• Current City:
    ,
  • Hometown:
  • Occupation:
  • Interests:

Samson Mehreteab

Recent Announcement

Participation

31
0
Poem
0
Magazine
0
Newspaper
0
Bible study
0
Booklet
0
Christian living
0
Verse illustration
0
Worship video
3
0
Tract
9
Comments posted
13011
Times viewed
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ንሱ ኸኣ ናይ "ለቃሕ" እዩ ነይሩ፣

    ንሱ ኸኣ ናይ "ለቃሕ" እዩ ነይሩ፣

    ንሱ ኸኣ ናይ "ለቃሕ" እዩ ነይሩ፣ (2 ነገ 6፣5)

    ደቂ ነብያት ምስ በዝሑ፣ ቦታ ስለ ዘይኣኸሎም፣ ርሕብ ዝበለ ቦታ ደልዮም ገዛ ንምስራሕ ኣግራብ ኣብ...
    See More

    0 comments
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225

    Comment
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ዘልኣለማውነት ኣብ ልቢ ሰብ (መክ3፣1-15)

    ዘልኣለማውነት ኣብ ልቢ ሰብ (መክ3፣1-15)

    “ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ” ዝብል ኣበሃህላ ልሙድ እዩ። እቲ ቁም ነገሩ ግና ኣብ ምርዳእ ዕምቅቱ እዩ። ግዜ ኩሉ እዩ። ብግዜ ዘይምለስን ዘግለጽን ነገር...

    "ኰብላሊ" መታን ከይከውን (ዘፍ 4)

    "ኰብላሊ" መታን ከይከውን (ዘፍ 4)

    "ኖድ" ማለት "ምኹብላል"(wander)፤ ብዘይ ዕላማ (aimlessly) ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምንቅስቃስ ማለት እዩ። እዚ ድማ ቃየል ንሓዉ ምስ ቀተሎ ዝተቀመጦ ቦታ እዩ (ዘፍ4)።...

    ኣድጊ ከማን ኣፍ ኣውጺኣ ዝተዛረበት!

    ኣድጊ ከማን ኣፍ ኣውጺኣ ዝተዛረበት!

    ኣድጊ ከማን ኣፍ ኣውጺኣ ዝተዛረበት! (ዘሁ22:28)

    ኣድጊ'ዶ ተዛሪባ ትብሉ! እንታይ ደኣ እሞ፣ ምስ ተመረረት፣ መግረፍቲ ምስ በዝሓ ትዛረብ እወ። ንብዙሕ...

    ጨናና መታን ከይከፍእ 2ይ-ክፋል

    ጨናና መታን ከይከፍእ 2ይ-ክፋል

    2 ቆሮ 2፣ 14-16

    ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ካብ ታሪኽ ያእቆብን ደቁን ብምብጋስ፣ ደቁ ብዝፈጸምዎ ሕማቅ ተግባር ጨናኦም ኣብ ከባቢኦም ከም ዝኸፍአ ገሊጸ...

    “ዕዋላ መንፈስ”

    “ዕዋላ መንፈስ”

    2ይ መጽሓፍ ነገስት 2፣23-24

    እዚ ኣርእስቲ ምስ ነበብኩምዎ፣ ንገሌኹም ግር እንተኢልኩም ኣይምገረመንን። እዛ ኣርእቲ ካብ ባዕለይ ዝመንጨወ ኣይኰነን፣...

    ክሕባእ ነይርዎ

    ክሕባእ ነይርዎ

    ዘጸ 2, እብ11፣23-27

    ከም ዝጠነሰት ካብ ትፈልጥ ኣትሒዛ ዕረፍቲ ዝበሃል ኣይነበራን። ወዲ’ዶ ወይ ጓል ይኸውን እናበለት መዓልትታታ ኩለን ብሻቅሎትን...

    ጨናና መታን ከይከፍእ 1ይ-ክፋል

    ጨናና መታን ከይከፍእ 1ይ-ክፋል

    ዘፍ 34፣1-23 ፣ ጨናና መታን ከይከፍእ

    እ/ሔር “ምሽታት” ይፈቱ እዩ። ኖህ ድሕሪ ማይ ኣይሂ መስዋእቲ ምስ ኣቅረበ፣ ብሓዊ እኳ ዝሓረረ እንተነበረ፣...

    ሓገዝቲ መምርሒታት ንጸሓፍትን ተርጐምትን - 1ይ  ክፋል

    ሓገዝቲ መምርሒታት ንጸሓፍትን ተርጐምትን - 1ይ ክፋል

    ኣብዚኣ ነስተብህል!!!

