• Current City:
    ,
  • Hometown:
  • Occupation:
  • Interests:

Abel Zerazion

Recent Announcement

Participation

0
Article
0
Poem
1
0
Newspaper
0
Bible study
0
Booklet
0
Christian living
7
5
0
Sermon
0
Tract
20
Comments posted
13739
Times viewed
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    3 comments
    Abel Zerazion ብጣዕሚ ዝባርኽ መዝሙር። ጐይታ ይባርኻ ጐይትኦም!
    March 27, 2013 at 1:06pm
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley ኣሜን ኣቤል ሓወይ!!!!!
    March 28, 2013 at 3:53pm
    Mathew Beraki a heart breaking song. bless u goytesh.
    August 31, 2013 at 11:28am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000216
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
    3 comments
    Abel Zerazion ብጣዕሚ ዝባርኽ መዝሙር። ጐይታ ይባርኻ ጐይትኦም!
    March 27, 2013 at 1:06pm
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley ኣሜን ኣቤል ሓወይ!!!!!
    March 28, 2013 at 3:53pm
    Mathew Beraki a heart breaking song. bless u goytesh.
    August 31, 2013 at 11:28am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    1 comments
    Abel Zerazion ጐይታ ኣእዚዙ ይባርኽካ ኤርሚያስ!! ግሩማት ዘመርቲ።
    September 06, 2012 at 5:32am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000488
    Ermias Ghide
    1 comments
    Abel Zerazion ጐይታ ኣእዚዙ ይባርኽካ ኤርሚያስ!! ግሩማት ዘመርቲ።
    September 06, 2012 at 5:32am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    3 comments
    Abel Zerazion ብሃቂ ረድኤትና እግዚኣብሄር'ዩ። ብጣእሚ ዝባርኽ መዝሙር!
    May 01, 2012 at 11:12am
    Semiyawi Seb ተባረኽ ኣቤል ሓወይ
    May 01, 2012 at 11:39am
    Abel Zerazion You too Niat!!
    June 29, 2012 at 7:07am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000290
    Semiyawi Seb

    ኣዒንቲ እግዚኣብሄር...

    ኣዒንቲ እግዚኣብሄር...

    “ኣዒንቲ እግዚኣብሄር ናብ ጻድቃን፡ ኣእዛኑ ኸኣ ናብ ኣውያቶም እየን።” መዝሙር ዳዊት 34: 15

    2 comments
    Elsabet Natan ኣሚን
    May 16, 2012 at 4:33pm
    Lidia Andemichael amen!
    August 19, 2012 at 5:47am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019

    ናይ ይሁዳ ኣንበሳ!

    ናይ ይሁዳ ኣንበሳ!

    "ካብቶም ሽማግሌታት ሓደ ድማ፡ ኣይትብከ፡ እንሆ፡ እቲ ኻብ ነገድ ይሁዳ ዝዀነ ኣንበሳ፡ እቲ ሱር ዳዊት፡ ነቲ መጽሓፍ ኪግንጽሎን ነቲ ሾብዓተ ማሕተሙውን ኪፈትሖን ስዒሩ አሎ፡ በለኒ።" ራእይ ዮሃንስ 5፡ 5

    5 comments
    Niath Mesfin ኣሜን!!bless you I love it.
    May 08, 2012 at 6:35am
    Abel Zerazion በረኸት ንኣኺም ኒያት!!
    June 29, 2012 at 7:07am
    Abel Zerazion ኣሚን .
    August 26, 2012 at 3:29pm
    Yonas (Kabel) AMEN jesus Ia my ONLY AND only love
    January 02, 2013 at 12:56pm
    Luwam Fesahaie ኣሜን!
    October 23, 2014 at 7:06am

    እፈልጦ እየ

    እፈልጦ እየ

    “ኣነ ዝሐስበልኩም ዘሎኹ ሓሳብ እፈልጦ እየ፡ መፈጸምታን ተስፋን ክህበኩምሲ፡ ሓሳብ ደሓን እምበር፡ ናይ ክፉእ ኣይኰነን፡ ይብል እግዚኣብሄር።” ኤርምያስ 29:11

