1. ብድምጸይ ናብ እግዚኣብሄር ኤእዊ፣ ብድምጸይ ናብ እግዚኣብሄር እምህለል አሎኹ።

2. ጓህየይ ኣብ ቅድሚኡ እኽዑ፣ ሽጋረይ ኣብ ቅድሚኡ እነግር

3. መንፈሰይ ኣብ ውሽጠይ ምስ ማህመነመገደይ ፈለጥካኣብታ ዝሐልፋ መገዲ መፈንጠራ ሐብኡለይ

4. ኣብ የማን ጠምት እሞ ርኤዚፈልጠኒ የልቦን፣ መዕቈቢ ሰአንኩንነፍሰይ ግዲ ዚገብረላ የልቦን።

5. እግዚኣብሄር፣ ናባኻ ኣእዌኹ፣ ንስኻ መዕቈብየይ፣ ኣብ ምድሪ ህያዋን ግደይ ኢኻ።

6. ኣብ ብዙሕ መከራ እየ ዘሎኹ እሞ፣ ኣውያተይ ስማዕሐይሎምኒ እዮም እሞ፣ ካብ ሰጐጒተይ ኣናግፈኒ

7. ንስምካ ኸማሱስንነፍሰይ ካብ ማእሰርቲ ኣውጽኣያሰናይ ክትገብረለይ ኢኻ እሞ፣ ጻድቃን ኪኸቡኒ እዮም።