    ብመጀመርያ፡ ነቲ ቋንቋ ዝኣክል ዓብይ ውህበት ዝለገሰልና ልዑለ-ልዑላን፡ ንጉሰ ዘነገስት ዝዀነ፣ ኣዝዩ ዓብይን ጃንሃይን...
    See More

    6 comments
    Mehari Fitwi ጎይታ ይባርኽኩም ጎይትኦምን ሙዚትን። ነቶም ብዓቕምና ኣብ ስነ-ጽሑፍ ንሳተፍ ኣዚዩ ሓጋዚ'ዩ። ሃብታም ትሕዝቶ። ቀጽልዎ።
    April 07, 2014 at 2:48am
    Ermias Zerazion ኣምላኽ ይባርኽካ። ግሩም ጽሑፍ። ቀጽሎ። ክንጽሕፍ ንእንደሊ ብዙሕ ከምዚ ዝዓይነቱ ጽሑፋት የድልየና እዩ። ተባረኹ!!
    April 07, 2014 at 7:45pm
    Goitomuzit Asher ኣሜን ኤርምያስ ሓውና። ንዓኻ ድማ ስለቲ ትግሃትካ ጐይታ ኣዕዚዙ ይባርኽካ!!!
    April 08, 2014 at 12:38am
    Goitomuzit Asher ኣሜን መሓሪ ሓውና። ንዓኻ ድማ ጐይታ ይባርክካ!!!
    April 08, 2014 at 12:44am
    Samson Mehreteab ኣምላኽ የብዚሓልኩም ጎይትኦምን ሙዚትን። ኢሜል ደኣ ዘይትገድፈለይ ፍቃደኛ እንተኬንካ።
    April 09, 2014 at 9:16am
    Goitomuzit Asher ሳምሶን ሓውና ኢመይለይ gotubelo@yahoo.com
    April 09, 2014 at 11:14pm
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000216
    Goitomuzit Asher

    እምነት - ሮሜ10፣17

    እምነት - ሮሜ10፣17

    ሮሜ10፣17 “እምነት ካብ ምስማዕ እያ፣ ምስማዕ ድማ ካብ ቃል ክርስቶስ”

    ብዛዕባ እምነት እንክዝረብ፣ እዚ ጥቅሲ ከይተጠቅሰ ዝሓልፈሉ ሒደት እዩ።...
    See More

    0 comments
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    እምነት - ሮሜ10፣17

    እምነት - ሮሜ10፣17

    ሮሜ10፣17 “እምነት ካብ ምስማዕ እያ፣ ምስማዕ ድማ ካብ ቃል ክርስቶስ”

    ብዛዕባ እምነት እንክዝረብ፣ እዚ ጥቅሲ ከይተጠቅሰ ዝሓልፈሉ ሒደት እዩ።...
    See More

    Comment
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    እቶም መናዓብቲ... 2ይ ክፋል

    እቶም መናዓብቲ... 2ይ ክፋል

    ብሓቂ ምልስ ኢልና እንተተመልኪትና፣ ኣይሁድ “መነዓብቲ” ብዝብል ስም ንሃዋርያት ምጽውዖም ዘገርም ኣይኰነን። ሃዋርያት ንነገሮም ካብ ቄሳር...
    See More

    0 comments
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    እቶም መናዓብቲ... 2ይ ክፋል

    እቶም መናዓብቲ... 2ይ ክፋል

    ብሓቂ ምልስ ኢልና እንተተመልኪትና፣ ኣይሁድ “መነዓብቲ” ብዝብል ስም ንሃዋርያት ምጽውዖም ዘገርም ኣይኰነን። ሃዋርያት ንነገሮም ካብ ቄሳር...
    See More

    Comment
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    እቶም መናዓብቲ... 1ይ ክፋል

    እቶም መናዓብቲ... 1ይ ክፋል

    እዚ ዝዀነ ኣብ ተሰሎንቄ እዩ። ጳውሎስ ከም “ልማዱ” ኣብ ቤት መቕደስ ኣትዩ፣ ምስቶም ኣብ ቤት ጸሎት ዝነበሩ ይዘራረብ ነረበ። ወንጌል ምንጋር...
    See More

    1 comments
    Samson Mehreteab ነቲ ኣብ መጀመርታ ዘሎ ሓሳብ፡ ኣብ ግብ 17 እንተነቢብና ክንረክቦ ንክእል።
    January 15, 2014 at 6:22am
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    እቶም መናዓብቲ... 1ይ ክፋል

    እቶም መናዓብቲ... 1ይ ክፋል

    እዚ ዝዀነ ኣብ ተሰሎንቄ እዩ። ጳውሎስ ከም “ልማዱ” ኣብ ቤት መቕደስ ኣትዩ፣ ምስቶም ኣብ ቤት ጸሎት ዝነበሩ ይዘራረብ ነረበ። ወንጌል ምንጋር...
    See More

    1 comments
    Samson Mehreteab ነቲ ኣብ መጀመርታ ዘሎ ሓሳብ፡ ኣብ ግብ 17 እንተነቢብና ክንረክቦ ንክእል።
    January 15, 2014 at 6:22am
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    “መርዓ” ሓሳብ ኣምላኽ ካብ መጀመርታ፣ 3ይ ክፋል

