Ermias Zerazion

Ermias Tseggai
ሰብ ምዃን ውህብቶ'ዩ ናይ እዝጊ ግንዖ
ፈጣሪ ኹላ ዓለም ካብ ጥንቲ ዝሰርዖ
ውሱን ዕድመ ኽነብር'ዩ እተሰልዖ
ልብና ነጠንቅቕ እዚ ኸይዝንግዖ/2
ኣብዚ... See More
|
|
|
ሰብ ምዃን ውህብቶ'ዩ ናይ እዝጊ ግንዖ
ፈጣሪ ኹላ ዓለም ካብ ጥንቲ ዝሰርዖ
ውሱን ዕድመ ኽነብር'ዩ እተሰልዖ
ልብና ነጠንቅቕ እዚ ኸይዝንግዖ/2
ኣብዚ... See More
ጎይታየ ሓለዋኻ ኣብ ልዕለይ ብዙሕ‘ዩ
የሱሰይ ረዲኤትካ ኣብ ልዕለይ ዓቢ‘ዩ
ንስኻ ሓቀኛ ጓሳይ ኢኻ
ኣነ ድማ በጊዕካ
ብፍቕሪ ትጓስየኒ፣ ተውዕለኒ... See More
ሓገዝቲ መምርሒታት ንጸሓፍትን ተርጐምትን - 1ይ ክፋል
ኣብዚኣ ነስተብህል!!!
ብመጀመርያ፡ ነቲ ቋንቋ ዝኣክል ዓብይ ውህበት ዝለገሰልና ልዑለ-ልዑላን፡ ንጉሰ ዘነገስት ዝዀነ፣ ኣዝዩ ዓብይን ጃንሃይን... See More
ትሕዝቶ
1. ቃል እግዚኣብሄርን ኣድላይነቱን
2. ስነ-ጽሑፍ - ዝተረስዐ ኣገልግሎት
3. ዝሓጉስ ፍርሃት
4. ሓጢኣት - ምቁር መርዚ
5. ብሓቂዶ ክንጭነቕ የድልየና እዩ?
ማዕከን ማሕፉዳኻ.... ምልኣቱ
እንታይ ጸፍጺፍካሉ.... ኣብ እንዳእቱ
ኣበይ ተነቢሩ.... እቲ ምንባሩ
ድሉው’ዶ ጌርካዮ.... ድሉውነቱ።
ወዲ-ሰብ ዝመጻላ... See More
ትሕዝቶ
1. ቃል እግዚኣብሄርን ኣድላይነቱን
2. ስነ-ጽሑፍ - ዝተረስዐ ኣገልግሎት
3. ዝሓጉስ ፍርሃት
4. ሓጢኣት - ምቁር መርዚ
5. ብሓቂዶ ክንጭነቕ የድልየና እዩ?
የሱስ ስለ ሓጢኣት ደቂ ሰባት ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ከምዝሞተን ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ከም ዝተንስኤን ኣብ ኣርባዕቲኡ ወንጌላት ተጽሒፉ ንረኽቦ።... See More
ዓቐብ ዘይድየብ
ጸላም ዘይግላህ
መፈንጥራ ዘይብተኽ
ጸገም ዘይውዳእ
ክመስል...
ቑስሊ ዘይፍወስ
ንብዓት ዘይድረዝ
ሕቶ ዘይምለስ
ድኻም ዘይሕደስ
ክመስል...
