World, International
  • Pysical Address:

    World, International
  • Tell:
  • Fax:
  • Email:
    info@betezion.com
  • URL:
    www.betezion.com

beteZION Ministry

Recent Announcement

No recent announcement

Participation

0
Article
0
Poem
1
0
Newspaper
0
Bible study
0
Booklet
0
Christian living
0
Verse illustration
0
Worship video
0
Sermon
0
Tract
3
Comments posted
55508
Times viewed
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ብጻየይከ መን እዩ?

    ብጻየይከ መን እዩ?

    ኩሉ ትእዛዝ ኣምላኽ ኣብ ክልተ ትእዛዝ ክጥቕለለ ይከኣል፡ ንኣምላኽ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ምፍቃርን...
    See More

    1 comments
    Saron Ts ኣሚን፤፤ ጎይታ ከም ቃልካ ክንከይድ ደግፈና፤፤
    June 27, 2013 at 3:18am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095

    ነዚ ወለዶ እዚ ብምንታይ ትምስልዎ?

    ነዚ ወለዶ እዚ ብምንታይ ትምስልዎ?

    ኣብ ታሪኽ ወዲሰብ ወለዶ ብወለዶ እናተተክኤ ክኸይድ ከሎ ነናቱ ዝኾነ መሰየምታ እናተዋህቦ እዩ ዝኸይድ። ብፍላይ ድማ ኣብ ምዕራባውያን ሃገራት...
    See More

    2 comments
    Agape ጐይታ ይባርኽኩም ቤቴ ጽዮን። ኣነ ከኣ በዚ ዝሃብካዮ ስም ይሰማማኦ አየ፡ አምላኽ ካብዚ ባህሪ ናይዚ ወልዶ ክንርሕቕ እዩ ዝደልየና ይብል።
    May 19, 2013 at 5:54am
    Samuel Alem ብሓቂ ....አምላኽ ይርዳአና!
    May 21, 2013 at 5:34am

    ዝሓለፉ መዓልትታትና ብኸመይ ንዝክር?

    ዝሓለፉ መዓልትታትና ብኸመይ ንዝክር?

    ሰባት ብዝተፈላለየ መገዲ እዮም ንዝሓለፈ ጊዜ ዝዝክርዎ። ገሊኦም "ጠጥዑሙ ቀደም ሓሊፉ።" ኣብ ዝብል እተተኽሉ እዮም። ገለ ድማ ነቲ ዝሓለፍዎ ጭንቂ...
    See More

    0 comments

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ዝነውሔ ውግእ

    ዝነውሔ ውግእ

    ኣብ ዓለም ሓያሎ ነዋሕትን ሓጸርትን ውግኣት ተኻዪዶም እዩም። ኣብ ሃገርና እኳ ናይ 30 ዓመት ውግእ ተኻዪዱ ኣሎ። 30 ዓመት ሓጺር እኳ እንተ ዘይኮነ...

    ምእንታኡ ንንበር

    ምእንታኡ ንንበር

    የሱስ ክርስቶስ ስለ ሓጢኣትና ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ምስ ሞተ፣ ሞት ኣጽኒዑ ክሕዞ ኣይከኣለን። ንሕና ንሞት ስዒርና ንዘልኣለም ምስኡ መታን ክንነብ...

    ላማ ሰበቕታኒ

    ላማ ሰበቕታኒ

    መጽሓፍ ቅዱስ የሱስ ቅድሚ ስቕለቱ ንደቀመዛሙርቱ ሒዙ ናብ ጌተሴማኔ ዝበሃል ቦታ ምስ ወሰዶም ኣብኡ ነፍሱ ክሳዕ ሞት ከም እተሰቀየት ይነግረና።...

    ንምውት ዝጽውዕ

    ንምውት ዝጽውዕ

    የሱስ ኣልኣዛር ምሕማምሙ ሰሚዑ ኔይሩ እዩ። ክኸይድ ግና ኣይተሃወኸን። ብዛዕባ እቲ ኩነታት ንደቀመዛሙርቱ ክነግሮም ከሎ ከምዚ ኢልዎም፡ “እዚ...

    ዘገርም ገረብ

    ዘገርም ገረብ

    ትፈልጡዶ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ካሊፎርንያ ጥራይ ዝርከብ ቀይሕ-ጉንዲ (Redwood) ዝበሃል ገርብ ካብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ዓሌት ገረብ ምዃኑ? ቁመት ናይዚ ገረብ...
    See More

    1 comments
    Agape ይገርም እዩ ከመይ ዓይነት ገረብ! ኣምላኽ ከኣ ከምኡ ናይ ሓድሕድና ጸጋን ኣገዳስነትን ተረድእና ክንከባበርን ክንፋቐርን ይሃብና፣ ቤቴ ጽዮን ኣገልግሎትኩም የባረኽ
    March 14, 2013 at 12:02am

    ፈልፋሊ ወይስ ሓጽቢ እዩ ዘሎና?

    ፈልፋሊ ወይስ ሓጽቢ እዩ ዘሎና?

    ሰባት ብመልክዕ ኣምላኽ ስለ እተፈጠርና ክንዮ እዚ ስጋዊ ኣካል መንፈሳውያን ፍጥረት ኢና። ስለዚ እዩ ድማ ሰብ ከም እንስሳ በሊዑ ጸጊቡን ደቂሱ...

    ኣዒንቲ ልቢ

    ኣዒንቲ ልቢ

    ዓይኒ ሓደ ካብቶም ኣገደስቲ ናይ ስምዒት ህዋሳትና እዩ። ናይ ዓይኒ ሓኪም ፍሬድ ሃሎውስ (1929-1993 ዓ.ም.) ኣብ ሓያሎ ሃገራት ብፍላይ ድማ ኣብ ምምዕባል...