    “መርዓ” ሓሳብ ኣምላኽ ካብ መጀመርታ፣ 3ይ ክፋል

    ሳልሳይ ክፋል ንኽጽሕፍ ክውስን ብዙሕ ግዜ ወሲዱለይ። ምኽንያቱ ድማ ብዛዕባ መርዓ ንኽጽሕፍ ብቅዓት ዘለኒ ኰይኑ ኣይተሰመዓንን። ብሓደ ሸነኽ...
    See More

    0 comments
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    “መርዓ” ሓሳብ ኣምላኽ ካብ መጀመርታ፣ 3ይ ክፋል

    “መርዓ” ሓሳብ ኣምላኽ ካብ መጀመርታ፣ 3ይ ክፋል

    ሳልሳይ ክፋል ንኽጽሕፍ ክውስን ብዙሕ ግዜ ወሲዱለይ። ምኽንያቱ ድማ ብዛዕባ መርዓ ንኽጽሕፍ ብቅዓት ዘለኒ ኰይኑ ኣይተሰመዓንን። ብሓደ ሸነኽ...
    See More

    Comment
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    “መርዓ” - ሓሳብ ኣምላኽ “ካብ መጀምርታ” - 2ይ ክፋል

    “መርዓ” - ሓሳብ ኣምላኽ “ካብ መጀምርታ” - 2ይ ክፋል

    ዘፍ.2:18
    ኣብ 1ይ ጽሑፈይ “ዕላማ ኣምላኽ ኣብ መርዓ” ቅድሚ ምትንታነይ፣ “ሰብ” ዝብል ክንርድኦ ኣገዳሲ ምኻኑ ብምጥቃስ፣ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ...
    See More

    2 comments
    Agape ሳሚ ሓወይ ኣምላኽ መሊሱ ምግላጽ ይሃብካ። ክልትኤን ክፋላት ኣንቢበየን ብጣዕሚ ሃናጺ ሓሳብ። ምኽሪ ኣምላኽ ምፍላጥ እዩ ዘድልየና ዘሎ። thanks!
    August 16, 2013 at 1:14pm
    Eyob Tesfamarima ብጣዕሚ ሃናጺ ሓሳብ፤ ጎይታ ይባርኽካ።
    August 17, 2013 at 5:15pm

    መርዓ - ሓሳብ ኣምላኽ ካብ “መጀምርታ” - ቀደማይ (1ይ) ክፋል

    ማቴ19፣1-9
    ካብ ማንም ግዜ ንልዓሊ፣ ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ “ሓዳር” ኣብ መንቀራቅሮ ዝኣተወ ይመስል። ከምዚ ዘመን ጌሩ “ንመርዓ” ዝተዘርበሉን ዝተማህረሉን...
    See More

    3 comments
    Eyob Tesfamarima ሳምሶም ጎይታ ይባርኽካ..ካልኣይቲ ክፋል ምኣስ አታች ክትገብራ ኢኻ?
    July 20, 2013 at 1:05pm
    Samson Mehreteab ካልኣይቲ ክፋል ኣብ 2 ሰሙን አቢለ ከውጽአ እየ።
    July 24, 2013 at 10:27am
    Saron Ts ጎይታ ይባርክካ፡፡
    July 26, 2013 at 3:02am

    ሕጂ ግና ንዓይን ንዓኻን ይጠቅም እዩ።

    ሕጂ ግና ንዓይን ንዓኻን ይጠቅም እዩ።

    መጽሓፍ ፊሊሞን እታ ዝነኣሸትን ዝሓጸረትን ክፍሊ ሓድሽ ኪዳን እያ። 26 ጥቅስታታ ኣለዋ። ግን ከኣ ኣገዳሲት መጽሓፍ። ኣገዳሲት ዝገብራ ድማ ብዛዕባ...
    See More

    1 comments
    Agape ንሱ ቐደም ኣይጠቐመካን፡ ሕጂ ግና ንኣኻን ንኣይን ይጠቕመና እዩ እሞ፡ ናባኻ መሊሰዮ ኣሎኹ። (ጥቕሲ 11)። ጐይታ ይባርኽካ ሳምሶን ሓወይ፤ ክብር ነቲ ጠቐምቲ ክንክወን ዝብቅዓና ጐይታ የሱስ።
    April 26, 2013 at 1:23am

    ናይ ውሽጢ ጽባቐ

    ናይ ውሽጢ ጽባቐ

    ክርስትና ህይወት ናይ ውሽጢ ጽባቐ እዩ፡፡ ማለት እቲ እቲ ብምእማን የሱስ አብ ውሽጥና ዝተተኽለ ናይ አምላኽ መልክዕን ጽባቐን አብ ናብራና ክግለጽ ኰሎ እዩ።

    ማሕበር ሎደቅያ = “ከም ናይ ሰብ ሓሳብ”

    ማሕበር ሎደቅያ = “ከም ናይ ሰብ ሓሳብ”

    የውሃንስ ኣብ ጳጥሞስ ትበሃል ደሴት ብመንፈስ ምስ ኰነ፣ የሱስ ወዲ ኣምላኽ ብክብሪ ተገልጸሉ። ንሸውዓተ ማሕበራት ዝኸውን መልእኽቲ ድማ ሃቦ።...

