Literature

ARTICLE

Editor's Choice

እቲ ግድል ጻዕሪ እቲ ሓዘን ጓሂ እቲ ሻቕሎት ቅልውላው እቲ መከራ ስቓይ እምብዛ ብዙሕ እዩ።...
See More

Most Commented

ንንውሕ ዝበለ እዋን ክርስትያናት፣ ብፍላይ ድማ ወንጌላውያን ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ...
See More

Most Read

ንንውሕ ዝበለ እዋን ክርስትያናት፣ ብፍላይ ድማ ወንጌላውያን ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ...
See More

Back     1    2    3    4    5    6    7    8    ...23   Next

ትርጕም ቃል

ብ ጐይትኦም ተስፋይ

ልሙዳት ዘይኰኑ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከቡ ቃላት ትግርይና እስከ ንዳህስሶም... ገረንገረ፡ 1. ጕንድ ኣካል፡ ዓንድ ኣካል፡ ቆፎ ኣካል፡ መሓውርን ርእስን ዘይጽንብር ክፍሊ ሰብነት። ስጋ ኡ በስቢሱ እተረፈ ኣዕጽምቲ እንስሳ፡ መዛርዕ፡ ኣዕጽምቲ ዘለዎም... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Sep 22, 2017

0 Comments
66 Views
0 Shared

ዝምድና

ብ ጆን ሲይ ማክስወል

ከም ክርስትያናት ኣብ ሓድሕድና ዘሎ ኣገልግሎት ውጽኢታዊ ዝዀውን፣ ኣብ ዝምድና ከም እተመርኮሰ ምስ ዝርደኣና እዩ። እቲ ዝበለጸ ኣርኣያ ኣገልግሎት ኣብ ዮሃንስ 13--የሱስን ኣርድእቱን ኣብቲ ላዕለዋይ ክፍሊ ተኣኪቦም `ከለዉ--ተሰኒዱ ንረኽቦ። ኣርኣያ... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Sep 06, 2017

0 Comments
51 Views
0 Shared

ልብሲ ቅድስና

ብ ናሆም ተስፋስላሴ

ኣብ ዘመናት ኣቲ ቀንዲ መለለዪ ውሉድ ኣምላኽ፡ካብ ሓጢኣትን ኩነኔን ሓራ ዝወጸ ፍጡር እዩ። ሓጢኣትን ኩነኔን እምበኣር ክልተ ዘይፈላለዩ ነገራት እዮም። ነዚ ቓል ኣምላኽ ከነጽረልና ከሎ፡” ዓስቢ ሓጢኣትሲ ሞት እዩ፡ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ... See More

Posted by:
Nahom Tesfaslassie
Sep 06, 2017

0 Comments
45 Views
0 Shared

ውሽጣዊ ምእዛዝ

ብ ጆን ሲይ ማክስወል

ውሽጣዊ ምእዛዝ ኣብታ ኣነ ዝጓስያ ስካይላይን ዊስልያዊት ቤተ-ክርስትያን ኣብ ግዜ ምጽራይ(ምሕዳስ) ሕብረት፡ ልበይ በቶም ቃላት ማርያም ኣደ የሱስ ተተንኪፉ። “ኵሉ ንሱ (የሱስ) ዝብለኩም ግበሩ።” ንሕብረተይ ብዛዕባ እቲ የሱስ ኣብ መርዓ ቃና ዘገሊላ... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Sep 01, 2017

0 Comments
83 Views
0 Shared

እተሓጽበ ኣቕሓ

ብ ናሆም ተስፋስላሴ

መቸም ሓደ ካባና ብዘይተሓጽበ ወይ ቅድሚ ሕጂ ሰብ በሊዑ ወይ ሰትዩሉ ብዝጸንሐ ኣቕሓ ክጥቀም ወይ ክግልገል ዝደሊ ከም ዘየለ ርጉጽ እዩ። ገሌና እሞ ነታ ጽርይቲ እትመስል ኣቕሓ፡ ኣጸቢቕና ብኹሉ ሽነኻ ጽርይቲ ምዃና ኣረጋጊጽና ኢና ምጥቃም ንፈቱ። እዚ... See More

Posted by:
Nahom Tesfaslassie
May 08, 2017

0 Comments
226 Views
0 Shared

ደም እቲ ገንሸል

ብ ደሪክ ፕሪንስ

ኣብዚ እዋን እዚ ክርስትያናት ካብ ብዘሎ ሰማያት ናብ ብዘሎ ምድሪ ንዘጠቃልል ኣድማስ ኣብ ኣዝዩ ዓብዪን ሓያልን ዝኾነ መንፈሳዊ ውግእን ተጸሚዶም ይርከቡ። እቲ ውግእ ድማ ኣብ መንጎ ሓይልታት ሰላም ናይ ኣምላኽ በዚ ሓደ ወገንን፡ ሓይልታት እከይ ናይ... See More

Posted by:
Robel Kibreab
Apr 25, 2017

0 Comments
175 Views
0 Shared

ኣነ ጊዴዎን ክምካሕዶ

ብ ናሆም ተስፋስላሴ

ግደ ሓቂ ብዛዕባ ታሪኸይን ኩሉ እቲ ዝሓለፍክዎን ምዝራብ ብዙሕ ኣይፈቱን እየ። ኣብዛ ከባብ መሬት፡ ሰባት ኣነ ኢሎም ጀሚሮም ኣብቲ መወዳእታ ዘይብሉ ዓንኬል ዝዞሩ መሲልዎም ክዝወሩ ይጸንሑሞ፡ ምልስ ኢለ እንተረኣኽዎም ግና ከምዚ ሽታ ጸኒሖም ዘየለዉ!... See More

Posted by:
Nahom Tesfaslassie
Apr 24, 2017

0 Comments
144 Views
0 Shared

እታ ፎርሙላ

ብ ብ ናሆም ተስፋስላሴ

ሓደ ግዜ’ዩ ፊዚክስ ዓውደ መጽናዕቲ ይቀስመሉ ኣብ ዝነበርኩ እዋን፡ ከም ኣመለይ ብርዐይን መዝገበይን ሒዘ ኣብ መምበረይ ይቕመጥ። መምህርና ውን ከም ልማዱ ሰዓት ናይ ትምህርቲ ኣኺሉ፡ ክምህር ኢሉ ኣብ ጥቓ ሰሌዳ ይቐርብ እሞ፥ ሓንቲ ኣዝያ ቀላል እትመስል... See More

Posted by:
Nahom Tesfaslassie
Mar 13, 2017

0 Comments
224 Views
0 Shared

Back     1    2    3    4    5    6    7    8    ...23   Next