Literature

BOOKLET

ምእካብ ሃብቲ ወይሲ ምእካብ - ጸጋ እታ መጻወዲያ ገንዘብ

ብ ቢንያም የማነ Download | Comment | Share Share

ምንጪ ጽሑፍ-ብክርስቲያናዊት ጸሓፊት Jill Briscoe ተደሪሳ
ካብ 8 Choices That Can Change a Woman’s Life ዚተሰምየት መጽሓፍ
ካብ To Gather Wealth or Gather Grace ዘርእስቱ ምዕራፍ ዚተተርጐመ
Jill Briscoe ነቲ ኣብ ግዝያዊ፡ ምድራውን ሓላፍን ሃብቲ ዓለም ዶ ወይሲ ኣብቲ ናይ ሓዋሩ፡ ሰማያዊን ዘለኣለማውን ጸጋ ኢና ከነተኲር ዘሎና፡ ንዝብል ሕቶ፡ ብንጹር ቛንቛ፡ ገላጺ ሓሳባትን፡ ኣብነታዊ ተሞክሮታትን ኣሰንያ መሊሳቶ ኣላ፡፡ እሞ ጆባእ ከኣ ንብለኩም፡፡ እግዚኣብሄር ንዓዓን ንስድራ-ቤታን ይባርካ፡፡

Posted by:
Binyam Yemane Tekle
Aug 09, 2016

0 Comments
567 Views

Comment
Be the first to post your comment!!