    እንተ ተሐለልካ፡ ሓይልኻ ቕሩብ እዩ (2ይ ክፋል)

    እንተ ተሐለልካ፡ ሓይልኻ ቕሩብ እዩ (2ይ ክፋል)

    ከም ክርስትያናት ኣብ መፈጸምታ ከነብጽሖ ዘሎና ጉያ ኣሎ። ነቲ ጉያ ኣብ መፈጸምታ ከነብጽሖ እንተኰንና ድማ ዝኸብደና ነገራትን ዝኣስረና ነገራትን ኣርሒቕና ብትዕግስቲ ክንጎዪ ኣሎና። እንተዘይኮይኑ ጾር ከድክመናና ከሐልለናን ይኽእል። እንተደኺምናን ተሓሊልናን ድማ ሓይልና ብእኡ መጠነ እዩ ዝውሕድ።

    እንተ ተሐለልካ፡ ሓይልኻ ቕሩብ እዩ (1ይ ክፋል)

    Mezgeb Tesfayesus ኣዝዩ ጽቡቕ ስብከት፡ ግን አብ መንጎ ተቃሪጽ አሎ። ካብ ፍርቒ ኩሉ እቲ ናይ መጀመርታ እዩ ዚድገም። እቲ ምሉአ ስብከት አበይ ክረክቦ ይኽአል? ጎይታ ዪባርኽኩም።
    February 19, 2013 at 6:44pm

    ሰይጣን መገላግልቱ ኣይርስዕን እዩ።

    ሰይጣን መገላግልቱ ኣይርስዕን እዩ።

    ሉቃ11፣ 24-26

    የሱስ ነቶም ተኣኪቦም ዝነበሩ ከምዚ ኢሉ ክምህሮም ጀመረ። ርኹስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወጸ፣ ዘዕርፈሉ ደልዩ ኣብ ብዘሎ በረኻን ምድረ...
    See More

    1 comments
    Agape 'እቲ ሰይጣን ኣብ ማሕበር ኣምላኽ ኣስሉኽ ኣቢሉ ዘእትዎ ውዲት ድማ “ምፍልላይ” እዩ'Samson Mehreteab። ኣምላኽ ምግላሹ ይወስኽካ Samson ሓውና።
    January 01, 2013 at 4:24am

    ጸግ ኣበሎ!!

    ጸግ ኣበሎ!!

    ግብ.28

    ድሕሪ ኣዝዩ ዘፍርህ ግዕዞ ኣብ መሊጠ ትበሃል ደሴት በጽሑ። ግዑዝኦም ኣዝዩ ዘፍርህ እዩ ዝነበረ። ማዕበል እናገፍዖም፣ ተስፋ ምንባሮም...
    See More

    1 comments
    Bissy SENAY ኣሜን በቲ ዘፍቅረና ካብ ሰዓርቲ ኣጸቢቅና ንበልጽ።
    September 06, 2014 at 3:04pm

    ሞት ኣብቲ ቁራዕ

    ሞት ኣብቲ ቁራዕ

    2ነገ4፣38-41

    እዚ ታሪኽ እዚ ኤልሳእ ሻቡዓይ ግዜ ተኣምራት ዝገበረሉ እዩ ነይሩ። ደቂ ነብያት ተኣኪቦም ከለዉ፣ ኣብ መንጉኦም ጥሜት ኰይኑ ይብል።...

    ምጽባይ መስርዕ ጐደና ህይወት

    ምጽባይ መስርዕ ጐደና ህይወት

    ኣብ ህይወት ሰብ እቲ ኣዝዩ ዝከበደ ነገር ንሓደ ነገር ብትዕግስቲ ምጽባይ እዩ። ምጽባይ ክንዮ ቃላት ክትገሎጾ ዝኸብደካ ኣዚዩ ብዙሕን መሪርን መስዋእትነትን...
    See More

    4 comments
    Senait Rezene amennnn amlak ybarka hanibal hawey xegu yebzahalka memelisu yglexelka
    October 02, 2012 at 7:28am
    Senait Rezene senait ybhal cab angola eye bitami eye zibarkeni melektika .bihafesha betezion kulu melektu hankew eye ziblo amlak ybarkum
    October 02, 2012 at 7:34am
    Samuel Alem ንምድሓን እግዚኣብሄር ተስፋ ምግባርን ብህድኣት ምጽባይን ሰናይ እዩ። thank you hanni blessings
    October 04, 2012 at 8:04am
    Samson Mehreteab Thanks Hanibal! keep up the good work. God bless you!
    November 09, 2012 at 2:11pm
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000043
    Hanibal Daniel

    ዓርከይ ብምንታይ መጻኻ?