    ተስፋ ምድሓንና

    ተስፋ ምድሓንና

    ዕለት 5 ነሓሰ 2010 ኣብ ጥቓ ኮፒዮፓ ትብሃል ናይ ቺሊ ከተማ ዝርከብ ሳን-ሆሴ ዝበሃል ናይ ነሓስ ዕደና ጉድጓድ ዘጋጠመ ምፍራስ ኣቓልቦ ናይ ዓለምና ስሒቡ...
    See More

    1 comments
    Samuel Alem አምላኽ ይባርኽኩም፡አገዳሲን አዋናውን መልአኽቲ !
    February 16, 2013 at 4:58am

    ሕላገት መራሒ

    ሕላገት መራሒ

    ደቂ መዛሙር የሱስ ንኹሉ ነገሮም ሓዲጎም ክስዕብዎ ከለዉ፡ ብዘይካ ይሁዳ ኩሎም ብምሉእ ልቦም ከም ዝሰዓብዎ ካብቲ ኣብ ታሪኽ ንረኽቦ መፈጸምታ ህይወቶም...

    ተርሞሜተር ወይስ ተርሞስ ፍላስክ?

    ተርሞሜተር ወይስ ተርሞስ ፍላስክ?

    ምዕባለ ኣብ ሕብረተሰብ ዘምጽኦ ብዙሕ ኣወንታዊ ነገራት እኳ እንተሃለዎ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ኣምላኽ ዘምጽኦ ኣሉታዊ ጽልዋ ግና ብቐሊሉ ዝግመት ኣይኮነን።...
    See More

    2 comments
    Agape ኣሜን እዋናዊ መዘኻኸሪ። ኣምላኽ የባርኽኩም ቤተ-ጽዮን። ኣምላኽ ከምቲ ተብለንን ተደልየንን ኰይነ ክነበር እምበር ነዛ ዓለምን ኣተሓሳስባኣን ክመስል ድሌት የብለይን።
    January 27, 2013 at 11:40pm
    Martha Fikremariam ኣሚን ናይ ብሓቂ.
    January 30, 2013 at 3:02am

    ለውጢ ተምጽእዶ?

    ለውጢ ተምጽእዶ?

    ሎረን ኢስለይ(1907–1977) ከምዚ ትብል ዛንታ ጺሒፉ። ሓደ ሰብኣይ ብገማግም ባሕሪ እናኸደ ከሎ ሓደ መንእሰይ ባሕሪ ገፊዑ ንዘውጽኦም ኮኾብ ባሕሪ (Starfish)...

    ዳሕሮት መዓልቲ

    ዳሕሮት መዓልቲ

    ኣብዚ ቀረባ እዋን ሓንቲ ካርቱን ሪኤ። ከምዚ ትብል፡ ሓደ ቆልዓ ነብኡ “ኣቦ ሰብ ካብ ህበይ እዩ መጺኡ ዝበሃል ሓቂ ድዩ?” ኢሉ ሓተቶ። ኣቦ ድማ “ኣታ...

    ሓድሽ መደብ ኣብ ሓድሽ ዓመት

    ሓድሽ መደብ ኣብ ሓድሽ ዓመት

    ጊዜ ሓደ ካብቲ ንደቅሰባት እተውሃበ ህያብ እዩ። ንነገራትና ድማ ብጊዜ ኢና ንዕቅኖ። በብግዚኡ መደባት ንሕንጽጽ፡ ገምጋም ድማ ንገብር። ዋላ’ኳ...
    See More

    1 comments
    Martha Fikremariam ኣሜን!
    December 30, 2013 at 7:16am

    ናይ ልደት ህያብ

    ናይ ልደት ህያብ

    ኣብ እዋን ልደት ህያባት ምልውዋጥ ሕደ ካብቲ ልሙድ ተግባር እዩ ኮይኑ። መበገሲ ናይዚ ልምዲ እዚ ብርግጽ ከምዚ እዩ እኳ ክበሃል እንተ ዘይተኻእለ...
    See More

    1 comments
    Noah Wedi goyta serawit ኣሜን
    December 22, 2013 at 9:25am

    ኣብ ቤትካ ስፍራ ኣለዎዶ?

    ኣብ ቤትካ ስፍራ ኣለዎዶ?

    እዚ እዋን እዚ እዋን ልደት እዩ። ሰባት ድማ ብዝተፈላለዩ መገዲ እዮም ንልደት ዘብዕልዎ-ህያባት ብምቅይያር፡ ቤትካ ብምስላም፡ ስድራቤት ብምትእኽኻብ፡...
    See More

    4 comments
    Thomas Eyob ተባረክ
    December 10, 2012 at 10:46pm
    Agape ኣሜን፤ ሓቂ አዩ የሱስ አብ ልብና ዝለዓለ ስፍራ ክህልዎ ይግባእ፤ ኦ አምላኽ ከምዚ ዘንብቦ ክነብር ጸጋኻ አብዝሓለይ፤ አሜን
    December 11, 2012 at 2:16am
    Saron Ts ኣሜን
    December 16, 2013 at 7:08am
    Tsehaye Debas ኣሜን!ኦ ኣቦ ልበይ ስፍራኻ ጥራይ ክኸውን፡ካብ ርኽሰት ናይዛ ዓለም ክርሕቅ ጸጋኻ ኣብዝሓለይ።
    December 16, 2013 at 12:13pm

    የዒንትና እንታይ ይርእያ?

    የዒንትና እንታይ ይርእያ?

    ሰብ ኣብ ኣእምሮኡ ንእተጠንሰ እዩ ኣብ እዋኑ ናብ ትግባረ ዘምጽኦ። ኣብ ኣእምሮና ዝጥነሱ ነገራት ድማ ብኽልተ መገዲ እዮም ናብ ኣእምሮና ዝኣትዉ።...

    መዓልቲ ምስጋና (Thanksgiving day)

    መዓልቲ ምስጋና (Thanksgiving day)

    ሎሚ ሓሙስ (ራብዓይቲ ሓሙስ ናይ ወርሒ ሕዳር) ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ መዓልቲ ምስጋና(Thanksgiving day) እዩ። መበቆል ናይዚ በዓል ዋላኳ ካብቶ ቀዳሞት...
    See More

    1 comments
    Martha Fikremariam ኣሚን!
    November 24, 2012 at 6:14am

    ብምንታይ ንሕጐስ?