    2 comments
    Mezgeb Tesfayesus it is so beautiful, may the lord bless u
    May 31, 2012 at 10:31pm
    Abel Zerazion Thanks Mezgeb
    June 29, 2012 at 7:04am

    ንዅሉ እኽእሎ እየ

    ንዅሉ እኽእሎ እየ

    “በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ንዅሉ እኽእሎ እየ።” ፊልጲ 4:13

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ንዅሉ እኽእሎ እየ

    ንዅሉ እኽእሎ እየ

    “በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ንዅሉ እኽእሎ እየ።” ፊልጲ 4:13

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ከም ንስሪ...

    ከም ንስሪ...

    "እቶም ንእግዚኣብሄር ዚጽበዩ ግና ሓይሎም ይሕደስ። ከም ንስሪ በኽናፍ ይድይቡ፡ ይጐዩ እሞ ኣይሕለሉን፡ ይኸዱ እሞ ኣይደኽሙን።" ኢሳይያስ 40:31

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ከም ንስሪ...

    ከም ንስሪ...

    "እቶም ንእግዚኣብሄር ዚጽበዩ ግና ሓይሎም ይሕደስ። ከም ንስሪ በኽናፍ ይድይቡ፡ ይጐዩ እሞ ኣይሕለሉን፡ ይኸዱ እሞ ኣይደኽሙን።" ኢሳይያስ 40:31

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    3 comments
    Abel Zerazion ብሃቂ ረድኤትና እግዚኣብሄር'ዩ። ብጣእሚ ዝባርኽ መዝሙር!
    May 01, 2012 at 11:12am
    Semiyawi Seb ተባረኽ ኣቤል ሓወይ
    May 01, 2012 at 11:39am
    Abel Zerazion You too Niat!!
    June 29, 2012 at 7:07am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000290
    Semiyawi Seb
    3 comments
    Abel Zerazion ብሃቂ ረድኤትና እግዚኣብሄር'ዩ። ብጣእሚ ዝባርኽ መዝሙር!
    May 01, 2012 at 11:12am
    Semiyawi Seb ተባረኽ ኣቤል ሓወይ
    May 01, 2012 at 11:39am
    Abel Zerazion You too Niat!!
    June 29, 2012 at 7:07am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ሓድሽ ፍጥረት

    ሓድሽ ፍጥረት

    ትሕዝቶ
    1. ሓድሽ ፍጥረት
    2. ቀዳማይ ትምህርቲ - ቅኑዕ ሕልና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ
    3. ካልኣይ ትምህርቲ - ሓሳብ ኣምላኽ ምህላው (ራእይ)
    4. ሳልሳይ ትምህርቲ - ተማቓሊ ሓሳብ ኣምላኽ
    5. ራብዓይ ትምህርቲ - ካብ ኣምላኽ ሓሳብ ምቕባል
    6. ሓምሻይ ትምህርቲ - ንሓሳብ ኣምላኽ ምንባር
    7. ሻድሻይ ትምህርቲ - ኣብ ናብራናን መጻኢናን

    1 comments
    Abel Zerazion ጎይታ ይባርኽካ ዘርሰናይ!!
    April 24, 2012 at 9:47pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000124
    Zerisenai Berhane
    ሓድሽ ፍጥረት

    ሓድሽ ፍጥረት

    ትሕዝቶ
    1. ሓድሽ ፍጥረት
    2. ቀዳማይ ትምህርቲ - ቅኑዕ ሕልና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ
    3. ካልኣይ ትምህርቲ - ሓሳብ ኣምላኽ ምህላው (ራእይ)
    4. ሳልሳይ ትምህርቲ - ተማቓሊ ሓሳብ ኣምላኽ
    5. ራብዓይ ትምህርቲ - ካብ ኣምላኽ ሓሳብ ምቕባል
    6. ሓምሻይ ትምህርቲ - ንሓሳብ ኣምላኽ ምንባር
    7. ሻድሻይ ትምህርቲ - ኣብ ናብራናን መጻኢናን