ራኢይ... See More
ምሩጽ እየ ብዘይ ምኽንያት
ፍትው ብዘይ ብቀት
ሕጹብ ብደሙ
ፍዉስ ብቑስሉ
ምሑር ብዘይ እንታ
የዒንቱ እተኸፍታ
ልዉጥ እየ ሓድሽ ፍጥረት
ብጁው... See More
ኣርሒቖም ዝርእዩ ነዊሕ ዘቋምቱ
ብእዋናዊ ነገር ዘይምለኹ ዘይድረቱ
ዓቕሞም ዝርድኡ ሓይሎም ዘይዝንግዑ
ተዛሪቦም ዘስምዑ ሰሪሖም ዘድሞዑ
ስለ’ተን... See More
ንንውሕ ዝበለ እዋን ክርስትያናት፣ ብፍላይ ድማ ወንጌላውያን ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ ሃገርና ኤርትራ እንታይ ተራ ከምዘሎና ንዓና ኮነ ንኻልእ... See More
ንንውሕ ዝበለ እዋን ክርስትያናት፣ ብፍላይ ድማ ወንጌላውያን ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ ሃገርና ኤርትራ እንታይ ተራ ከምዘሎና ንዓና ኮነ ንኻልእ... See More
ንንውሕ ዝበለ እዋን ክርስትያናት፣ ብፍላይ ድማ ወንጌላውያን ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ ሃገርና ኤርትራ እንታይ ተራ ከምዘሎና ንዓና ኮነ ንኻልእ... See More
(ማቴ26፣ ማሪ14፣ ሉቃ22፣ ዮሃ13)
የሱስ ግዚኡ ከም ዝበጽሐ ምስ ፈለጠ፣ ንክልተ ደቀ መዛሙርቱ ፋሲጋ ከዳልዉ ለኣዀም። ከምቲ ዝተባህልዎ ድማ ከይዶም... See More
ፊልም ከይረኣየ ዝዓበየ ዘሎ ኣይመስለንን። ንኩሉ ፊሊም ሓደ ዝገብሮ ድማ፣ ቀንዲ ተዋሳኣይ ኣሎ፣ ኣንጻሩ ዚልዓል ጸላኢ ድማ ኣሎ። ክልቲኦም ተቀናቀንቲ... See More
ግሃ 18:1-4 "ድሕርዚ ጳውሎስ ካብ ኣቴና ተበጊሱ ናብ ቈረንቶስ መጸ። ቅላውዴዎስ ኲሎም ኣይሁድ ካብ ሮሜ ኺለቁ ኣዘዘ እሞ፡ ሽዑ ቕነ ምስ ሰበይቱ ጵርስኪላ... See More
ህይወት ክዝራእ ፍጡር ክፍጠር
እስንፋስ ከተንፍስ ምንባር ንኽጅምር
እቲ ዘይነበረ ምስ ህልው ክጽንበር
ክቑጸር...
ናብ ዓለም ክድመር
ብህይወት... See More
ዝፈልዮ ኣይነበረን ግን ከኣ ፍሉይ እዩ ነይሩ!
“ከምዚ ዝገበርክዎ ክትገብሩ ኣርኣያ ሓዲገልኩም“ ኣለኹ። መሊሱ’ውን “ካባይ ተመሃሩ..” ዝበለ... See More
ኣየመስግንን’የ ጐይታ
ናይ ዕለት እንጌራ ብምምላኡ ኣብ ቤት
ካልኦት እናተወቕዑ ብሓለጊ ጥሜት፡
ኣየመስግንን’የ ጐይታ
እቶት እንተኻዕበተ... See More
ናብ ገዛእ ርእስና ምልስ ኢልና እንተርኢና ካብ ቅድሚ ምውላድና፡ ድሕሪ ምውላድናንን ክሳብ ዕለተ ሞትናን ዘሎ ናይ ሰብነትን ናይ ኣተሓሳስባናን... See More
ቃል ኣምላኽ ማይ ህይወት እዩ ንሰትዮ
ቃል ኣምላኽ ሰላም እዩ ነንግሶ
ቃል ኣምላኽ ሓጎስ እዩ ነስተማቕሮ
ቃል ኣምላኽ ኪዳን እዩ ንለብሶ
ቃል ኣምላኽ ዓወት እዩ ንጓዓዞ
እወ ናይ ዘልኣለም ህይወት
ምስጢር ናይ ዓወት
ብርሃን ናይ ህይወት።
ኮታ ኣምላኽ እንተዝረድእ
ነዚ ኩሉ ምስጢር ዝሓዘ ቃል
ኣብ ልባትና ኪጽሓፍ ኪሓድር።
ኣሜን!
ቁሊሕ ጥምት
ቅርብ ሕዝ ትንክፍ
ስሕቕ ጅምር
ደሓን ጉድኣት የብሉን እንታይ ከይገብር
ብምባል እዩ ኩሉ ዝጅምር
ተጀመረ ከጸለ’ውን
ብሰሓቕን... See More
ትብልዒ ዲኺ ትስተዪ
ትጥመቲ ዲኺ ትጭበጢ
ወይስ ትርጉም ኣልቦ ኢኺ ዘይብልኪ መሳጢ?
ኣይፋሉን...
