Bible
Music
Resource
Store
[Sunday 5th May 2024]
ሰሙናዊ ናይ ጽሞና ቓል ብምስማዕ ተባረኹ! 2112
2112 · ሰሙናዊ ናይ ጽሞና ቓል ብምስማዕ ተባረኹ!
እግዚኣብሄር ግና ንሳሙኤል፡ ኣነ ንዒቐዮ እየ እሞ፡ ኣብ ትርኢቱን ኣብ ምንዋሕ ቊመቱን ኣይትጠምት። እግዚኣብሄርሲ ሰብ ከም ዚርእዮ ኣይርእን፡ ሰብ ነቲ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ዘሎ እዩ ዚርኢ፡ እግዚኣብሄር ግና ልቢ እዩ ዚርኢ፡ በሎ። 1ሳሙ 16:7
ኣብ ቤተ-ጽዮን መጽሓፍ ቅዱስ ብዝተፈላለየ ቋንቋ ተዳልዩልኩም ኣሎ:
ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ንመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝሕግዙ ናውቲ (tools) ኣሎና:
ኣብ ቤተ-ጽዮን ሓያሎ ናይ ትግርኛ መዛሙር ይርከቡ። ክፋል ናይዞም መዝሙራት ድማ:
መጽሓፍ
ምዕራፍ