Devotional message

[Sunday 21st Jan 2024]

ዝምችወካ ጊዜ ምጽባይ

ጥቕሲ ነዛ መዓልቲ

ንእግዚኣብሄርዶ ዚጨንቆ ነገር አለዎንዓመታ ኸምዚ ቅንያት እዚ ብምዱብ ጊዜ ኽምለሰካ እየ። ሳራ ድማ ወዲ ኺህልዋ እዩ፡ በሎ።
ዘፍ 18:14

መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ቤተ-ጽዮን መጽሓፍ ቅዱስ ብዝተፈላለየ ቋንቋ ተዳልዩልኩም ኣሎ:

  • መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ ኣምሓርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ ኢንግሊዝ (KJ, AKJ and AMP)

ናውቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ንመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝሕግዙ ናውቲ (tools) ኣሎና:

  • መድለዪ ቃላት (Keyword search)
  • መነጻጸሪ ጥቕሲ (Cross reference)
  • መድለዪ ብኣርእስቲ (Topic search)

መዝሙር ትግርኛ

ኣብ ቤተ-ጽዮን ሓያሎ ናይ ትግርኛ መዛሙር ይርከቡ። ክፋል ናይዞም መዝሙራት ድማ:

  • ናይ መዛሙር ግጥሚ ኣለዎም
  • ናይ መዛሙር ኮርድ (Chord) ይዳለውሎም ኣሎ
  • ግጥሚ ንዘይብሎም ድማ ክትጽዕኑ ንላቦ።

ሓጸርቲ ቪድዮ ብዛዕባ ትሕዝቶ ቤተ-ጽዮን (Tutorial Videos)

መደባት ምንባብ መጽሓፍ ቅዱስ (Bible Reading Plans)

How do I participate on beteZION

You can participate on beteZION by:
  • Pray for beteZION ministry
  • Reporting error in the Tigrinya bible
  • Upload lyrics for Tigrinya songs
  • Upload chords for Tigrinya songs
  • Give us your feedback
  • Tell others about beteZION
  • For more support, please contact us