|
|
|
ብምትንሳኡ ኮታ ዝተጠራጠሩ
ኣበይ ኣሎ ንሰማይ ዶ’በሪሩ
ስለ ዝተረሰዐ ቲ’ዓቢ ምኽሩ
እምነቶም ጎዲላ ኸላ ክዝምሩ
ተገለጸሎም ነቶም ዝጸንዑ ንቃሉ... See More
ፍሉይ ኢዩ ፍቕርኻ
ኩሉ ዝርከብ ብኣኻ
ውኖይ ክብል ምሳኻ
ክሰግድ ከምልኽ’የ ንዓኻ
ኣብ መስቀል ጎልጎልታ ስለይ ዝተበጀኻ
ኣበይ ኢዩ ረኺቡኒ... See More
ብዋጋ ዘይትመን ዕዙዝ’ዩ ፍቕርኻ
መንነተይ ረሲዐ እንተ ኣኽበርኩኻ
ብፍጹም ድሕረ ባይታይ ቀይርካ
ኣብዚ ዘብጻሕካኒ የሱስይ በይንኻ
ንዝርድኦ... See More
ነቲ ብቅልጽሙ ዝሓደረ
መን ከማይ ዝበለ ዝመደረ
ክንሪኦ ኢና ክጭፍለቅ ከም ኮሚደረ፡
ክተፍኦ ከውጽኦ ነቲ ዝቃሓረ
መድሓኒ መናገፊ ከምዘሎ ምስ... See More
ጥራይ ሰጉም
ዝሓዝካ ስለ ዝሓዝካ ኣጆኻ ለብም
እምንቶ ስለ ዝሃበካ ህይወት ዘልአለም
ተስፋኻ ካብ ሰማይ ኢዩ ኣይኮነን ካብ ዓለም
ንቃሉ ዓትዕቶ... See More
ብግዙፋት አእዛነይ ሰሚዐ
ካብ ቃልካ በሊዐ
ዝረኣዩኒ ኩሎም ክብሉ ጠጠዐ
ኢድካ ክትሓልፍ ቀቕድመይ
ከተረስዕ ንዝሓለፈ ጸበባይ
ኮይና... See More