Bible
Music
Resource
[Sunday 28th Feb 2021]
ሰሙናዊ ናይ ጽሞና ቓል ብምስማዕ ተባረኹ!
ሽዑ ኣነ ኸምዚ ኢለ መለስኩሎም፡ ኣምላኽ ሰማይ ኬቕንዓልና እዩ እሞ፡ ንሕና ባሮቱ ተንሲእና ኽንዐዪ ኢና። ንስኻትኩም ግና ኣብ ዮርሳሌም ክፍልን ግቡእን መዘከርታን የብልኩምን በልክዎም። ነህ 2:20
ኣብ ቤተ-ጽዮን መጽሓፍ ቅዱስ ብዝተፈላለየ ቋንቋ ተዳልዩልኩም ኣሎ:
ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ንመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝሕግዙ ናውቲ (tools) ኣሎና:
ኣብ ቤተ-ጽዮን ሓያሎ ናይ ትግርኛ መዛሙር ይርከቡ። ክፋል ናይዞም መዝሙራት ድማ:
You can participate on beteZION by:
መጽሓፍ
ምዕራፍ