Literature

NEWSPAPER

መልእኽቲ - 5/08

ብ ቡሩኻት አሕዋት Download | Comment | Share Share

ትሕዝቶ
1. ግብርታት ሓይሊ እግዚኣብሄር ንምንታይ?
"ድሕርዚ የሱስ ነተን ብዙሕ ሓይሊ ዝገበረን ከተማታት ስለ ዘይተነሰሐ ኺነቕፈን ጀመረ።" ማቴ.11፣20
2. ንጐይታ ዘንገሰዶ ወይስ ገና ዝኹሕዃሕ ልቢ?
"እንሆ፡ ኣብ ደገ ቤት ደው ኢለ ኳሕኳሕ ኤብል አሎኹ። ሓደ እኳ ድምጸይ ሰሚዑስ ማዕጾ እንተ ኸፈተለይ፡ ናብኡ ኽኣቱ ምስኡ ኸኣ ክድረር እየ፡ ንሱውን ምሳይ። ከምቲ ኣነውን ዝሰዐርኩ እሞ ምስ ኣቦይ ኣብ ዝፋኑ እተቐመጥኩ፡ ነቲ ዚስዕር ኣብ ዝፋነይ ምሳይ ኪቕመጥ ክህቦ እየ። እዝኒ ዘላቶ እቲ መንፈስ ንማሕበራት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ።" ራእ.3።20-22

Comment
Be the first to post your comment!!