ትርጉምሲ ኣሎኪ
ክንዲ ዓሚቝ ቀላይ
ንዝርድኣኪ... See More
ደሙ ፈሲሱ
እቲ የዕጫው ተርኪሱ
ዝተጀላልዐ ቆርበት
ዘስካሕክሕ ትርኢቱ
እምብዛ እህህታ
ኣፋፍኖት ሞቱ
ፍርዲ ገዲፍሎም
ነቶም መሳቕልቱ
እቲ... See More
“ዎ ሞት፡ ኣበይ ኣሎ ብልሕኻ፧ ኣታ ሲኦልከ፡ ኣበይ ኣሎ ዓወትካ፧ ብልሒ ሞት ሓጢኣት እዩ፡ ሓይሊ ሓጢኣትውን ሕጊ እዩ። ግናኸ ነቲ ብጐይታና የሱስ... See More
የዒንትኻ ሰም ምስ በላ
ካብዛ ዘላ ዓለም ናብ ሕሉፍ እንተዝዘላ
እሞ ኣብታ ዝቐጸለት ቆላሕታ
እንተዝወስዳኻ ናብ ጎልጎታ
ሃፋ ናይቲ ኣየር ብሽታ... See More
ካብ ጊዝያዊ ባህታ መጻወድያ ሓጥያት
ምስ ቅዱስ ህዝብኻ ብስቓይ ክገዓት
ክመርጽ...
ነቲ ዓስቢ ክጥምት'ሞ
ካብ ክብረት 'ዛ ዓለም ጸርፍኻ ክጾሮ
እቲ... See More
ፍቓድሲ ኔሩኒ
ዝደልዮ ክገብር
ግን... መዓስ ረብሓይ ኔሩ
ቅንዕና ዘምጽእ ዘልኣለም ዘንብር።
ከንቱ እንበር
ከንቱ ፍቓድ ምርጫኡ ሕሱር።
ፍቓድ... See More
ድሎ ከይትዕሎ
ካብ ሕቑፊ ናብ ፍሑኽ
ካብ ፍሑኽ ናብ ታተ ታተ
ሰጊሩ ጉያ ምስ ተኻእሎ
መንከ ኣሎ ዝዕንቀፍ ዝመስሎ
መንከ ኣሎ ዝወድቕ ዝመስሎ
... See More
ትሕዝቶ
1. መልእኽቲ ጠሊ ሄርሞን
2. መልእኽቲ ህይወት
- ሓንቲ ደቒቕ ስኣን...
- ዝጸምኤ እንተሎ
3. ንኸምዚኦም ፍለጥዎም
- ብዛዕባ ዎችማን ኒ...
4. ስእሊ... See More
ፍቕሪ ክበሃል ብዙሕ እዋን እየ ሰሚዔ
ከፍቅር ከምዘለኒ’ውን ተረዲኤ
ተደጋጋሚ ‘ውን ፈቲነ
ካብቲ ዝሰማዕክዎ ዝነቐለ
"ከተፍቅር ኣሎካ...ምፍቃር... See More
ህጻናት ኢና ዕሸላት
ገለ ዘይንፈልጥ
ክንዓቢ ንደሊ ብትምህርቲ ሰንበት
ክንመሃር ታሪኽ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ
ነቲ ዓቢ ስሙ ክንዝምር ክንውዳስ
ክንሕዝ... See More
ከም ብጹእ
ከም ብጹኣን
ብጹእ ክኸውን
ብጽእና ደልየ
ታእላው ዘይነበሮ ሃብተይ
ንድኻ ዓዲለ
ስለ ብጽእና
ቁሪ መሪጸ ከም ቆጽሊ ሰዓዕ
ለቢሰ ዲኖ... See More
ወዲ ኣምላኽ የሱስ
ምንጪ ጸጋ ምንጪ በረከት
ጠመየ ... ግን ከኣ ኣጽገበ ብዙሓት
ጸምኤ ... ባዕሉ እንከሎ ማይ ህይወት
‘ቲ ንጉስ ነገስታት
ተኸሰ... See More
ምስጋና፡ ብፍሩይ ኣርእስቲ፡ ቀጺሉ፡ ብሃንደበት ሞት እነፍቅራ ጓልና እከሊት ዘቃበርኩምና፡ ኣብ ገዛና ብምምልላስ፡ ካብ ውሽጥን ወጻእን ብስልክን... See More
ቀይሐ ጸልመ ቀደደት
ወግሔት...ጸሓይ’ውን በረቐት
መዓልቲ ባባ ኣርሓወት
ሰኒቓ ትሕዝቶ ሰዓታት’ወ ካልኢት።
እንታይ ኮን ጸወረት
እንታይ ኮን... See More
“ከምቲ ስጋ ሓደ ኽነሱስ፡ ብዙሕ ኣካላት ዘለዎ፡ ብዘሎ እቲ ኣካላት ስጋ ኸኣ፡ ብዙሕ ክነሱስ፡ ሓደ ስጋ ዝዀነ፡ ክርስቶስ ከኣ ከምኡ እዩ።”(1ቈረ... See More
ሰብ ኮይነ
ከም ሰብ ኪነብር
ምስ ሰብ ሓቢረ
ተደጊፈዮ ኪድገፈኒ
ተጸጊዐዮ ኪጽጋዓኒ