    ብምንታይ ንሕጐስ?

    ገለ ገለ ሰባት ኣምላኽ ባህጉ ንሕና ክንሕጐስ እዩ፡ ስለዚ ድማ ኣነ ክሕጐስ ከለኹ ኣምላኽ ድማ ይሕጐስ ይብሉ እሞ ዘሐጉሶም ነገር ካብ ምግባር ኣይቁጠቡን።...
    See More

    1 comments
    Martha Fikremariam አሚን ይኩነለይ ጎይታይ...
    November 24, 2012 at 6:22am

    ንኸንቱ ንጐዪ ከይንህሉ

    ንኸንቱ ንጐዪ ከይንህሉ

    ኣብ ሓደ ዓዲ ሓደ ሰታይ ሰብኣይ ኔሩ። ሓደ ምሸት ክሰቲ ድሕሪ ምምሳዩ ንገዛኡ ክኸይድ ናብቲ ጋምገም ገፊሕ ሩባ ገጹ ገስገሰ። ቤቱ ስግር ሩባ ስለ...
    See More

    4 comments
    Sally Hagos ኣሜን!!! እግዝአብሄር ይርደአና
    November 08, 2012 at 12:21am
    Elen Abraha ኣሚን!
    November 15, 2012 at 11:11am
    Martha Fikremariam አሚን!ዎነፍሰይ ንቅድሚት ገስግሲ
    November 24, 2012 at 6:29am
    Mathiewos Ghebru ኦ..ህ
    December 14, 2012 at 11:51am

    ክሳብ ክንደይ ተፈሊና ኣሎና?

    ክሳብ ክንደይ ተፈሊና ኣሎና?

    ኣምላኽ ንህዝቡ ከገልግሎ እዩ ሓርይዎ። ስለዚ እዩ ድማ ንፈርኦን "ህዝበይ ከገልግለኒ ሕደጎ" ኢሉ ብሙሴ እተዛረቦ። ቃል ኣምላኽ ከምዝነግረና ድማ...
    See More

    1 comments
    Martha Fikremariam አሚን!
    November 24, 2012 at 6:55am

    ቤት ኣምላኽ

    ቤት ኣምላኽ

    ንጉስ ዳዊት ናብ ቤት እግዚኣብሄር ንኺድ ምስ በሉኒ ተሓጐስኩ ብምባል ንቤት ኣምላኽ ዘለዎ ፍቕሪ ገሊጹ ኣሎ (መዝ.122:1)። ኣብዛ ጥቕሲ ድማ ብዛዕባ ጽባቐ...

    ዝምችኣካ ጊዜ ምጽባይ

    ዝምችኣካ ጊዜ ምጽባይ

    ኣብዚ ክፍሊ መጽሓፍ ቅዱስ ከም እነንብቦ ጳውሎስ ኣብ ቂሳርያ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ እንከሎ፡ ፌሊክስ እቲ ልኡል ራእሲ ምስታ ኣይሁዳዊት ድሩሲላ ሰበይቱ...
    See More

    1 comments
    Saron Ts ኣሜን፡፡
    April 12, 2014 at 2:12am

    መፈጸምታኡ ግሩም እዩ

    መፈጸምታኡ ግሩም እዩ

    ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ከተማ ሓደ ኣዝዩ ህቡብ ኣላማይ ምንጻፍ ነበረ። እዚ ኣላማይ እዚ ዝኣልሞም ዝነበረ ምንጻፋት ውቁባትን ዘደንቕ ስነጥበባዊ ክእለቱ...
    See More

    2 comments
    Berhane Asmelash amlak ybarkum
    October 02, 2012 at 9:34pm
    Martha Fikremariam አሚን!ደግፍኒ ጎይታ.
    November 28, 2012 at 2:45am

    ማእለያ ዘይብሉ ሓይሊ

    ማእለያ ዘይብሉ ሓይሊ

    ጊዴዎን ብዝተፈላለየ ተእምራትን ምልክታትን ምስ ሓለፈ ከምቲ ኣምላክ ዝኣዘዞ ንእስራኤል ካብ ሚድያን ከናግፋ ተበገሰ። ጊዴዎን ንእስራኤል ካብ...
    See More

    2 comments
    Martha Fikremariam ሃለሉያ አሚን!!!!!!
    November 28, 2012 at 2:55am
    Agape ኣሜን!!!!
    March 25, 2014 at 2:47am

    እግዚኣብሄር ምሳኻ ምስዝኸውን

    እግዚኣብሄር ምሳኻ ምስዝኸውን

    ኣብ ዘመን መሳፍንቲ እስራኤላውያን ብሰንኪ ካብ እግዚኣብሄር ምርሓቖም ብሚድያን ይሳቐዩ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን እግዚኣብሄር ንጊዴዎን ኣነ ምሳኻ...
    See More

    1 comments
    Martha Fikremariam ሓቂ አሚን ይኩነለይ ጎይታ!!!
    November 28, 2012 at 3:01am

    እምነት

    እምነት

    “እምነት ግና ነቲ ተስፋ ዚግበሮ ነገር ርግጽ ምግባር፡ ናይቲ ዘይርኤ ነገር ምርዳእ እያ።” እብ.11:1
    እምነት እንታይ ማለት እዩ ኢልና እንተ ተሓቲትና...

