Bible

VERSE ILLUSTRATION

እቲ ኣባኻትኩም ሰናይ ግብሪ ዝጀመረ ኸኣ፡ ንሱ ኽሳዕ እታ መዓልቲ የሱስ ክርስቶስ ከም ዚፍጽሞ፡ እዚ ተረዲኤዮ ኣሎኹ። ፊሊ 1፣6።
እሙንነት ኣምላኽ እናዘከርና፣ መወዳእታና ካብ መጀምርታና ከም ዝበልጽን ዝዓብዪን ተረዲእና፣ ብትግሃት ክንዓዩ ይግባእ። ኣምላኽ ከኣ ነቲ ኣባና ዝጀመሮ ግብሪ ከይፈጸሞ ኣይዓርፍን እዩ።

Posted by:
Agape
Feb 12, 2013

0 Comments
414 Views

Comment
Be the first to post your comment!!