    1 comments
    Abel Zerazion ጎይታ ይባርኽካ ዘርሰናይ!!
    April 24, 2012 at 9:47pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ኣብ በረኽቲ

    ኣብ በረኽቲ

    ኣብ በረኽቲ ቦታ ክንዝምረሉ ኢና
    [ገና]3X ክንቃንየሉ ኢና

    [ገና]3X እግዚኣብሄር ገና

    [ገና] 3X ክትሰርሕ ኢኻ
    ድንቅን መስተንክርን ክትገብር ኢኻ
    [እወ] 3X ክትሰርህ ኢኻ
    ኣብ ማእከል ኣህዛብ ክትከብር ኢኻ

    3 comments
    Abel Zerazion ብእምነት ይብል ኣለኹ "ኣብ ኣደባባያት ኤርትራ ክንዝምረሉ ኢና: ገና ገና ገና ክንቃንየሉ ኢና!!!"
    April 11, 2012 at 8:31pm
    Niath Mesfin ኣመን!! ዘመን መጺኡ ኢዩ።
    April 03, 2014 at 3:18pm
    Niath Mesfin ኣመን!! ዘመን መጺኡ ኢዩ።
    April 03, 2014 at 3:36pm

    4 comments
    Antonio kfle ትኽኽል እግዛኣብሄር ኢዩ ዝሓሊ...
    April 10, 2012 at 12:56am
    Abel Zerazion "ምሕረቱ ኣይተወድኤን እዩ እሞ፡ ጥራስ ዘይጠፋእናስ ጸጋ እግዚኣብሄር እዩ።" ድጒዓ ኤርምያስ 3:22
    April 10, 2012 at 1:04am
    Yacob T. Gebretensae ውህደት፡ ቅኒት፡ ስምረት፡ ሕብረት የሕዋት ዘለዎ መስዋእቲ ምስጋና ነቲ ሰናይ ዝገበረልና የሱስ ጎይታ ይኹን!!
    April 11, 2012 at 9:48am
    Mezgeb Tesfayesus አሰይ አሰይ አየ ክንደይ ትኣዲልና አወ..... ምስጋናይ ንአኻ አምላኸይ፡ ንአኻ የሱሰይ ......አሚን
    April 25, 2012 at 12:23pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000025
    Antonio kfle
    4 comments
    Antonio kfle ትኽኽል እግዛኣብሄር ኢዩ ዝሓሊ...
    April 10, 2012 at 12:56am
    Abel Zerazion "ምሕረቱ ኣይተወድኤን እዩ እሞ፡ ጥራስ ዘይጠፋእናስ ጸጋ እግዚኣብሄር እዩ።" ድጒዓ ኤርምያስ 3:22
    April 10, 2012 at 1:04am
    Yacob T. Gebretensae ውህደት፡ ቅኒት፡ ስምረት፡ ሕብረት የሕዋት ዘለዎ መስዋእቲ ምስጋና ነቲ ሰናይ ዝገበረልና የሱስ ጎይታ ይኹን!!
    April 11, 2012 at 9:48am
    Mezgeb Tesfayesus አሰይ አሰይ አየ ክንደይ ትኣዲልና አወ..... ምስጋናይ ንአኻ አምላኸይ፡ ንአኻ የሱሰይ ......አሚን
    April 25, 2012 at 12:23pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ኣብ ቋሕ ሰም

    ኣብ ቋሕ ሰም

    የዒንትኻ ሰም ምስ በላ
    ካብዛ ዘላ ዓለም ናብ ሕሉፍ እንተዝዘላ
    እሞ ኣብታ ዝቐጸለት ቆላሕታ
    እንተዝወስዳኻ ናብ ጎልጎታ
    ሃፋ ናይቲ ኣየር ብሽታ...
    See More

