Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

9 bible verses about

ants


ምሳሌ 6:6-8 | 36 Helpful votes

ኣታ ሃካይ፡ ናብ ጻጸ ኺድመገዱ ተመልከት እሞ ጠቢብ ኩን። ወይ ሓለቓ ወይ ኣዛዚ ወይ ገዛኢ የብሉን፡ ግናኸ ቀለቡ ብሓጋይ የዳሉምግቡ ድማ ብቐውዒ ይእክብ

Translation | Context
ምሳሌ 30:25 | 18 Helpful votes

ጻጸ ሓይሊ ዜብሉ ህዝቢ እዩ፡ ግናኸ ምግቡ ብሓጋይ የዳሉ

Translation | Context
ምሳሌ 30:24-25 | 16 Helpful votes

ኣብ ምድሪ ኣርባዕተ ደቀቕቲ አለዉ፡ ግናኸ ኣዝዮም ጥበበኛታት እዮም። ጻጸ ሓይሊ ዜብሉ ህዝቢ እዩ፡ ግናኸ ምግቡ ብሓጋይ የዳሉ

Translation | Context
ምሳሌ 6:6 | 8 Helpful votes

ኣታ ሃካይ፡ ናብ ጻጸ ኺድመገዱ ተመልከት እሞ ጠቢብ ኩን።

Translation | Context
ምሳሌ 13:4 | 5 Helpful votes

ነፍሲ ሃካይ ሃረር ትብል አላ እሞ ገለ ኣይትረክብን፡ ነፍሲ ትጉሃት ግና ኣዝያ ትጸግብ

Translation | Context
ምሳሌ 20:4 | 5 Helpful votes

ሃካይ ብምኽንያት ቍሪ ኣይሐርስን፡ ብጊዜ ቐውዒ ይልምን እሞ፡ ገለ እኳ ኣይረክብን።

Translation | Context
1ይ ጢሞቴዎስ 5:8 | 4 Helpful votes

ሓደ እኳ ነቶም ናቱ፡ ምናዳ ግና ንስድራ ቤቱዘይሐሊ እንተሎ፡ እምነት ዝኸሐደ ካብቲ ዘይኣምንውን ዝገደደ እዩ።

Translation | Context
ቈሎሴ 3:23 | 3 Helpful votes

ነቲ ዓስቢ ርስቲ ኻብ ጐይታ ኸም እትቕበልዎ እናፈለጥኩምእትገብርዎ ዘበለ ንሰብ ዘይኰነስ ንጐይታ ኸም እትገብርዎ ጌርኩም፡ ካብ ልቢ ግበርዎ፥ ንጐይታና ክርስቶስ ኢኹም እትግዝእዎ ዘሎኹም።

Translation | Context
ኤፌሶን 6:7 | 2 Helpful votes

ንሰብ ዘይኰነስ ከም ንጐይታ ጌርኩም ብፍታው ተገዝኡ

Translation | Context