Bible

VERSE ILLUSTRATION

ሓድነት እቲ ስሉስ ኣምላኽ ብእምነት ድኣ እምበር፣ ብናይ ኣእምሮ ሕሳባዊ ኣተሓሳስባ ክንርድኦ ከጸግመና ይኽእል እዩ። ምኽንያቱ እቲ ፍጡር ነቲ ፈጣሪ ብምልኣት ከይርድኦን ከይፈልጦን ይኽእል እዩ። ስለዚ እዩ ከኣ መጽሓፍ ቅዱስ "እቲ ዝተገልጸ ንኣናን ንደቅናን ብህይወት ምእንቲ ክነብረሉ፣ እቲ ምስጢር (ዘይተገልጸ) ከኣ ናይ ኣምላኽ እዩ ዝብል" ኣብ መጽሓፍ ዘዳግም።

Posted by:
Agape
Jan 01, 2013

0 Comments
394 Views

Comment
Be the first to post your comment!!