    4 comments
    Ermias Zerazion ኦ ናይ ብሓቂ ናብቲ እዋን ትወስደካ ግጥሚ። እታ “ክንድዚ ዝሳቐስ እንታይ ገይሩ እዩ ግዲ፧“ እትብል ሕቶ ግና ሕጂ እውን ብዝተፈላለየ መገዲ ትሕተት እያ፤ ምላሽና ግን እንታይ እዩ? ክርስቶስ ንዓና እንታይ እዩ?
    April 06, 2012 at 5:48am
    Aklilu Mengstu ልክዕ ኤርሚ! ሎሚውን ኩሉ ሰብ ነዛ ሕቶ እዚኣ ብቕንዕና ልቦናኡ ክምልሳ ይግብኦ! ብድሕሪ እዚ ድማ ብልቡ መንገዱ ይሕሰብ!
    April 06, 2012 at 12:59pm
    Abel Zerazion “ስለ ሓጥያትና'ዩ ደሙ ፈሲሱ“!!!
    April 06, 2012 at 3:19pm
    Aster Woldegebriel ዘደንቅ ፍቕሪ የሱስ! ምእንቲ ሓጥያተይ አብ መስቀል ተሸንኪሩ፣ ጎይታ ይባርኽካ ኣኽሊሉ ሓወይ።
    April 06, 2012 at 11:36pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000206
    Aklilu Mengstu
    ኣብ ቋሕ ሰም

    ኣብ ቋሕ ሰም

    የዒንትኻ ሰም ምስ በላ
    ካብዛ ዘላ ዓለም ናብ ሕሉፍ እንተዝዘላ
    እሞ ኣብታ ዝቐጸለት ቆላሕታ
    እንተዝወስዳኻ ናብ ጎልጎታ
    ሃፋ ናይቲ ኣየር ብሽታ...
    See More

    4 comments
    Ermias Zerazion ኦ ናይ ብሓቂ ናብቲ እዋን ትወስደካ ግጥሚ። እታ “ክንድዚ ዝሳቐስ እንታይ ገይሩ እዩ ግዲ፧“ እትብል ሕቶ ግና ሕጂ እውን ብዝተፈላለየ መገዲ ትሕተት እያ፤ ምላሽና ግን እንታይ እዩ? ክርስቶስ ንዓና እንታይ እዩ?
    April 06, 2012 at 5:48am
    Aklilu Mengstu ልክዕ ኤርሚ! ሎሚውን ኩሉ ሰብ ነዛ ሕቶ እዚኣ ብቕንዕና ልቦናኡ ክምልሳ ይግብኦ! ብድሕሪ እዚ ድማ ብልቡ መንገዱ ይሕሰብ!
    April 06, 2012 at 12:59pm
    Abel Zerazion “ስለ ሓጥያትና'ዩ ደሙ ፈሲሱ“!!!
    April 06, 2012 at 3:19pm
    Aster Woldegebriel ዘደንቅ ፍቕሪ የሱስ! ምእንቲ ሓጥያተይ አብ መስቀል ተሸንኪሩ፣ ጎይታ ይባርኽካ ኣኽሊሉ ሓወይ።
    April 06, 2012 at 11:36pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ሩት ሞኣባዊት

    ሩት ሞኣባዊት

    ሰብኣይ ዘይብላ ንምዃን መበለት
    ምስ ናእሚ ክትካፈል ምረት
    ካብ ጥዑይ ሕልና ወሰነት
    ቆሪጻ ተላዕለት ጨኸነት
    ንሕሱም ናብራ ንድኽነት
    ናብ ዘይትፈልጦ...
    See More

    1 comments
    Abel Zerazion ኣገልግሎትካ ጐይታ የሰስኖ! ንበረኸት ኩን።
    March 30, 2012 at 4:49pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000130
    Michael Mengesti
    ሩት ሞኣባዊት

