Literature

BOOKLET

ምህሮ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ

ብ ሳሙኤል ዘርኣይ Download | Comment | Share Share

እዛ መጽሓፍ እዚኣ ኣመንቲ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ ዘለዎም ርድኢት፡ ቃል ኣምላኻዊ ምህሮ ንምሃብን፡ነቲ ኣብ ዘሎናዮ ዘመን ብብዙሕ መንገድታት እናተበላሸወ ንዝኸይድ ዘሎ ኣነባብራ ክርስትና ንምብጃውን ተባሂላ እተዳለወት መጽሓፍ እያ።

Comment
Be the first to post your comment!!