    ዓርከይ ብምንታይ መጻኻ?

    ምግራመይ ካብዚ እዩ ዝጅምር። ይሁዳ ንየሱስ ኣሕሊፉ ክህቦ ምስ መኸረ፣ ናብ ፈርሳውያንን ጸሓፍትን መጺኡ ተዛረቦም። ዓስቢ ዕይኡ ድማ ዋጋ ተመንሉ።...
    See More

    2 comments
    Kidane Estifanos ተባረክ ሳምሶም ሓዉና.....መሃሪ ሓሳብ። ጻጋ ኣምላክ ይብዘሓልካ
    October 30, 2012 at 9:24am
    Samson Mehreteab Amen Kidane hawey. may grace and favor be with you too!!
    November 09, 2012 at 2:07pm
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ዓርከይ ብምንታይ መጻኻ?

    ዓርከይ ብምንታይ መጻኻ?

    ምግራመይ ካብዚ እዩ ዝጅምር። ይሁዳ ንየሱስ ኣሕሊፉ ክህቦ ምስ መኸረ፣ ናብ ፈርሳውያንን ጸሓፍትን መጺኡ ተዛረቦም። ዓስቢ ዕይኡ ድማ ዋጋ ተመንሉ።...
    See More

    2 comments
    Kidane Estifanos ተባረክ ሳምሶም ሓዉና.....መሃሪ ሓሳብ። ጻጋ ኣምላክ ይብዘሓልካ
    October 30, 2012 at 9:24am
    Samson Mehreteab Amen Kidane hawey. may grace and favor be with you too!!
    November 09, 2012 at 2:07pm
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ምኽንያት’ዶ ኣይኰነን?

    ምኽንያት’ዶ ኣይኰነን?

    1ሳሙ17

    ሳኦል ኣብ ዘይቦታኡ ተቀሚጡ ኣብ ዝነበረሉ እዋን እዩ። ሳኦል ገና ከይሓሰቦ ከይወጠኖ ከሎ ናብ ንግስነት ዝተጸውዐ ንጉስ እዩ ነይሩ። ዝጠፍኣ...
    See More

    0 comments
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ምኽንያት’ዶ ኣይኰነን?

    ምኽንያት’ዶ ኣይኰነን?

    1ሳሙ17

    ሳኦል ኣብ ዘይቦታኡ ተቀሚጡ ኣብ ዝነበረሉ እዋን እዩ። ሳኦል ገና ከይሓሰቦ ከይወጠኖ ከሎ ናብ ንግስነት ዝተጸውዐ ንጉስ እዩ ነይሩ። ዝጠፍኣ...
    See More

    Comment
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    አነ

    አነ'ዶ ይኸውን?

    (ማቴ26፣ ማሪ14፣ ሉቃ22፣ ዮሃ13)

    የሱስ ግዚኡ ከም ዝበጽሐ ምስ ፈለጠ፣ ንክልተ ደቀ መዛሙርቱ ፋሲጋ ከዳልዉ ለኣዀም። ከምቲ ዝተባህልዎ ድማ ከይዶም...
    See More

    4 comments
    Ermias Zerazion Oh! This message touched my heart and challenged me. God bless you Samson!
    August 14, 2012 at 8:15pm
    Samson Mehreteab አሚን ኤርምያስ! ንዓኻውን አምላኽ ይባርኽካ!
    August 17, 2012 at 7:10am
    Million Weldu ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽካ ሳሚ ሓወይ! ናይ ብሓቂ ጥዑም ቃል !!!!
    October 28, 2012 at 6:30pm
    Kidane Estifanos ጻጋ ኣምላክ ይብዘሓልካ....ተባረክ ሳሚ ሓወይ!ማሃሪ ሓሳብ።
    October 30, 2012 at 9:43am

    ድሕሪ "ተፈጸመ"

    ድሕሪ "ተፈጸመ"

    ፊልም ከይረኣየ ዝዓበየ ዘሎ ኣይመስለንን። ንኩሉ ፊሊም ሓደ ዝገብሮ ድማ፣ ቀንዲ ተዋሳኣይ ኣሎ፣ ኣንጻሩ ዚልዓል ጸላኢ ድማ ኣሎ። ክልቲኦም ተቀናቀንቲ...
    See More