    ሩት ሞኣባዊት

    ሰብኣይ ዘይብላ ንምዃን መበለት
    ምስ ናእሚ ክትካፈል ምረት
    ካብ ጥዑይ ሕልና ወሰነት
    ቆሪጻ ተላዕለት ጨኸነት
    ንሕሱም ናብራ ንድኽነት
    ናብ ዘይትፈልጦ...
    See More

    1 comments
    Abel Zerazion ኣገልግሎትካ ጐይታ የሰስኖ! ንበረኸት ኩን።
    March 30, 2012 at 4:49pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ነፍሰይ ተንስኢ

    ነፍሰይ ተንስኢ

    ኩነታት ከይረአኺ ዝኸልከለኪ ከረን
    ዓመታት ዝሓለፍክዮ ውረድን ደይብን
    ብርሃንዩ ቅድመኺ ናይ ደስታ ዘበን
    ተንሲእኪ ትበርህሉ
    ድምጺ እልልታኺ...
    See More

    5 comments
    Abraham Haile ተባረኺ ንያት ፤ ብሓቂ ዕላማኻ ተዘክር ግጥሚ እያ እዚአ። ብግጥምታትኪ ይባረኽ ስለዘለኹ ድማ፤ ቀጽልዮ።
    March 07, 2012 at 6:51pm
    Abel Zerazion "ተንስኢ አብ ቅድመኺ አሎ ናይ ዓወት ዘበን" ጐይታ ይባርኪ ንያት!!
    March 30, 2012 at 12:23pm
    Niath Mesfin አሜን ብሩኻት!!
    April 02, 2012 at 4:41pm
    Gospelable A Blessing Poem Indeed Niyat. God bless You.
    April 18, 2012 at 1:18pm
    Niath Mesfin ኣሜን Elibel.
    April 18, 2012 at 1:45pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000087
    Niath Mesfin
    ነፍሰይ ተንስኢ

    ነፍሰይ ተንስኢ

    ኩነታት ከይረአኺ ዝኸልከለኪ ከረን
    ዓመታት ዝሓለፍክዮ ውረድን ደይብን
    ብርሃንዩ ቅድመኺ ናይ ደስታ ዘበን
    ተንሲእኪ ትበርህሉ
    ድምጺ እልልታኺ...
    See More

    5 comments
    Abraham Haile ተባረኺ ንያት ፤ ብሓቂ ዕላማኻ ተዘክር ግጥሚ እያ እዚአ። ብግጥምታትኪ ይባረኽ ስለዘለኹ ድማ፤ ቀጽልዮ።
    March 07, 2012 at 6:51pm
    Abel Zerazion "ተንስኢ አብ ቅድመኺ አሎ ናይ ዓወት ዘበን" ጐይታ ይባርኪ ንያት!!
    March 30, 2012 at 12:23pm
    Niath Mesfin አሜን ብሩኻት!!
    April 02, 2012 at 4:41pm
    Gospelable A Blessing Poem Indeed Niyat. God bless You.
    April 18, 2012 at 1:18pm
    Niath Mesfin ኣሜን Elibel.
    April 18, 2012 at 1:45pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ወርሒ ኣቢብ

    ወርሒ ኣቢብ

    እግዛብሄር ተዋጋኢ’ዩ
    ስሙ ድማ እግዚኣብሄር’ዩ

    ጎይታ የሱስ ተዋጋኢ’ዩ
    ስሙ ድማ ቅቡእ መሲህ’ዩ
    ንጸላእተይ ረጋጊጽዎም’ዩ
    ኣብ’ቲ ሲኦል...
    See More

    1 comments
    Abel Zerazion ኣሜን
    March 28, 2012 at 5:16pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000148
    Petros Kifle
    ወርሒ ኣቢብ

    ወርሒ ኣቢብ

    እግዛብሄር ተዋጋኢ’ዩ
    ስሙ ድማ እግዚኣብሄር’ዩ

    ጎይታ የሱስ ተዋጋኢ’ዩ
    ስሙ ድማ ቅቡእ መሲህ’ዩ
    ንጸላእተይ ረጋጊጽዎም’ዩ
    ኣብ’ቲ ሲኦል...
    See More

