Literature

ARTICLE

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ዘለዉ ቃላት ንፍለጦም!

ብ ጐይትኦም ተስፋይ Download | Comment | Share Share

ሰልሰላ፡ ኣብ ወሰን ርባ(ሩባ) ዝበቝል፡ ቀጢን ሻንብቆ መሰል ተኽሊ። ንሓደ ቀጢንን ነዊሕን ሰብ እውን ሰልሰላ ንብሎ ኢና። እዚ ልክዕ ከምቲ ተዛረብቲ እንግሊዘይና lanky ዝብልዎ ማለት እዩ።

ዘፍጥረት 41:18
እንሆ ኸኣ፡ ሾብዓተ ስቡሓትንመልክዔን ከኣ ጽቡቓትን ኣሓ፡ ካብቲ ርባ ደይበን፡ ኣብ ሰልሰላ ይበልዓ ነበራ።

ዘጸአት 2:5
ጓል ፈርኦን ከኣ ክትሕጸብ ናብ ርባ ወረደት፡ እተን ኣግራዳ ድማ ገምገመገምገም እቲ ርባ ይዛወራ ነበራ። ኣብ ማእከል ሰልሰላ ሳጹን ረኣየት እሞ፡ ገረዳ ሰዲዳ ኣምጽኣቶ።

Comment
Be the first to post your comment!!
item_id = d91tkfrvul2