    4 comments
    Samuel Alem amlak ybarka Samson hawey,abta maryam itibil gina maryam megdelawit inber maryam ade yesus aykonetin.thank you.
    August 09, 2012 at 5:48am
    Samson Mehreteab ሳሚኤል፣ ጎይታ ይባርካ ስለቲ ሓሳብካ። I took the story from Mark16 and I took Mary mother of James as Marry mother of Jesus. Then I took some idea from John the gospel to explain the situation. Most theologians agree that this passage in Luke speaks of Mary, Jesus' mother and Jesus's half-brother James (James father was Joseph apparently and God was Jesus') Mark 6:3 says, "Is not this the carpenter (Jesus), the son of Mary, and brother of James and Joses and Judas and Simon? Are not His sisters here with us?" And they took offense at Him. The Greek work could mean "cousin" but putting Scripture together, Jude (Judas in Mark 6:3) was the half-brother of Jesus who wrote the small book of Jude and James wrote the very early New Testament book James. ብሓፈሻ ግና ሓሳብካ ወሲደዮ አለኩ፡
    August 14, 2012 at 5:59am
    Ermias Zerazion ሰላም ንዓኹም ይኹን ሳምሶምን ሳሙኤልን። ከንብባ ከለኹ ኣነ’ውን ማሪያም መግደላዊት እያ ኢለ ኔረ። እንተኾነ ግና ከምቲ ሳምሶን ዝበሎ ኣብ ማር.16፣1 “ሰንበት ምስ ሐለፈት፡ ማርያም ብዓልቲ መግደላን ማርያም ኣደ ያእቆብን ሰሎሜን ከይደን ኪለኽያኦ ቕዲት ዓደጋ።” ስለዝብል ክልቲኤን ማርያም እየን ኔረን። እታ ካልኣይቲ ማሪያም ድማ ኣደ ያእቆብ ክትከውን ከላ ከምቲ ምስቲ ሳምሶን ዝበሎ ሓሳብ እሰማማዕ እየ። ማርያም ኣደ ያእቆብ ማለት ማርያም ኣደ የሱስ ማለት እያ። “እዝስ እቲ ጸራቢ ወዲ ማርያም፡ ሓው ያእቆብን ዮሴፍን ይሁዳን ስምኦንን ደይኰነን፧ ኣሓቱስ ኣብዚዶ ምሳና ኣየለዋን፧ እናበሉ ተገረሙ፡ ብእኡ ኸኣ ተዓንቀፉ።” ማር.6፣3 ተባረኹ!
    August 14, 2012 at 8:12pm
    Samuel Alem thank you for ur comment and correction I appreciate Sami & Ermi remain blessed.
    August 16, 2012 at 5:48am

    ዝፈልዮ አይነበረን ግና ፍሉይ አዩ ነይሩ

    ዝፈልዮ አይነበረን ግና ፍሉይ አዩ ነይሩ

    ዝፈልዮ ኣይነበረን ግን ከኣ ፍሉይ እዩ ነይሩ!

    “ከምዚ ዝገበርክዎ ክትገብሩ ኣርኣያ ሓዲገልኩም“ ኣለኹ። መሊሱ’ውን “ካባይ ተመሃሩ..” ዝበለ...
    See More

    1 comments
    Ermias Zerazion ኣሜን!! ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ሳምሶን።
    June 19, 2012 at 8:06am

    ሓዲጉካ ዘይከይድ

    ሓዲጉካ ዘይከይድ

    እሞ እዞም ደቀይ ኣይትሕመቑ፣ ክሳብ ዝመጽእ ንኹሉ ተኸታተልዎ፣ ነዴኹም ድማ ሓግዝዋ፣ በሎም እቲ ንነዊሕ መገሻ ዝተዳለወ ኣቦኦም። እታ በዓልቲ-ቤቱ...
    See More

    3 comments
    Mezgeb Tesfayesus አሚን ጎይታ ይባርኽካ ሃኒባል ዳኒኤል .... ኣየ እወ መን ከም የሱስና ። ካብ ትንፋስና ዝቐርብ ፈታዊ፤ ካብቲ ንርእስና ንሓስበላን ንሓልየላን እንብዛ ዝሓሊ እሙን መፍቀሪ። እዚ ብዝተረዳእናዮ መጠን ካብ ክንደይ ሸከምን ጭንቀትን እዛ ምድሪ ምንጋፍን፤ ፈውስን፤ ምጽንናዓን ንረክብ።
    June 15, 2012 at 10:50pm
    Haile Shawl ጎይታ ይባርኩም፡
    June 17, 2012 at 3:13am
    Samson Mehreteab ጊሩም ትምህርቲ...ጎይታ ይባርካ ሃኒባል! ቑስሊ ዝዘፍፍን ዝፍውስ ዘይቲ መንፈስ ቅዱስ ኣዩ፡ ብፍላይ ውሽጡ ዝቆሰለን ዝተሰብረን ማማኣለያ የብሉን..ንኽፍወስ ናብ የሱስ ክመሽኣ ናይ ግድን ኣዩ፡
    June 18, 2012 at 6:47pm

    መታን ክርሕብ!!

    መታን ክርሕብ!!

    ዘፍ 26

    ስራሕ ኣምላኽ ኣብ ይስሓቅ ኣዝዩ ውቁብ እዩ ዝነበረ። ኣብራሃም ኣብ ግዜ እርግናኡ ኣንጻር ኩሉ ብድሆታት ከም ተስፋ ኣምላኽ ዝወለዶ እዩ።...
    See More

    2 comments
    Mezgeb Tesfayesus ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!
    October 24, 2013 at 8:15pm
    Mezgeb Tesfayesus ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!
    October 24, 2013 at 8:15pm
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    መታን ክርሕብ!!

