Teachings

Bible Study

መጽናዕቲ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ “ንኣምላኽ ስለ ሕብረትና ምምስጋን”

ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ተኣሲሩ ፍርዱ አንዳተጸበየ ከሎ ሓያሎ መልእኽትታት ጽሒፉ እዩ። ኣብዚ ኩነታት እንከሎ ዝጸሓፈን መልእኽትታቱ ብመምሃራን መጽሓፍ ቕዱስ “መልእኽቲ ቤትማእሰርቲ” ተባሂለን ይጥቀሳ።...
See More

Christian Living

ሓድሽ ፍጥረት

ትሕዝቶ
1. ሓድሽ ፍጥረት
2. ቀዳማይ ትምህርቲ - ቅኑዕ ሕልና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ
3. ካልኣይ ትምህርቲ - ሓሳብ ኣምላኽ ምህላው (ራእይ)
4. ሳልሳይ ትምህርቲ - ተማቓሊ ሓሳብ ኣምላኽ
5. ራብዓይ ትምህርቲ - ካብ ኣምላኽ ሓሳብ ምቕባል
6. ሓምሻይ ትምህርቲ - ንሓሳብ ኣምላኽ ምንባር
7. ሻድሻይ ትምህርቲ - ኣብ ናብራናን መጻኢናን

BIBLE STUDY see all bible study

መጽናዕቲ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ “ንኣምላኽ ስለ ሕብረትና ምምስጋን”

ብ ኤርሚያስ ዘራጽዮን
መጽናዕቲ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ “ንኣምላኽ ስለ ሕብረትና ምምስጋን”

ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ተኣሲሩ ፍርዱ አንዳተጸበየ ከሎ ሓያሎ መልእኽትታት ጽሒፉ እዩ። ኣብዚ ኩነታት እንከሎ ዝጸሓፈን መልእኽትታቱ ብመምሃራን መጽሓፍ ቕዱስ “መልእኽቲ ቤትማእሰርቲ” ተባሂለን ይጥቀሳ። ንሳተን ድማ፡ መልእኽቲ ናብ ሰብ ኣፌሶን፡ ናብ ሰብ ፊሊጲ፡ ናብ ሰብ ቆሎሴን ናብ ፊልሞናን እየን። ፊሊጲ ሓንቲ ካብተን ህቡባት ከተማ ሮማውያን ኣብ ግዝኣት መቄዶንያ እትርከብ ክትከውን ከላ ጳውሎስ... See More

CHRISTIAN LIVING see all christian living

ሓድሽ ፍጥረት

ብ ዘርእሰናይ ብርሃነ
ሓድሽ ፍጥረት

ትሕዝቶ 1. ሓድሽ ፍጥረት 2. ቀዳማይ ትምህርቲ - ቅኑዕ ሕልና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ 3. ካልኣይ ትምህርቲ - ሓሳብ ኣምላኽ ምህላው (ራእይ) 4. ሳልሳይ ትምህርቲ - ተማቓሊ ሓሳብ ኣምላኽ 5. ራብዓይ ትምህርቲ - ካብ ኣምላኽ ሓሳብ ምቕባል 6. ሓምሻይ ትምህርቲ - ንሓሳብ ኣምላኽ ምንባር 7. ሻድሻይ ትምህርቲ - ኣብ ናብራናን መጻኢናን ... See More

Conference AD
New Album and Book AD