    1 comments
    Abel Zerazion ኣሜን
    March 28, 2012 at 5:16pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    መጽናዕቲ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ “ንኣምላኽ ስለ ሕብረትና ምምስጋን”

    መጽናዕቲ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ “ንኣምላኽ ስለ ሕብረትና ምምስጋን”

    ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ተኣሲሩ ፍርዱ አንዳተጸበየ ከሎ ሓያሎ መልእኽትታት ጽሒፉ እዩ። ኣብዚ ኩነታት እንከሎ ዝጸሓፈን መልእኽትታቱ ብመምሃራን...
    See More

    10 comments
    Yonas W. Hidru Is the whole study book available? If yes where?
    January 02, 2012 at 6:13pm
    beteZION Ministry ሰላም ንዓኻ ዮናስ፡ እዛ መጽናዕቲ ፊሊጲ ብምልእታ እያ፡ ነታ አብ ትሕቲ አርእስቲ ዘላ Download ትብል ጠዊቕካ ብPDF ክትረኽቦ ኢኻ። ጎይታ ይባርኽካ።
    January 03, 2012 at 7:33am
    Saliem Hagos ነታ Download ትብል ምስ ጠወቅኩ እቲ አርእስቲ ጥራይ እዩ ዝረአይ ዘሎ ክከፍቶ እንታይ ክገብር አለኒ? ተባረኩ!!
    March 27, 2012 at 7:44am
    Abel Zerazion @Saliem ነቲ Download ዝብል ምስ ጠወቕኪ፡ ኣብ ሓዲሽ window ናይቲ ትምህርቲ ዋና ገጽ ክትርእዮ ኢኺ፡ ናብ ታሕቲ scroll ምስ ገበርኪ ነቲ ሙሉእ ትምሕርቲ ከተንብብዮ ትኽእሊ ኢኺ።
    March 27, 2012 at 10:58am
    Saliem Hagos የቀንየለይ ተባረክ ኣቤል!!!
    April 05, 2012 at 12:38am
    Yosief Gebremusie እዚ ዌብሳይት ደስ ዘብል'ዩ፡ የከንየለይ። ኣምላኽ ይባርኩም
    April 29, 2012 at 12:07pm
    Luwam Asmelash ጎይታ ይባርኹም ብሩኻት አሕዋት፡
    April 30, 2012 at 1:17am
    Tesfalem Zerai እዚ ዌብሳይት ደስ ዘብል'ዩ። ኣምላኽ ይባርኩም
    August 11, 2013 at 6:57am
    Mana Mana selam amlak ybzhalkum
    April 10, 2014 at 2:06pm
    Mana Mana kulu ayreayn alo brukat
    April 10, 2014 at 2:07pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000018
    Ermias Zerazion

    ሰጉም

    ሰጉም

    ጥራይ ሰጉም
    ዝሓዝካ ስለ ዝሓዝካ ኣጆኻ ለብም
    እምንቶ ስለ ዝሃበካ ህይወት ዘልአለም
    ተስፋኻ ካብ ሰማይ ኢዩ ኣይኮነን ካብ ዓለም
    ንቃሉ ዓትዕቶ...
    See More

    2 comments
    Temesgen, Hannah & Yoel ተባረክ
    March 09, 2012 at 11:15pm
    Abel Zerazion ሓደ ሓደ ጊዜ ኩነታትና ተስፋ ዘቑርጽ ክመስል ይኽእል'ዩ ግና "ዝሓዝና ስለ ዝሓዝና ኣጆና ንለብም... ንኽንፈሪ ህይወትና ብምሉእ ልብና ንክተት"። ጐይታ ይባርኽካ ያቆብ!!
    March 26, 2012 at 11:35am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000182
    Yacob T. Gebretensae
    ሰጉም

