Bible

VERSE ILLUSTRATION

ጐይታ ንሰብ ዝነበሮ ፍቕሪ ደሪኽዎ እዩ፣ ኣምላኽነቱ ገዲፉ ናብ ምድሪ ብስጋ ክግለጽ ዝፈተወ። መግለጺ ፍቕሩ ከኣ ኣብ መስቀል ስለቶም ጸላእቱ ብምሟት ገለጾ። ዝለዓለ መግለጺ ፍቕሪ ኣምላኽ እምበኣር መስቀል ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኰይኑ ተረኺቡ ኣሎ።

Posted by:
Agape
Jan 01, 2013

0 Comments
458 Views

Comment
Be the first to post your comment!!