    ንዓለም ኣይንምሰላ

    ንዓለም ኣይንምሰላ

    ከም ናይ ኣምላኽ ሰባት ኣብዛ ምድሪ እንነብረሉ ዘሎና ምኽንያት ኩሉ ጊዜ ክንዝክር ኣሎና። እንተኾነ ግና ሓደ ሓደ እዋን ዋላኳ ካብ ዓለም ንኽንርሕቕ...
    See More

    2 comments
    Samuel Alem ኣሜን !
    August 27, 2012 at 2:08am
    Martha Fikremariam ሓቂ !!!!!
    November 27, 2012 at 3:16am

    ናይ ኣምላኽ ሰብ

    ናይ ኣምላኽ ሰብ

    ሙሴ ናይ ኣምላኽ ሰብ እዩ ኔሩ። ጢሞቴዎስ ድማ ኣብ 1ይ ጢሞቴዎስ 6:11 “ኣታ ናይ ኣምላኽ ሰብ...”ተባሂሉ ኣሎ። እቶም ብክርስቶስ እንኣምን’ውን ኣምላኽ...
    See More

    1 comments
    Martha Fikremariam አሚን!ደግፈና ጎይታ.
    November 27, 2012 at 3:21am

    ቅድድም መብረ

    ቅድድም መብረ

    ኣብ በብእዋኑ ዝካየድ ናይ ኣሎምፒክ ውድድር ናይ ብዙሓት ሰባት ኣቓልቦ እዩ ዚስሕብ። ካብቶም ዝካየዱ ውድድራት ገለ ክሓስብ ዝገበረኒ ቅድድም መብረ...
    See More

    1 comments
    Martha Fikremariam ሓቂ
    November 27, 2012 at 6:58am

    መንነትና እንታይ’ዩ?

    መንነትና እንታይ’ዩ?

    ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ‘መንነታዊ ቅልውላው’ ዝብሃል ነገር ዝውቱር እዩ። ብዝተፈላለየ ምኽንያት ሰባት መንነት ቅልውላው የጋጥሞም እሞ ኩሉ ኣንፈት...

    ስለምንታይ ሰባት ይጎድኡኒ?

    ስለምንታይ ሰባት ይጎድኡኒ?

    ሓደ ጊዜ ከምዚ ትብል ጥቕሲ ኣንቢበ፡ “ምስ ሰብን ብዘይ ሰብን ምንባር ከቢድ እዩ።” ሓቅነት ዘለዋ ብሂል እያ። ክንዝንግዖ ዘይብልና ነገር ግና...
    See More

    3 comments
    Samuel Alem ኣሜን ጐይት ይበርኽኩም
    July 31, 2012 at 5:36am
    Samuel Alem Well I wonder a lot of views without comment ,pls be an encourager.
    July 31, 2012 at 5:40am
    Helen BE እግዚአብሀር ይባርኩም ብሩካት የህዋተይ፣ ብታእሚ እዋናዊት ዝኮነት መልክቲ ኮይና ረኪበያ. ሃለሉያ!!! እግዚአብሀር መሃሪ እዩ እሞ፣ ንህና ከአ ተከበልቲ ናቱ ምህረት ስለ ዝገበረና፣ ንህና ከአ ንዝብድሉና ተከበልቲ ምህረትና ክንገብሮም ይግብና እዩ.
    July 31, 2012 at 6:32pm

    ይዒንትና ናብኡ የቕንዓ

    ይዒንትና ናብኡ የቕንዓ

    ሓደ ለይቲ የሱስ ኣብ ልዕሊ እቲ ዘስግኦም ዝነበረ ማዕበል እናሰጎመ ናብ ደቀ-መዛሙርቱ ምስ መጽኤ፡ ንሱ ምኻኑ ድማ ኣርጊጾም ምስተረድኡ፡ ጴጥሮስ...

    ማዕበል ህይወት

    ማዕበል ህይወት

    ሓደ እዋን የሱስ ንልዕሊ 5,000 ሰባት መጊቡ ምስ ወድኤ ክሳብ ዘሰናብቶም ንደቀመዛሙርቱ ናብ ማዕዶ ባሕሪ ሓሊፎም ክጸንሕውዎ ሓበሮም። እዋኑ ለይቲ...
    See More

    3 comments
    Rebecca Tela ብመጀመርታ ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን ቀጺለ ብሓኪ ጐይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም። ስለቲ ዝመሃርኩሙኒ ቓል ብሓቒ ከምቲ ዘበልክምዎ ጐይታ እሙን እዩ ንኩሉ ኣብ ግዚኡ ጽቡቅ ክገብሮ እዩ Then may God bless you
    July 19, 2012 at 7:36am
    beteZION Ministry ጐይታ ይባርኽኪ ርብቃ ስለቲ ርእይቶኺ። እወ ከምቲ ዝበልክዮ ብሓቂ ኣምላኽ እሙን እዩ።
    July 19, 2012 at 8:22am
    Mezgeb Tesfayesus ኣሜን!
    July 19, 2012 at 10:56am

    ምርጫና እንታይ እዩ?

    ምርጫና እንታይ እዩ?

    ምዕባለ ዓለም ብናህሪ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን እትደልዮም ነገራት ንምሕራይ ዓቢ ብድሆ እናኾነ እዩ ዝኸይድ ዘሎ። ምኽንያቱ ነየናይ ከም...
    See More

    1 comments
    Natnael Zemichael ኣሜን እግዚኣብሄር ምሕረቱ የብዝሕ ኣብ ህዝቡ።
    January 18, 2014 at 12:43am

    ካብ ህያብካ ህላውነትካ ይሕሸኒ

    ካብ ህያብካ ህላውነትካ ይሕሸኒ

    ሙሴ ንእስራኤላውያን መሪሑ ካብ ግብጺ ኪወጽእ እንከሎ ብሰንኪ እቶም ዝመርሖም ዝነበረ ህዝቢ ብዙሕ በዳህቲ ዝኾኑ ነገራት ኣጋጢሞምዎ እዮም። እቶም...
    See More

    1 comments
    Samuel Alem ኣሜን ጐይት ይበርኽኩም
    July 31, 2012 at 4:43am

    ዘይምቹእ እዋን

    ዘይምቹእ እዋን

    መጽሓፍ መሃልየ መሃልይ ናይ ፍቕሪ መጽሓፍ እዩ። ኣብ መንጎ እታ ሱላሚትን ፍትዋን ዘሎ ታሪኽ ድማ ይትርኽ። እዚ ድማ ተምሳል ናይ እስራኤልን ኣምላኽን...
    See More