    ሰጉም

    ጥራይ ሰጉም
    ዝሓዝካ ስለ ዝሓዝካ ኣጆኻ ለብም
    እምንቶ ስለ ዝሃበካ ህይወት ዘልአለም
    ተስፋኻ ካብ ሰማይ ኢዩ ኣይኮነን ካብ ዓለም
    ንቃሉ ዓትዕቶ...
    See More

    2 comments
    Temesgen, Hannah & Yoel ተባረክ
    March 09, 2012 at 11:15pm
    Abel Zerazion ሓደ ሓደ ጊዜ ኩነታትና ተስፋ ዘቑርጽ ክመስል ይኽእል'ዩ ግና "ዝሓዝና ስለ ዝሓዝና ኣጆና ንለብም... ንኽንፈሪ ህይወትና ብምሉእ ልብና ንክተት"። ጐይታ ይባርኽካ ያቆብ!!
    March 26, 2012 at 11:35am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ፍትወይ!

    ፍትወይ!

    ፍትወይ የሱሰይ
    እተፍቅራ ንነፍሰይ፣
    ብርሃን ናይ ልበይ
    መራሒ ህይወተይ፣
    ዕጋበት ነፍሰይ
    ትርጉም ምንባረይ፣

    ፍትወይ ጽድቂ...
    See More

    1 comments
    Abel Zerazion "ንስኻ በይንኻ ኽበረሉ ህይወተይ።" ኣሜን!!! ግሩም ግጥሚ።
    March 23, 2012 at 9:56am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000221
    Ermias Tseggai
    ፍትወይ!

    ፍትወይ!

    ፍትወይ የሱሰይ
    እተፍቅራ ንነፍሰይ፣
    ብርሃን ናይ ልበይ
    መራሒ ህይወተይ፣
    ዕጋበት ነፍሰይ
    ትርጉም ምንባረይ፣

    ፍትወይ ጽድቂ...
    See More

    1 comments
    Abel Zerazion "ንስኻ በይንኻ ኽበረሉ ህይወተይ።" ኣሜን!!! ግሩም ግጥሚ።
    March 23, 2012 at 9:56am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ክልተ ለይቲ’ዩ ዕድሜኣ!

    ክልተ ለይቲ’ዩ ዕድሜኣ!

    ካብ ሕሰም ከተናግፍያ...
    ብሸዓ በቚላ ብሸዓ ዓብያ፡
    ከውሊ ዀይና ንርእሲ ኣጽሊላ...
    ነብዪ ብተግባራ ኣዝዩ’ዩ ተሓጒሱላ፡
    ያኢ! መሲሉዎ ናሕሲ...
    See More

    2 comments
    Rahel Tewolde ዓቢ መልእክቲ
    February 14, 2012 at 3:50am
    Abel Zerazion ሓቅኺ ራሄል! ብጣዕሚ ዘገርም ጥልቂ ትርጉም ዘለዎ ግጥሚ ኤዩ። ጐይታ ኣዝዩ ይባርኽካ ፓ. ቢንያም።
    March 23, 2012 at 9:46am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000150
    P. Benyam Ghebrenegus
    ክልተ ለይቲ’ዩ ዕድሜኣ!

    ክልተ ለይቲ’ዩ ዕድሜኣ!

    ካብ ሕሰም ከተናግፍያ...
    ብሸዓ በቚላ ብሸዓ ዓብያ፡
    ከውሊ ዀይና ንርእሲ ኣጽሊላ...
    ነብዪ ብተግባራ ኣዝዩ’ዩ ተሓጒሱላ፡
    ያኢ! መሲሉዎ ናሕሲ...
    See More

    2 comments
    Rahel Tewolde ዓቢ መልእክቲ
    February 14, 2012 at 3:50am
    Abel Zerazion ሓቅኺ ራሄል! ብጣዕሚ ዘገርም ጥልቂ ትርጉም ዘለዎ ግጥሚ ኤዩ። ጐይታ ኣዝዩ ይባርኽካ ፓ. ቢንያም።
    March 23, 2012 at 9:46am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ጸውዓኒ!