እንተኾነ ተወጊኤ እሾኽ ኮይኑኒ።
ኣይረባሕኩን ተበዲለ
ናብ... See More
ስሉም እየ
ኣዝየ ውቁብ
የዒንቲ ረኣዪ ዝስሕብ
ሽፉነይ ግሩም እምነበረድ ጻዕዳ
ዘብቆለ ኣብ ዙርያኡ ሳሮን ጽጌረዳ
ብግዳመይ ጼረ
መስቀል ከም... See More
“ሰማያት ክብሪ ኣምላኽ የዘንትዉ፣ ጠፈራት ከኣ ግብሪ ኣእዳዉ የውሪ።” (መዝ.19.1)
ፍልጠት ወዲ-ሰብ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናዓበየ እዩ ዝኸይድ ዘሎ።... See More
“ዎ እግዚኣብሄር፣ ብሓቅኻ ምንቲ ኽመላለስ፣ መገድኻ መሃረኒ፣ ስምካ ክፈርህሲ፣ ንልበይ ኣዳልዎ።” (መዝ.68.11)
ሓደ ወላዲ ንወዱ ‘ሎሚ መዓልቲ... See More
እዛ "ብጽድቂ ምጽናዕ" እትብል ናይ መጽሓፍ ቅዱስ መጽናዕቲ መሰረታዊ ሓሳባ እቲ ኣብ ኢሳይያስ 54፣14 ዘሎ “ብጽድቂ ኽትጸንዒ ኢኺ” ዚብል ኮይኑ፣ ኣብ... See More
መሪጹኒ ተመሪጸ
ፈትዩኒ ተፈቲየ
ኣፍቂሩኒ ተፈቒረ
ግን ስለምንታይ...፧
እንታየ’ዩ ጽቡቕ ዘዕርኽ
ኣቤሎ ተግባረይ ዝማርኽ ፧
ረሳሕዶ ኣይነበርኩን... See More
ዕሩብ ሕልና! እዚ ኣባሃህላ እዚ ንክትሰምዖ ኮነ ንክትዛረቦ ኣዝዩ ዘስኻሕክሕ ኣባሃህላ እዩ። ይኹን እምበር ብዙሕ እዋን ሕልና ክዓርብ ንርኢ ኢና።... See More
የዒንቲ ገፊሑ
መዝሮቒ ናብ ልቢ
ድሌት ተኣኪቡ
‘ጸጽባሕ ኪዓቢ
ኣእላፍ ኮይኑ ብዝሑ
ከዋኽብቲ ሰማይ
ረዚኑ ክብደቱ
ከም ሑጻ ናይ ቀላይ።
ስለዚ...
ትምኒተይ... See More
ነፍሲ ወከፍ ሕጥቦ ጹሑፍ ወይ ቃላት መጽሓፍ ቅዱስ እንተ ብቐጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ፍቕሪ ኣምላኽን ምሕረቱን እየን ዘርእያን ዘግህዳን። ነዚ ድማ እዩ... See More
“ንሕና መዓይይቲ ኣምላኽ ኢና ...” (1ቆሮ.3፡9ሀ)
ሓደ እዋን ካብ ሓንቲ መጽሓፍ ዘንበብክዋ ዛንታ ክነግረኩም።
ሓደ ንእሽቶ ቆልዓ ካብ ላዕለዋይ... See More
“እቶም ንኣምላኽ ዘፍቕሩ ከም ምኽሩ ዝተጸዉዑ ግና ኩሉ ንሰናይ ከም ዝድግፎም ንፈልጥ ኢና።” (ሮሜ 8፡28)
ኣብ ገለ እዋን ነገራት ከም ዝመደብናዮ... See More
እዛ ንእሽቶ መጽሓፍ ብዛዕባ ጉዕዞ ህይወትካ እትድህስስን ኣብ ከመይ ኩነታት ከም ዘሎኻ እተፍልጥን መጽሓፍ እያ።
ትፈልጥ ኢኻ፡ ሰብ ኣብ ህይወት... See More
መልእኽቲ እብራውያን ሓያሎ ሰረተ-እምነታውን ተግባራውን ዝኾነ ትምህርትታት ሓቚፉ ንረኽቦ። ምስኡ ተኣሳሲረን ዝኸዳ ሓሙሸ መጠንቀቕታታት ድማ... See More
መጽናዕቲ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ “ንኣምላኽ ስለ ሕብረትና ምምስጋን”
ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ተኣሲሩ ፍርዱ አንዳተጸበየ ከሎ ሓያሎ መልእኽትታት ጽሒፉ እዩ። ኣብዚ ኩነታት እንከሎ ዝጸሓፈን መልእኽትታቱ ብመምሃራን... See More