Literature

BOOKLET

መንፈሳዊ ተሓድሶን ምንቕቃሕን

ብ ሳሙኤል ዘርኣይ Download | Comment | Share Share

እዛ መጽሓፍ ትርጉምን ረብሓን ምንቕቓሕ፣በብእዋኑ ዝተንስአ መንፈሳዊ ምንቅስቃሳትን መንገድታት ምንቕቓሕን ዝብሉ ሰለስተ ዓበይቲ ኣርእስታት ዘካተተት ኮይና፡ ነቲ ኣብ ሰማያትና ኣንጠጥዩ ዘሎ ናይ እግዚኣብሄር ደበና ብዝግባእ ክንዳሎን ክንጸባበን ክትሕግዘና እያ።

Comment
Be the first to post your comment!!