    3 comments
    Martha Fikremariam ኣሜን!
    December 03, 2013 at 2:33am
    Martha Fikremariam ኣሜን!
    December 03, 2013 at 4:37am
    Haile Shawl ኣሜን!
    December 04, 2013 at 1:11pm

    ኩሉ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ እዩ

    ኩሉ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ እዩ

    ሓደ ሰብኣይ እታ ዝጓዓዘላ ዝነበርት መርከብ ብምጥሓላ ገለ ካብታ መርከብ ብዝተረፈ ስባር ተጠቂሙ እናተንሳፈፈ ናብ ሓንቲ ደሴት ተገፊዑ ወጸ። ህይወቱ...
    See More

    2 comments
    Noah Wedi goyta serawit ኣሜን፥ አወ ንሱ ዝሓስበልና ሓሳብ፣ሓሳብ ሰናይን ጽቡቕን አዩ። <<ጎይታ ይባርኽኩም>>
    November 27, 2013 at 10:24pm
    Noah Wedi goyta serawit ኤር29፡11 ኣነ ዝሓስበልኩም ዘለኹ ሓሳብ ይፈልጦ አየ፡ መፈጸምታን ተስፋን ክህብአኩም'ሲ፡ ሓሳብ ደሓን አምበር፡ ናይ ክፉአ ኣይኮነን፡ ይብል አግዚኣብሄር።
    November 27, 2013 at 10:33pm

    ሓላፍነት ሓድሕድና

    ሓላፍነት ሓድሕድና

    ፍቕሪ ካብቶም ንሕብረት ዜቑሙ ቀንዲ ኣዕኑድ ሓደ እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ቃል ኣምላኽ ኣብ ንሓድሕድና ሃልሃል ዝብል ፍቕሪ ክህልወና ዝነግረና። ማሕበር...
    See More

    1 comments
    Mathiewos Ghebru ኣሜን። ጎይታ የሱስ ይባርኩም
    November 21, 2013 at 11:55pm

    ሓደ ኣካል ኢና

    ሓደ ኣካል ኢና

    ቃል ኣምላኽ ነቶም ብክርስቶስ ዝኣመንና ኩላትና ሓደ ኣካል ከም ዝኾንና ይነግረና። እዚ ማለት ድማ ኣነን ንስኻን ንስኺን ኩላትና ሓደ ኣካል ኢና።...

    ሃገራዊ መዓልቲ ጸሎት ኤርትራ

    ሃገራዊ መዓልቲ ጸሎት ኤርትራ

    ጸሎት ምስ ኣምላኽ እንዘራረበሉ መንገዲ እዩ። ኣብ ገዛእ-ርእስና ምውካል እንሓድገሉ፣ ልማኖና እነቕርበሉ፣ ተስፋና እነሐድሰሉ ቦታ እዩ። ጸሎት...

    ወረስቲ ኣምላኽ

    ወረስቲ ኣምላኽ

    ሓደ ካብቲ ባህ ዘብል ናይ ኣምላኽ ነገር መሰል ውልድነት ምውሃቡ እዩ። እዚ መሰል ውልድነት እዚ ብምርዓም (adoption-ንዘይውሉድካ ከም ውሉድካ ምቕባል)...
    See More

    2 comments
    Merhawi Tewelde ኣሜን...ኣሜን ...ኣሜን። እዚዩ ርስቲ ባሮት ኣምላኽ።
    May 20, 2012 at 5:52am
    Agape ኣሜን ... ኣሜን ... እዚ'ዩ ርስቲ ዉሉድ ኣምላኽ እሞ፣ ከም ዉሉድ ኣምላኽ መጠን ኬንና ንመላለስ "ስለዚ ድማ ብሞት ክርስቶስ ውልድነት ኣምላኽ ዝረኸብና፡ ውልድነትና ኣብዛ ምድሪ ከየብቅዐ ... ወረስቲ ኣምላኽ ኢና እሞ ባህርያት ኣቦና ወሪስና ንመላለስ።"quoted
    November 05, 2013 at 3:55am

    ስድራቤት ኣምላኽ

    ስድራቤት ኣምላኽ

    መስራቲ ስድራቤት ሰብ ኣይኮነን። ሓዳር ጌርና ስድራቤት ንመስርት ዝበለ’ውን ሰብ ኣይኮነን። ኣምላኽ እዩ ንስድራቤት ዝመስረተ። ስድራቤት ድማ...
    See More

    1 comments
    Ermias Teweldemedhin ኣምላኽ ይባርኽኩም!
    May 18, 2012 at 10:05pm

    ንኣምላኽ እተኽብር ስድራቤት

    ንኣምላኽ እተኽብር ስድራቤት

    ነዊሕ ጊዜ ይገብር ኣብ ኣስመራ ኣብ ሓደ ገዛ ብተልመዴን ጽሑፍ ተጻሒፋ ብላስቲክ ተሸፊናኣብ መንደቕ እተሰቕለት ጥቕሲ ኣይትርስዓንን እያ። ከምዚ...
    See More

    2 comments
    Yared G Sbhatu አሚን ኩሉ ካብኡ በእኡ ንዑኡ እዩ
    May 07, 2012 at 6:27am
    Samuel Alem oho my Lord have you mercy on us.Amen
    July 04, 2012 at 4:00am

    ናብራና ከመይ እዩ?

    ናብራና ከመይ እዩ?

    ድንኳን ጊዚያዊ መጽለሊ እዩ። ሰባት ንምዝንጋዕ ወይ’ውን ወተሃደራት ኣብ በረኻ ክሰፍሩ እንከለዉ ናይ ንጊዚኡ ዝኸውን መዕቆቢ እዮም ዝሰርሑ።...
    See More

    2 comments
    Simon Welday ኣሜን ጐይት ይበርኽኩም
    April 27, 2012 at 10:45am
    Samuel Alem Amen and Amen
    July 04, 2012 at 3:56am

    ናብቲ ስቑል ክርስቶስ ንጠምት

    ናብቲ ስቑል ክርስቶስ ንጠምት

    ሓደ ሰብኣይ ንኸልቡ ይዕልሞ ነበረ። ካብቲ ክዕልሞ ዝደለዮ ነገራት ሓደ ድማ፡ እቲ ከልቡ ዝኾነ ዓይነት መግቢ ኣብ ቅድሚኡ ይሃሉ ንኽበልዕ ከይተፈቕደሉ...

