Literature

BOOKLET

Editor's Choice

ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን

Most Commented

እዛ ንእሽቶ መጽሓፍ ብዛዕባ ጉዕዞ ህይወትካ እትድህስስን ኣብ ከመይ ኩነታት ከም ዘሎኻ...
See More

Most Read

እዛ ንእሽቶ መጽሓፍ ብዛዕባ ጉዕዞ ህይወትካ እትድህስስን ኣብ ከመይ ኩነታት ከም ዘሎኻ...
See More

Back     1    2    3   Next

ምእካብ ሃብቲ ወይሲ ምእካብ - ጸጋ እታ መጻወዲያ ገንዘብ

ብ ቢንያም የማነ

ምንጪ ጽሑፍ-ብክርስቲያናዊት ጸሓፊት Jill Briscoe ተደሪሳ ካብ 8 Choices That Can Change a Woman’s Life ዚተሰምየት መጽሓፍ ካብ To Gather Wealth or Gather Grace ዘርእስቱ ምዕራፍ ዚተተርጐመ Jill Briscoe ነቲ ኣብ ግዝያዊ፡ ምድራውን ሓላፍን ሃብቲ ዓለም ዶ ወይሲ ኣብቲ ናይ ሓዋሩ፡ ሰማያዊን... See More

Posted by:
Binyam Yemane Tekle
Aug 09, 2016

0 Comments
788 Views
0 Shared

መንፈሳዊ ውህበትካ ምልላይን ምጥቃምን

ብ ሳሙኤል ዘርኣይ

ጳውሎስ ኣብ 2ይ ቆረንጦስ ምዕ12፡1 ተቒሽውዕ ከም ዘሎ ኣመንቲ ብዛዕባ መንፈሳዊ ውህበት ብዘይ ፍልጠት ክንከውን ጽቡቕ ኣይኮነን። ዕላማ እዛ መጽሓፍ እዚኣ እምበኣር ህዝቢ ኣምላኽ ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ ዚ ዘለዎ ፍልጠት ከዕቢ ንምሕጋዝን፡ ውህበቱ ኣለልዩ... See More

0 Comments
976 Views
0 Shared

ምህሮ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ

ብ ሳሙኤል ዘርኣይ

እዛ መጽሓፍ እዚኣ ኣመንቲ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ ዘለዎም ርድኢት፡ ቃል ኣምላኻዊ ምህሮ ንምሃብን፡ነቲ ኣብ ዘሎናዮ ዘመን ብብዙሕ መንገድታት እናተበላሸወ ንዝኸይድ ዘሎ ኣነባብራ ክርስትና ንምብጃውን ተባሂላ እተዳለወት መጽሓፍ እያ። ... See More

0 Comments
860 Views
0 Shared

እንኮ መንገዲ ምድሓን

ብ ዳንኤል ገብረዝጊ

ምዕራፍ 1 ንስሓ ካብ ምዉት ግብሪ ምዕራፍ 2 እምነት ብኣምላኽ ምዕራፍ 3 ትምህርቲ ጥምቀት ምዕራፍ 4 ምንባር ኣእዳው ምዕራፍ 5 ትንሳኤ ምውታት ምዕራፍ 6 ዘልኣለማዊ ፍርዲ ምስጢር ጸሎት... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Jan 05, 2016

0 Comments
910 Views
0 Shared

ንዓለም ኣይትፍተውዋ

ብ ዎች ማን ኒ ትርጕም ዶክ ፓስተር ክፍሉ ገብረመስቀል

መእተዊ ምዕራፍ 1 ብድሕሪ እቲ ስርዓት ዘሎ ሓሳብ ምዕራፍ 2 ካብ ኣምላክ እናረሓቐ ዝኸይድ ዝንባለ ምዕራፍ 3 ኣብ ትሕቲ ማይ ዘላ ዓለም ምዕራፍ 4 ንዓይ እተሰቕለት ምዕራፍ 5 እትፍለየሉ መለለዪ ምዕራፍ 6 ብርሃናት ዓለም ምዕራፍ 7 ርእስኻ ምእርናብ ምዕራፍ... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Jan 05, 2016

0 Comments
704 Views
0 Shared

ዘመን ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ

ብ ኣማኑኤል ግርማይ

ምዕራፍ 1 ምስትውዓል ዘለዎም ኣገልገልቲ ምዕራፍ 2 ዘመን መንፈሳዊ ተሓድሶ ምዕራፍ 3 ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ ምዕራፍ 4 ዕላማ ዘመን ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ ምዕራፍ 5 ዕላማ እግዚኣብሄር ኣብ ቤቱ ምዕራፍ 6 ካልኣይ ዘሩባቤል ምዕራፍ 7 ዕብይ ናይ መወዳእታ ምንፈሳዊ... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Jan 05, 2016

0 Comments
513 Views
0 Shared

መንፈሳዊ ተሓድሶን ምንቕቃሕን

ብ ሳሙኤል ዘርኣይ

እዛ መጽሓፍ ትርጉምን ረብሓን ምንቕቓሕ፣በብእዋኑ ዝተንስአ መንፈሳዊ ምንቅስቃሳትን መንገድታት ምንቕቓሕን ዝብሉ ሰለስተ ዓበይቲ ኣርእስታት ዘካተተት ኮይና፡ ነቲ ኣብ ሰማያትና ኣንጠጥዩ ዘሎ ናይ እግዚኣብሄር ደበና ብዝግባእ ክንዳሎን ክንጸባበን... See More

0 Comments
1305 Views
0 Shared

ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን

ብ ዘርእሰናይ ብርሃነ

ዘልኣለማዊ ናይ ደም ኪዳን... See More

Posted by:
Zerisenai Berhane
May 06, 2015

0 Comments
1014 Views
0 Shared

Back     1    2    3   Next