    መታን ክርሕብ!!

    ዘፍ 26

    ስራሕ ኣምላኽ ኣብ ይስሓቅ ኣዝዩ ውቁብ እዩ ዝነበረ። ኣብራሃም ኣብ ግዜ እርግናኡ ኣንጻር ኩሉ ብድሆታት ከም ተስፋ ኣምላኽ ዝወለዶ እዩ።...
    See More

    2 comments
    Mezgeb Tesfayesus ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!
    October 24, 2013 at 8:15pm
    Mezgeb Tesfayesus ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!
    October 24, 2013 at 8:15pm
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ካብ ሎ-ድባር...ውጻእ

    ካብ ሎ-ድባር...ውጻእ

    2ሳሙ 9፣ 2ሳሙ 4
    ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ። ካብተን ካልኦት መዓልታት ፍልይ...
    See More

    1 comments
    Hanibal Daniel ግሩም መልኣክቲ አምላኽ ይባርኽካ
    May 20, 2012 at 10:29pm
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ካብ ሎ-ድባር...ውጻእ

    ካብ ሎ-ድባር...ውጻእ

    2ሳሙ 9፣ 2ሳሙ 4
    ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ። ካብተን ካልኦት መዓልታት ፍልይ...
    See More

    1 comments
    Hanibal Daniel ግሩም መልኣክቲ አምላኽ ይባርኽካ
    May 20, 2012 at 10:29pm
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ኣቦ ግቡኡ እንተዘይጌሩ

    ኣቦ ግቡኡ እንተዘይጌሩ

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ኣብርሃም ይስሓቅ ኣምላኽ ያእቆብ ተባሂሉ ተሰምዩ ኣሎ። እዚ ኸኣ ኣምላኽ ህያዋን ማለቱ እዩ። እግዚኣብሔር ብሰብ...
    See More

    0 comments
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ኣቦ ግቡኡ እንተዘይጌሩ

    ኣቦ ግቡኡ እንተዘይጌሩ

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ኣብርሃም ይስሓቅ ኣምላኽ ያእቆብ ተባሂሉ ተሰምዩ ኣሎ። እዚ ኸኣ ኣምላኽ ህያዋን ማለቱ እዩ። እግዚኣብሔር ብሰብ...
    See More

    Comment
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ከምቲ ዓሳ ብዘይ ማይ...

    ከምቲ ዓሳ ብዘይ ማይ...

    ኤሎ-ሂም፡ እግዚኣብሄር ካብ ዝጽውዓሉ ኣስማት ሓደ እዩ። ትርጉሙ ኸኣ፡ ፈጣሪ፡ ጀማሪ ማለት እዩ። እግዚኣብሄር ናይ ፍጥረት፡ ህይወት፡ ሰብ፡ ሃገር፡...
    See More

    0 comments
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ከምቲ ዓሳ ብዘይ ማይ...

    ከምቲ ዓሳ ብዘይ ማይ...

    ኤሎ-ሂም፡ እግዚኣብሄር ካብ ዝጽውዓሉ ኣስማት ሓደ እዩ። ትርጉሙ ኸኣ፡ ፈጣሪ፡ ጀማሪ ማለት እዩ። እግዚኣብሄር ናይ ፍጥረት፡ ህይወት፡ ሰብ፡ ሃገር፡...
    See More

    Comment
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    መን እዩ ጌገኛ? (2ይ ክፋል)

    መን እዩ ጌገኛ? (2ይ ክፋል)

    ዘፍ 37
    ናይ ዮስየፍ ኣካይዳ ንጎኒ ኣጽኒሕና፣ የሕዋቱ ዝገበርዎ ብኹሉ ምዐቀኒ ምኽኑይ ኣይነበረን። ብሓቂ ኸኣ ልቦና ዝጎዶሎ ካብ ምርዳእን ምስትውዓልን...
    See More

    0 comments
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    መን እዩ ጌገኛ? (2ይ ክፋል)

    መን እዩ ጌገኛ? (2ይ ክፋል)

    ዘፍ 37
    ናይ ዮስየፍ ኣካይዳ ንጎኒ ኣጽኒሕና፣ የሕዋቱ ዝገበርዎ ብኹሉ ምዐቀኒ ምኽኑይ ኣይነበረን። ብሓቂ ኸኣ ልቦና ዝጎዶሎ ካብ ምርዳእን ምስትውዓልን...
    See More

    Comment
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    መን እዩ ጌገኛ? (1ይ ክፋል)

    መን እዩ ጌገኛ? (1ይ ክፋል)

    ዘፍ 37
    ያዕቆብ፣ ስሙ ናብ እስራኤል ዝተቀየረ፣ 12 ደቂ ነበርዎ። ካብ ሊያን ራሄልን ዝወለዶም እዮም። ያዕቆብ ነቲ ነቦሓጉኡ ኣብርሃም ብኣምላኽ ዝተዋህበ...
    See More