    ትንሳኤ!

    ትንሳኤ!

    ክርስቶስ ተንሲ እዩ። ከምቲ እቲ መልኣኽ ነተን ኣንስቲ ዝበለን ንሱ ኣብ ማእከል ምውታን ኣይርከብን እዩ። ንሱ ኣብ ማእከል ህያዋን እዩ ዝርከብ።...

    ዓርቢ ስቕለት

    ዓርቢ ስቕለት

    እዚ እዋን እዚ እዋን ዓርቢ ስቕለትን ስዒቡ ድማ ፋሲካን እዩ። ብዙሓት ሰባት ድማ ነዚ እዋን ኣውደኣመት ብዝተፈላለየ መገዲ እዮም ዘኽብርዎ። እቲ...

    እግዚኣብሄር ኣበይን መዓስን እዩ ዝርከብ?

    እግዚኣብሄር ኣበይን መዓስን እዩ ዝርከብ?

    እቲ ንመጀመርታ ጊዜ ብ12 ሚያዝያ 1961 ናብ ጠፈር ከይዱ ንዓለም ዝዞራ ሩስያዊ ጠፈርተኛ ዩሪ ጋጋሪ ጉዕዞኡ ዛዚሙ ምስ ተመልሰ “እቲ ገለ ገለ ሰባት ኣሎ...
    See More

    1 comments
    Mathiewos Ghebru ኣመን
    October 06, 2013 at 11:34am

    መዓልትታትና ንቑጽር

    መዓልትታትና ንቑጽር

    ቃል ኣምላኽ ከምዝነግረና ኩለን መዓልትታትና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ቁጽራትን ፍሉጣትን እየን። ብተወሳኺ ግና ጥበበኛ ልቢ ምእንቲ ኽንረክብ መዓልትታትና...

    ንሓጢኣት ሓጢኣት ንበሎ

    ንሓጢኣት ሓጢኣት ንበሎ

    ሓያሎ ጊዜ ንገበንና ወይ ሓጢኣትና እንኽውለሉ መገዲ ነቲ ዝገበርናዮ ሓጢኣት ካልእ ስም ክንህቦ ስለ እንፍትን እዩ። ከምዚ ዚብል ዛንታ ኣሎ: ሓደ...

    ልኡላውነት ኣምላኽ

    ልኡላውነት ኣምላኽ

    "ንኣምላኽ ዘደንቖ ወይ ሃንደበት ዝኾኖ ነገር የልቦን። ንመደቡ ክዕንቅፎ፣ ንዕላማኡ ድማ ከፍርሶ ዝኽእል የልቦን። ካብ ቁጽጽሩ ወጻኢ ዝብሃል ነገር...
    See More

    1 comments
    Martha Fikremariam ኣሜን!
    September 18, 2013 at 7:18am

    ጠሊ ሄርሞን-8

    ጠሊ ሄርሞን-8

    ትሕዝቶ
    1. መልእኽቲ ጠሊ ሄርሞን
    2. መልእኽቲ ህይወት
    - ሓንቲ ደቒቕ ስኣን...
    - ዝጸምኤ እንተሎ
    3. ንኸምዚኦም ፍለጥዎም
    - ብዛዕባ ዎችማን ኒ...
    4. ስእሊ...
    See More

    1 comments
    beteZION Ministry ግሩም መጽሔት!
    March 14, 2012 at 6:54am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ጠሊ ሄርሞን-8

    ጠሊ ሄርሞን-8

    ትሕዝቶ
    1. መልእኽቲ ጠሊ ሄርሞን
    2. መልእኽቲ ህይወት
    - ሓንቲ ደቒቕ ስኣን...
    - ዝጸምኤ እንተሎ
    3. ንኸምዚኦም ፍለጥዎም
    - ብዛዕባ ዎችማን ኒ...
    4. ስእሊ...
    See More

    1 comments
    beteZION Ministry ግሩም መጽሔት!
    March 14, 2012 at 6:54am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ዜና ወንጌል-1

    ዜና ወንጌል-1

    ትሕዝቶ
    ምዝርጋሕ ወንጌል...ገጽ.3
    ወፈራ ወንጌል ኣብ ፓኪስታን...ገጽ.5
    ቃለ-መሕትት ምስ ነብዪ ዮናስ...ገጽ.11
    ዓምዲ ትምህርቲ - ካብ ጉስነት ናብ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ዜና ወንጌል-1

    ዜና ወንጌል-1

    ትሕዝቶ
    ምዝርጋሕ ወንጌል...ገጽ.3
    ወፈራ ወንጌል ኣብ ፓኪስታን...ገጽ.5
    ቃለ-መሕትት ምስ ነብዪ ዮናስ...ገጽ.11
    ዓምዲ ትምህርቲ - ካብ ጉስነት ናብ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ኣየናይ እዩ ሓቂ?

    ኣየናይ እዩ ሓቂ?

    ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ሓቂ እንታይ ምዃኑ ንኽትፈልጥ ኣጸጋሚ እዩ። ፍጹም ሓቂ ዝብሃል ነገር የለን ኣብ ዝብሃለሉ እዋን ኢና በጺሕና። ዝኾነ ነገር...
    See More

    2 comments
    Martha Fikremariam ኣሜን!
    January 30, 2013 at 6:57am
    Hanibal Daniel ኣሜን
    September 12, 2013 at 9:17am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ኣየናይ እዩ ሓቂ?

    ኣየናይ እዩ ሓቂ?

    ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ሓቂ እንታይ ምዃኑ ንኽትፈልጥ ኣጸጋሚ እዩ። ፍጹም ሓቂ ዝብሃል ነገር የለን ኣብ ዝብሃለሉ እዋን ኢና በጺሕና። ዝኾነ ነገር...
    See More

    2 comments
    Martha Fikremariam ኣሜን!
    January 30, 2013 at 6:57am
    Hanibal Daniel ኣሜን
    September 12, 2013 at 9:17am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ብጊዜኡን ብዘይ ጊዜኡን ምፍራይ

    ብጊዜኡን ብዘይ ጊዜኡን ምፍራይ

    ሓደ እዋን የሱስ ክርስቶስ በለስ ደልዩ ናብ ሓንቲ ገረብ ቀረብ። ጊዜ በለስ ስለዘይነበረ ግና ፍረ ኣይረኸበላን። ስለዚ ረገማ: ነቐጸት ድማ። ሕስብ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ብጊዜኡን ብዘይ ጊዜኡን ምፍራይ

    ብጊዜኡን ብዘይ ጊዜኡን ምፍራይ

    ሓደ እዋን የሱስ ክርስቶስ በለስ ደልዩ ናብ ሓንቲ ገረብ ቀረብ። ጊዜ በለስ ስለዘይነበረ ግና ፍረ ኣይረኸበላን። ስለዚ ረገማ: ነቐጸት ድማ። ሕስብ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ነገር ኩሉ ንሰናይ እዩ!

    ነገር ኩሉ ንሰናይ እዩ!

    ሓደ እዋን ሓንቲ ከምዚ ትብል ብሂል ኣንቢበ: “ልሙጽን ትኽ ዝበለ መገድን ንፉዕ መራሒ መኪና: ህዱእ ባሕሪ ሓያል መርከበኛ: ጽሩይ ሰማይ ድማ ሓያል...
    See More

    3 comments
    Temesghen Moghos that is good. god bless you
    March 08, 2012 at 2:20pm
    Agape ኣምላኽሲ ካብቲ በላዒ ብልዒ ከውጽእ ዝኽእል እዩ።
    August 29, 2013 at 12:58pm
    Martha Fikremariam ኣሜን!
    September 26, 2013 at 10:12pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ነገር ኩሉ ንሰናይ እዩ!

    ነገር ኩሉ ንሰናይ እዩ!

    ሓደ እዋን ሓንቲ ከምዚ ትብል ብሂል ኣንቢበ: “ልሙጽን ትኽ ዝበለ መገድን ንፉዕ መራሒ መኪና: ህዱእ ባሕሪ ሓያል መርከበኛ: ጽሩይ ሰማይ ድማ ሓያል...
    See More

    3 comments
    Temesghen Moghos that is good. god bless you
    March 08, 2012 at 2:20pm
    Agape ኣምላኽሲ ካብቲ በላዒ ብልዒ ከውጽእ ዝኽእል እዩ።
    August 29, 2013 at 12:58pm
    Martha Fikremariam ኣሜን!
    September 26, 2013 at 10:12pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    እታ መገዲ ኣየነይቲ እያ?

    እታ መገዲ ኣየነይቲ እያ?

    ኣብ ዮሃንስ ወንጌል ምዕራፍ 14 ከም እንርእዮ: የሱስ ንደቀ-መዛሙሩ ከም ዝኸይድን ስፍራ ከም ዘዳልወሎምን ንሳቶም ድማ ናብቲ ንሱ ዝኸዶ ከም ዝመጹን...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    እታ መገዲ ኣየነይቲ እያ?

    እታ መገዲ ኣየነይቲ እያ?

    ኣብ ዮሃንስ ወንጌል ምዕራፍ 14 ከም እንርእዮ: የሱስ ንደቀ-መዛሙሩ ከም ዝኸይድን ስፍራ ከም ዘዳልወሎምን ንሳቶም ድማ ናብቲ ንሱ ዝኸዶ ከም ዝመጹን...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    እንታይ ትርኢ ኣሎኻ?

    እንታይ ትርኢ ኣሎኻ?

    ብዙሓት ትፈልጥዋ ትኾኑ ኢኹም: ሓንቲ ስእሊ ኣላ ክልተ መልኽዕ ዘለዋ። ክትጥምታ እንከሎኻ ወይ ናይ ሓንቲ ኣረጊት ሰበይቲን ገጽ ኢኻ ትርኢ ወይ ድማ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    እንታይ ትርኢ ኣሎኻ?

    እንታይ ትርኢ ኣሎኻ?

    ብዙሓት ትፈልጥዋ ትኾኑ ኢኹም: ሓንቲ ስእሊ ኣላ ክልተ መልኽዕ ዘለዋ። ክትጥምታ እንከሎኻ ወይ ናይ ሓንቲ ኣረጊት ሰበይቲን ገጽ ኢኻ ትርኢ ወይ ድማ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ንኣምላኽ ነዕብዮ

    ንኣምላኽ ነዕብዮ

    እግዚኣብሄር ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ክንሓስብ እንከሎና መግለጺ ቃላት ክንስእንሉ ንቡር ካይኑ ይስምዓኒ። ብዛዕባ ዕቤት ጠፈር ጥራይ ምሕሳብ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ንኣምላኽ ነዕብዮ

    ንኣምላኽ ነዕብዮ

    እግዚኣብሄር ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ክንሓስብ እንከሎና መግለጺ ቃላት ክንስእንሉ ንቡር ካይኑ ይስምዓኒ። ብዛዕባ ዕቤት ጠፈር ጥራይ ምሕሳብ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ሰላም ኣምላኽ

    ሰላም ኣምላኽ

    ኣብዛ ዓለም ብዙሕ ዓይነት ሰላም ኣሎ። ስለዚ እዩ ድማ ክርስቶስ “ሰላም እሐድገልኩም፡ ሰላመይውን እህበኩም አሎኹ። እቲ ኣነ ዝህበኩም ዘሎኹስ፡...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ሰላም ኣምላኽ

    ሰላም ኣምላኽ

    ኣብዛ ዓለም ብዙሕ ዓይነት ሰላም ኣሎ። ስለዚ እዩ ድማ ክርስቶስ “ሰላም እሐድገልኩም፡ ሰላመይውን እህበኩም አሎኹ። እቲ ኣነ ዝህበኩም ዘሎኹስ፡...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000095
    beteZION Ministry
    ኣምላኽ ንዓኻ እንታይ እዩ?

