ክነሱስ ንትሑት ዝይንዓቕ

    ኣይገርምንዶ ኣይደንቕን ነገሩ
    ንትሑታት...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000201
    Aster Woldegebriel
    ኣምላኸይ

    ኣምላኸይ'ሲ

    ንሱ እቲ ዘሎ ኣብ ዙፋኑ
    ካብ ሰማያት ዝረድኣኒ ፈጢኑ

    ዓቢ ግርማኡ ዘደንቅ
    ክነሱስ ንትሑት ዝይንዓቕ

    ኣይገርምንዶ ኣይደንቕን ነገሩ
    ንትሑታት...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000201
    Aster Woldegebriel
    ዎ ኣምላኽ መምህር ለኣኸልና

    ዎ ኣምላኽ መምህር ለኣኸልና

    ህጻናት ኢና ዕሸላት
    ገለ ዘይንፈልጥ
    ክንዓቢ ንደሊ ብትምህርቲ ሰንበት
    ክንመሃር ታሪኽ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ
    ነቲ ዓቢ ስሙ ክንዝምር ክንውዳስ
    ክንሕዝ...
    See More

    1 comments
    Aster Woldegebriel ጎይታ ይባርኽካ ሰለ ደስ ዘብል ግጥሚ፣ ግን ተስፋ እገብር ንስኻ ውን ካብቶም ዘተላኹ መማህራን ኬንካ ንህጻናት መገዲ ክርስቶስ ክትምህር፡ ማለተይ ሓደ ካብቶም አምልኽ ዝለአኾም መማህራን ክትክውን።
    May 10, 2012 at 6:09am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000018
    Ermias Zerazion
    ዎ ኣምላኽ መምህር ለኣኸልና

    ዎ ኣምላኽ መምህር ለኣኸልና

    ህጻናት ኢና ዕሸላት
    ገለ ዘይንፈልጥ
    ክንዓቢ ንደሊ ብትምህርቲ ሰንበት
    ክንመሃር ታሪኽ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ
    ነቲ ዓቢ ስሙ ክንዝምር ክንውዳስ
    ክንሕዝ...
    See More

    1 comments
    Aster Woldegebriel ጎይታ ይባርኽካ ሰለ ደስ ዘብል ግጥሚ፣ ግን ተስፋ እገብር ንስኻ ውን ካብቶም ዘተላኹ መማህራን ኬንካ ንህጻናት መገዲ ክርስቶስ ክትምህር፡ ማለተይ ሓደ ካብቶም አምልኽ ዝለአኾም መማህራን ክትክውን።
    May 10, 2012 at 6:09am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000201
    Aster Woldegebriel
    እንቋዕ ፈለጥክዎ!

    እንቋዕ ፈለጥክዎ!

    እንቋዕ ፈለጥክዎ ነዚ ዓቢ ምስጢር
    ኣዝዩ ዘደንቕ ዝተፈጸመ ተኣምር
    ፈጣሪ ክነሱስ ከም ሰብ ክሓሰር
    እንቋዕ ፈለጥክዎ...

    እቲ ኣእላፋት መልኣኽቲ...
    See More

    1 comments
    Senait Rezene amlak ybarki haftina
    May 10, 2012 at 5:42am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000201
    Aster Woldegebriel
    እንቋዕ ፈለጥክዎ!

    እንቋዕ ፈለጥክዎ!

    እንቋዕ ፈለጥክዎ ነዚ ዓቢ ምስጢር
    ኣዝዩ ዘደንቕ ዝተፈጸመ ተኣምር
    ፈጣሪ ክነሱስ ከም ሰብ ክሓሰር
    እንቋዕ ፈለጥክዎ...

    እቲ ኣእላፋት መልኣኽቲ...
    See More

    1 comments
    Senait Rezene amlak ybarki haftina
    May 10, 2012 at 5:42am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000201
    Aster Woldegebriel
    ኣብ ቋሕ ሰም

    ኣብ ቋሕ ሰም

    የዒንትኻ ሰም ምስ በላ
    ካብዛ ዘላ ዓለም ናብ ሕሉፍ እንተዝዘላ
    እሞ ኣብታ ዝቐጸለት ቆላሕታ
    እንተዝወስዳኻ ናብ ጎልጎታ
    ሃፋ ናይቲ ኣየር ብሽታ...
    See More

