Literature

ARTICLES by Goitomuzit Asher Ashriel Ashley

Editor's Choice

ዝወደቐስ ኣይትንስእን ዶ ኣብዛ ብዝሑ መግደራን ፈተናን ዘለዋ ዓለም ብዝተፈላለየ ጎድና...
See More

Most Commented

ንንውሕ ዝበለ እዋን ክርስትያናት፣ ብፍላይ ድማ ወንጌላውያን ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ...
See More

Most Read

ንንውሕ ዝበለ እዋን ክርስትያናት፣ ብፍላይ ድማ ወንጌላውያን ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ...
See More

Back     1    2    3    4   Next

ቋንቋ ፍቕሪ

ብ Our daily bread ትርጕም Goitomuzit Asher Ashriel Ashley

ዓባየይ ንሜክሲኮ ከም ሚስዮናዊት (ሰባኺት) ኰይና ምስ ኸደት፣ ቋንቋ ስጳይና ንምምሃር ዘሕለፈቶ ሽግር ኣይጽወን እዩ። ሓደ እዋን ንዕዳጋ ኸደት። ኣብ ሓደ ድኳን ብምእታው፡ ዝዝርዝር እትሽምቶም ነገራት ነታ ክትሕግዛ ዝመጸት (ኣብቲ ድኳን እትሰርሕ) ጓል... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Nov 19, 2016

0 Comments
418 Views
0 Shared

ልዕሊ ስርረት

ብ Goitomuzit Asher Ashriel Ashley

ኣብ ሚያዝያ 1937፡ ወራሪ ሓይሊ ሙሶሊኒ፡ ነቶም ኣብቲ ዋላሞ ዝበሃል ኣውራጃ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ሰበኽቲ (ሚስዮናውያን)፣ ብሓይሊ ካብ ኢትዮጵያ ከም ዝወጹ ገበረ። እቶም ሚስዮናውያን፡ 48 ሓደስቲ ክርስትያናት ጥራይ--እሞ ኸኣ ወንጌል ማርቆስ ጥራይ ዝነበሮም--ብድሕሪኦም... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Nov 06, 2016

0 Comments
211 Views
0 Shared

እቶም ክልተ ጥፉኣት ኣወዳት

ብ ጐይትኦም ተስፋይን ሙዚት ግርማይን

እቶም ክልተ ጥፉኣት ኣወዳት መሪሕ ምዕራፍ፡ ሉቃስ 15 ኣብ ዛንታ እቲ ጥፉእ ወዲ፣ ኵሉ ግዜ ሕመረት መልእኽቲ እታ ዛንታ፣ ማለት 2 ጥፉኣት ኣወዳት ከም ዘለዉና ንርስዖ ኢና። እቲ ንእሽቶ ሓው ብስጋኡ ክእብስ ከሎ፣ እቲ ዓብዪ ሓው ግና መንፈሳዊ (ባህርይ፡... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Oct 14, 2016

0 Comments
389 Views
0 Shared

ኣነ መን እየ፧

ብ ብ Dr Neil T. Anderson

ካብታ ብNeil T. Anderson እተጻሕፈት፡ The Bondage Breaker እትብል መጽሓፍ እተወስደ ኣነ ጨው ምድሪ እየ። ንስኻትኩም ጨው ምድሪ ኢኹም። ጨው መቐረቱ እንተ ኸደኸ፡ ብምንታይ ይምቅር፧ ብሰብ ኪርገጽ ንግዳም ምድርባዩ እንተ ዘይኰይኑ እምበር፡ ዚጠቅም የብሉን።... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Jun 28, 2015

0 Comments
806 Views
0 Shared

ዕቑር ክእለትካ ምልቃቕ

ብ ብ ዶ/ር ማይልስ ሙንሩ ትርጕም ብጐይትኦም ተስፋይን ሙዚት ግርማይን

ንዝኽሪ ክቡራትን ፍቝራትን ኣሕዋት ዶ/ር ማይልስ ሙንሩ፡ በዓልቲ እንዳኡ ወ/ሮ ሩት ሙንሩ፡ ጓሎም ቻሪሳን እቶም ኣብታ ነፋሪት ምስኦም ተሳፊሮም ዝነበሩ ኣሕዋትን! መእተዊ ኣብ ክፍላተ መስከረም፡ ኣብታ ታሪኻዊት ከተማ ለንደን፡ ጥሉል፡ ዘናቢ (ዝናብ... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Nov 15, 2014

3 Comments
678 Views
0 Shared

ዘሕዝን ፍጻመ’ቲ ዘይተለቐ ድጕል ተኽእሎ

ብ ጐይትኦም ተስፋይን ሙዚት ግርማይን

ሞት ዘርኢ፡ ሓመድ ድበ ዱር እዩ። (እዚ ማለት ዘርኢ ወይ ዘርእታት ኢዮም ዱር ዝፈጥሩ፣ ሓንቲ ዘርኢ ዓብያ ተኽሊ ወይ ገረብ ትዀውን፣ ኣግራብ ድማ ዱር ይፈጥሩ። ዘርኢ እንተሞይታ ግና፣ ኵሉ እዚ መስርሕ የለን ማለት እዩ። ትርጕሙ ዘለና ዓቕሚ ወይ ክእለት፣... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Nov 11, 2014

0 Comments
600 Views
0 Shared

ክእለትን ሓላፍነትን

ብ ጐይትኦም ተስፋይን ሙዚት ግርማይን

ድሕሬኻ ተነቢሩ ወይ ተቐሚጡ ዝርከብ ታሪኽ እዩ። ቅድሜኻ ተነቢሩ ዘሎ መጻኢ እዩ። እዚኣቶም ግና፡ ምስቲ ኣባኻ ተነቢሩ ዘሎ ምስ ዝወዳደሩ፣ ዕንጭቍሊት ኢዮም። ንሕሉፍካ ክትቕይር ኣይትኽእልን ትዀውን፣ መጻኢኻ ውን ገና ኣይነበርካዮን ዘለኻ። እዚ ህልዊ... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Nov 11, 2014

0 Comments
577 Views
0 Shared

ዘንብብ ይዕንብብ

ብ ጐይትኦም ተስፋይን ሙዚት ግርማይን

ዝንበብ ምዕራፍ፦ ማርቆስ 10 መሪሕ ጥቕሲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ቈልዓ ዀይኑ ዘይተቐበላ ከቶ ኸም ዘይኣትዋ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ፡ በሎም። ማር 10፡15 ኣብ ሃገረ ሱዳን’ዩ፣ 4 ዓመታት ኣቢሉ ይገብር፣ ኣብቲ ውራይ ክንገብር ንሸባሸበሉ ዝነበርና እዋን፣... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Nov 06, 2014

0 Comments
619 Views
0 Shared

Back     1    2    3    4   Next