    0 comments
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    መን እዩ ጌገኛ? (1ይ ክፋል)

    መን እዩ ጌገኛ? (1ይ ክፋል)

    ዘፍ 37
    ያዕቆብ፣ ስሙ ናብ እስራኤል ዝተቀየረ፣ 12 ደቂ ነበርዎ። ካብ ሊያን ራሄልን ዝወለዶም እዮም። ያዕቆብ ነቲ ነቦሓጉኡ ኣብርሃም ብኣምላኽ ዝተዋህበ...
    See More

    Comment
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ምስትውዓል ዘድልዮ ግብሪ

    ምስትውዓል ዘድልዮ ግብሪ

    ምስጋና፡ ብፍሩይ ኣርእስቲ፡ ቀጺሉ፡ ብሃንደበት ሞት እነፍቅራ ጓልና እከሊት ዘቃበርኩምና፡ ኣብ ገዛና ብምምልላስ፡ ካብ ውሽጥን ወጻእን ብስልክን...
    See More

    3 comments
    Tekle Zeru ኤርሚ ሃውና አንታ ብሩክ ሰላም ኣምላክ ንኣካ ይኩን ምስታ ምጭውቲ ባኣልቲ ቢትካ። ብታእሚ ደስ ዘብል መልእክቲ፡ ኣምላክ መመሊሱ ይወስከልካ። ንበረከት ኩን።
    February 22, 2012 at 10:11pm
    Samson Mehreteab ብጥዓሚ ዓሚቅ ትሕዝቶ ዘለዋ ጽሕፍቲ፡፡ ኣምላኽ የብዝሓልኻ ኤርምያስ!ሰብ ብባህርያኡ ዘል አለማዊ ምኻኑ እንተዝፈሊጥ ልቡ አብቲ ነቀዝ ዘይበልዖ ሰራቂ ኹዕቱ ዘይረኽቦ አብ ሰማይ ምገበረ፤ ጉያኡ ድማ ናይ ላዓሊ ምኾነ፤ ምጥማቱ ድማ ነቲ ዘይሓልፍ ዘይርአ ምገበረ።
    March 27, 2012 at 6:35am
    Ermias Zerazion ኣምላኽ ይባርኽኩም። Thanks.
    March 27, 2012 at 4:14pm
    http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000018
    Ermias Zerazion
    ምስትውዓል ዘድልዮ ግብሪ

    ምስትውዓል ዘድልዮ ግብሪ

    ምስጋና፡ ብፍሩይ ኣርእስቲ፡ ቀጺሉ፡ ብሃንደበት ሞት እነፍቅራ ጓልና እከሊት ዘቃበርኩምና፡ ኣብ ገዛና ብምምልላስ፡ ካብ ውሽጥን ወጻእን ብስልክን...
    See More

    3 comments
    Tekle Zeru ኤርሚ ሃውና አንታ ብሩክ ሰላም ኣምላክ ንኣካ ይኩን ምስታ ምጭውቲ ባኣልቲ ቢትካ። ብታእሚ ደስ ዘብል መልእክቲ፡ ኣምላክ መመሊሱ ይወስከልካ። ንበረከት ኩን።
    February 22, 2012 at 10:11pm
    Samson Mehreteab ብጥዓሚ ዓሚቅ ትሕዝቶ ዘለዋ ጽሕፍቲ፡፡ ኣምላኽ የብዝሓልኻ ኤርምያስ!ሰብ ብባህርያኡ ዘል አለማዊ ምኻኑ እንተዝፈሊጥ ልቡ አብቲ ነቀዝ ዘይበልዖ ሰራቂ ኹዕቱ ዘይረኽቦ አብ ሰማይ ምገበረ፤ ጉያኡ ድማ ናይ ላዓሊ ምኾነ፤ ምጥማቱ ድማ ነቲ ዘይሓልፍ ዘይርአ ምገበረ።
    March 27, 2012 at 6:35am
    Ermias Zerazion ኣምላኽ ይባርኽኩም። Thanks.
    March 27, 2012 at 4:14pm
  • http://www.betezion.com/profile.php?id=00000000225
    Samson Mehreteab
    ከም ኩሉ ሰብ ዘይምንባር

    ከም ኩሉ ሰብ ዘይምንባር

    ትምቢት ዳኒኤል 2
    ግዚኡ ነበክዱናጸር ነጊስሉ ኣብ ዝነበረሉ ዘመን እዩ። ኣማኸርቱ ስለ ዝደረኽዎ ሓደ ኣዋጅ ኣዊጁ። ብወርቂ ዝተለብጠ ምስሊ ኪገብር...
    See More

    1 comments
    Robel Dawit ኣምላክ ይባርካ ናይ ብሃኪ ዳስ ዘአብል ካል!
    July 17, 2012 at 5:36am