    ኣምላኽ ንዓኻ እንታይ እዩ?

    እዛ ሕቶ እዚኣ ሰይጣን ብእከይ ሃቐና ንኣምላኽ ብዛዕባ እዮብ ዝምልከት ዝሓተታ ሕቶ እያ። እንተኾነ ግና ብዘይ እኩይ ሃቐና ንርእስና ክንሓታ ዘሎና...

    ጽድቅን ፍቕርን ኣምላኽ

    ጽድቅን ፍቕርን ኣምላኽ

    ኣብ ናይ ፊዚክስ ትምህርቲ ብዛዕባ ዓንኬላዊ ምንቅስቓስ (circular motion) ክትመሃር እንከሎኻ ክልተ ዓይነት ሓይሊ ከምዘሎ ይንገር። ካብቲ ማእከል ዓንኬል...
    See More

    3 comments
    Kebreab Ymesgen ተባረኹ ቤተ-ጽዮን!
    January 27, 2012 at 10:24pm
    Abel Zerazion ንኣኻም ጐይታ ይባርኽካ፡ ክብረኣብ!
    April 05, 2012 at 6:55am
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley ጐይታ ይባርኽካ ኤርሚ ሓወይ!
    November 07, 2014 at 2:04pm

    ብእንጌራ ጥራይ ዲኻ ትነብር?

    ብእንጌራ ጥራይ ዲኻ ትነብር?

    ሎሚ ቅነ እዋናት ኣውደኣመት እዩ። ስድራቤትን ኣዝማድን ዝተኣኻኸቡሉ፡ ብሓባር ዝበልዑሉን ዝሰትዩሉን እዩ። ሽሕ እኳ ንኽንነብር ክንበልዕ እንተሃለወና...
    See More

    1 comments
    Martha Fikremariam ኣሜን!
    January 30, 2013 at 6:39am

    ምንጪ ሓጎስና መን እዩ?

    ምንጪ ሓጎስና መን እዩ?

    ምንጪ ሓጎስካ እንይ እዩ? "ምንጪ ሓጐሰይ ደኣ ክርስቶስ እዩ።" ዶ ትብል? ሰናይ በልካ። ብርግጽ'ውን ምንጪ ሓጎስና ጐይታ እዩ ክኸውን ዘለዎ። ኣብዛ...

    ሓድሽ ጅማረ ኣብ ሓድሽ ዓመት

    ሓድሽ ጅማረ ኣብ ሓድሽ ዓመት

    ሓደ እኳ ንህይወቱ ከም እንደገና ብሓድሽ ጅማረ ከበግሳ ኣይክእልን እዩ። ካብ ሎሚ ጀሚርካ ሓድሽ ነገር ብምጅማር ግና ሓድሽ ፍጻመ ክህልወካ ምግባር...
    See More

    2 comments
    Martha Fikremariam አሚን..........................
    December 18, 2012 at 6:55am
    ኣልማዝ በላይ ኣሜንንንንንንንንንንንንንንንን
    January 06, 2014 at 5:24am

    መጽናዕቲ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ “ንኣምላኽ ስለ ሕብረትና ምምስጋን”

    ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ተኣሲሩ ፍርዱ አንዳተጸበየ ከሎ ሓያሎ መልእኽትታት ጽሒፉ እዩ። ኣብዚ ኩነታት እንከሎ ዝጸሓፈን መልእኽትታቱ ብመምሃራን...
    See More

    10 comments
    Yonas W. Hidru Is the whole study book available? If yes where?
    January 02, 2012 at 6:13pm
    beteZION Ministry ሰላም ንዓኻ ዮናስ፡ እዛ መጽናዕቲ ፊሊጲ ብምልእታ እያ፡ ነታ አብ ትሕቲ አርእስቲ ዘላ Download ትብል ጠዊቕካ ብPDF ክትረኽቦ ኢኻ። ጎይታ ይባርኽካ።
    January 03, 2012 at 7:33am
    Saliem Hagos ነታ Download ትብል ምስ ጠወቅኩ እቲ አርእስቲ ጥራይ እዩ ዝረአይ ዘሎ ክከፍቶ እንታይ ክገብር አለኒ? ተባረኩ!!
    March 27, 2012 at 7:44am
    Abel Zerazion @Saliem ነቲ Download ዝብል ምስ ጠወቕኪ፡ ኣብ ሓዲሽ window ናይቲ ትምህርቲ ዋና ገጽ ክትርእዮ ኢኺ፡ ናብ ታሕቲ scroll ምስ ገበርኪ ነቲ ሙሉእ ትምሕርቲ ከተንብብዮ ትኽእሊ ኢኺ።
    March 27, 2012 at 10:58am
    Saliem Hagos የቀንየለይ ተባረክ ኣቤል!!!
    April 05, 2012 at 12:38am
    Yosief Gebremusie እዚ ዌብሳይት ደስ ዘብል'ዩ፡ የከንየለይ። ኣምላኽ ይባርኩም
    April 29, 2012 at 12:07pm
    Luwam Asmelash ጎይታ ይባርኹም ብሩኻት አሕዋት፡
    April 30, 2012 at 1:17am
    Tesfalem Zerai እዚ ዌብሳይት ደስ ዘብል'ዩ። ኣምላኽ ይባርኩም
    August 11, 2013 at 6:57am
    Mana Mana selam amlak ybzhalkum
    April 10, 2014 at 2:06pm
    Mana Mana kulu ayreayn alo brukat
    April 10, 2014 at 2:07pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000018
    Ermias Zerazion