    ጸውዓኒ!

    "ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ።" --ኤርምያስ 33፡3

    1 comments
    Ermias Zerazion ኣሜን!
    March 22, 2012 at 9:02pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ጸውዓኒ!

    ጸውዓኒ!

    "ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ።" --ኤርምያስ 33፡3

    1 comments
    Ermias Zerazion ኣሜን!
    March 22, 2012 at 9:02pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ፍቕሪ

    ፍቕሪ

    “ሰብ ንህይወቱ ኣብ ክንዲ ኣዕሩኹ በጃ ኼሕልፍ፡ ካብዚ ዚዓቢ ፍቕሪ የልቦን።” --ዮሃንስ 15:13

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ፍቕሪ

    ፍቕሪ

    “ሰብ ንህይወቱ ኣብ ክንዲ ኣዕሩኹ በጃ ኼሕልፍ፡ ካብዚ ዚዓቢ ፍቕሪ የልቦን።” --ዮሃንስ 15:13

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ብዓወት ምዝዛም

    ብዓወት ምዝዛም

    "ምእንትዚ ንሕና ድማ ብኽንድዚ ዚኣክል ደበና ምስክር ተኸቢብና ኸሎና ንዅሉ ፡ ዚኸብደናን ነቲ ዚጠብቀናን ሓጢኣትን ነርሕቕ፡ በቲ ኣብ ቅድሜና ተሐንጺጹልና...
    See More

    1 comments
    Abel Zerazion ጐይታ ኣዝዩ ይባርኽካ!
    December 31, 2011 at 12:52am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000018
    Ermias Zerazion
    ብዓወት ምዝዛም

    ብዓወት ምዝዛም

    "ምእንትዚ ንሕና ድማ ብኽንድዚ ዚኣክል ደበና ምስክር ተኸቢብና ኸሎና ንዅሉ ፡ ዚኸብደናን ነቲ ዚጠብቀናን ሓጢኣትን ነርሕቕ፡ በቲ ኣብ ቅድሜና ተሐንጺጹልና...
    See More

    1 comments
    Abel Zerazion ጐይታ ኣዝዩ ይባርኽካ!
    December 31, 2011 at 12:52am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ወለዶ ሞት

    ወለዶ ሞት

    ሞት...በየን ቦቖለት
    መን’ዩ ወላዲኣ ካበይከ መጽኤት
    ቁጽሪ ወለዶኣ መን’ዩ ዚፈልጥ
    ሱራ ክርከብ’ሞ ክንምሕዋ ክትጸኒትሲ
    መን’ዩ ብዛዕባ ሞት...
    See More

    1 comments
    Abel Zerazion ጐይታ ይባርኽካ
    December 31, 2011 at 12:51am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000018
    Ermias Zerazion
    ወለዶ ሞት

    ወለዶ ሞት

    ሞት...በየን ቦቖለት
    መን’ዩ ወላዲኣ ካበይከ መጽኤት
    ቁጽሪ ወለዶኣ መን’ዩ ዚፈልጥ
    ሱራ ክርከብ’ሞ ክንምሕዋ ክትጸኒትሲ
    መን’ዩ ብዛዕባ ሞት...
    See More

    1 comments
    Abel Zerazion ጐይታ ይባርኽካ
    December 31, 2011 at 12:51am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000019
    Abel Zerazion
    ጠሊ ሄርሞን-8

    ጠሊ ሄርሞን-8

    ትሕዝቶ
    1. መልእኽቲ ጠሊ ሄርሞን
    2. መልእኽቲ ህይወት
    - ሓንቲ ደቒቕ ስኣን...
    - ዝጸምኤ እንተሎ
    3. ንኸምዚኦም ፍለጥዎም
    - ብዛዕባ ዎችማን ኒ...
    4. ስእሊ...
    See More

    1 comments
    beteZION Ministry ግሩም መጽሔት!
    March 14, 2012 at 6:54am