    4 comments
    Ermias Zerazion ኦ ናይ ብሓቂ ናብቲ እዋን ትወስደካ ግጥሚ። እታ “ክንድዚ ዝሳቐስ እንታይ ገይሩ እዩ ግዲ፧“ እትብል ሕቶ ግና ሕጂ እውን ብዝተፈላለየ መገዲ ትሕተት እያ፤ ምላሽና ግን እንታይ እዩ? ክርስቶስ ንዓና እንታይ እዩ?
    April 06, 2012 at 5:48am
    Aklilu Mengstu ልክዕ ኤርሚ! ሎሚውን ኩሉ ሰብ ነዛ ሕቶ እዚኣ ብቕንዕና ልቦናኡ ክምልሳ ይግብኦ! ብድሕሪ እዚ ድማ ብልቡ መንገዱ ይሕሰብ!
    April 06, 2012 at 12:59pm
    Abel Tewolde “ስለ ሓጥያትና'ዩ ደሙ ፈሲሱ“!!!
    April 06, 2012 at 3:19pm
    Aster Woldegebriel ዘደንቅ ፍቕሪ የሱስ! ምእንቲ ሓጥያተይ አብ መስቀል ተሸንኪሩ፣ ጎይታ ይባርኽካ ኣኽሊሉ ሓወይ።
    April 06, 2012 at 11:36pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000206
    Aklilu Mengstu
    ኣብ ቋሕ ሰም

    ኣብ ቋሕ ሰም

    የዒንትኻ ሰም ምስ በላ
    ካብዛ ዘላ ዓለም ናብ ሕሉፍ እንተዝዘላ
    እሞ ኣብታ ዝቐጸለት ቆላሕታ
    እንተዝወስዳኻ ናብ ጎልጎታ
    ሃፋ ናይቲ ኣየር ብሽታ...
    See More

    4 comments
    Ermias Zerazion ኦ ናይ ብሓቂ ናብቲ እዋን ትወስደካ ግጥሚ። እታ “ክንድዚ ዝሳቐስ እንታይ ገይሩ እዩ ግዲ፧“ እትብል ሕቶ ግና ሕጂ እውን ብዝተፈላለየ መገዲ ትሕተት እያ፤ ምላሽና ግን እንታይ እዩ? ክርስቶስ ንዓና እንታይ እዩ?
    April 06, 2012 at 5:48am
    Aklilu Mengstu ልክዕ ኤርሚ! ሎሚውን ኩሉ ሰብ ነዛ ሕቶ እዚኣ ብቕንዕና ልቦናኡ ክምልሳ ይግብኦ! ብድሕሪ እዚ ድማ ብልቡ መንገዱ ይሕሰብ!
    April 06, 2012 at 12:59pm
    Abel Tewolde “ስለ ሓጥያትና'ዩ ደሙ ፈሲሱ“!!!
    April 06, 2012 at 3:19pm
    Aster Woldegebriel ዘደንቅ ፍቕሪ የሱስ! ምእንቲ ሓጥያተይ አብ መስቀል ተሸንኪሩ፣ ጎይታ ይባርኽካ ኣኽሊሉ ሓወይ።
    April 06, 2012 at 11:36pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000201
    Aster Woldegebriel

    'ዛ ነፍሰይ አንታይ ኮይና?

    'ዛ ነፍሰይ አንታይ ኮይና
    እቲ ንስኻ ትብሎ ከም ዝኸውን ኣሚና
    ዘይትነብር ዓሪፋ ቀሲና

    ካብ ቀደም ካሳብ ሎሚ
    ዓሚ ይኾን ቅድሚ ዓሚ
    ብዘይ ደገፍካ ክትሰግሮ ትሰልሚ

    ዘይተሞክሮኣ ዘይለመደቶ
    ክነሳስ...ንምንታይ ረሲዓቶ
    ኣብቲ ክእለት ናትካ ኣጉዲላ እምንቶ?

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000201
    Aster Woldegebriel

    'ዛ ነፍሰይ አንታይ ኮይና?

    'ዛ ነፍሰይ አንታይ ኮይና
    እቲ ንስኻ ትብሎ ከም ዝኸውን ኣሚና
    ዘይትነብር ዓሪፋ ቀሲና

    ካብ ቀደም ካሳብ ሎሚ
    ዓሚ ይኾን ቅድሚ ዓሚ
    ብዘይ ደገፍካ ክትሰግሮ ትሰልሚ

    ዘይተሞክሮኣ ዘይለመደቶ
    ክነሳስ...ንምንታይ ረሲዓቶ
    ኣብቲ ክእለት ናትካ ኣጉዲላ እምንቶ?

    Comment