|
|
|
ቀደም ዘመን’ዩ ሓደ ብዕድመ ድፍእ ዘበለ ሓረስታይ ምስ ሹድሽተ ደቁ ኣብ ሓንቲ ቅናፍና እትበሃል፣ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኤርትራ እትርከብ ዓዲ ይቕመጥ... See More
ዓቐብ ዘይድየብ
ጸላም ዘይግላህ
መፈንጥራ ዘይብተኽ
ጸገም ዘይውዳእ
ክመስል...
ቑስሊ ዘይፍወስ
ንብዓት ዘይድረዝ
ሕቶ ዘይምለስ
ድኻም ዘይሕደስ
ክመስል...
ራኢይ... See More
ጁባይ ምሉእ
ቆፎይ ንኽኑኽ
ዝባነይ ክዱን
ክነሱ…
ኣፈይ ዮግሮምርም
ልበይ ዘይዕሩፍ
በቲ ዘሎኒ ዘይዓግብ
ስለምንታይ?
እቲ ጐነይ ዘሎ ብጻየይ
ቤቱ... See More
ሓደ ግዜ ኣንበሳ ንማንቲለ ክበልዓ ይሃድና ነበረ። ንሱ ከጐያ ንሳ ክትሃድም ተረባረቡ። ኣብ መወዳእታ ኣንበሳ ዘግ ኢሉ ደኸመ ማንቲለ ኸኣ ኣምለጠት።... See More
ምሩጽ እየ ብዘይ ምኽንያት
ፍትው ብዘይ ብቀት
ሕጹብ ብደሙ
ፍዉስ ብቑስሉ
ምሑር ብዘይ እንታ
የዒንቱ እተኸፍታ
ልዉጥ እየ ሓድሽ ፍጥረት
ብጁው... See More
ንንውሕ ዝበለ እዋን ክርስትያናት፣ ብፍላይ ድማ ወንጌላውያን ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ ሃገርና ኤርትራ እንታይ ተራ ከምዘሎና ንዓና ኮነ ንኻልእ... See More
እቲ ግድል ጻዕሪ እቲ ሓዘን ጓሂ እቲ ሻቕሎት ቅልውላው እቲ መከራ ስቓይ እምብዛ ብዙሕ እዩ። እቲ ዝሕለፈ ዘሎ ገልታዕታዕን ላዕልን ታሕትን ክንደይ... See More
ኣብ ህይወት ሰብ እቲ ኣዝዩ ዝከበደ ነገር ንሓደ ነገር ብትዕግስቲ ምጽባይ እዩ። ምጽባይ ክንዮ ቃላት ክትገሎጾ ዝኸብደካ ኣዚዩ ብዙሕን መሪርን መስዋእትነትን... See More
ወዲ ሰብ መልክዕ ኣምላኽን ክብርን ዘለዎ ብዘሎ ስልጣን ከኣ ኣብ ኢዱ ዝተዋህቦ ኣብ ልዕሊ ኣእዳው ግብሪ ኣምላኽ ዝተሸመ ድላይ ልቡ ንምግባር ከኣ... See More
መብዛሕትና ገለ እንሕበነሉን እንዀርዓሉን ነገር ኣሎና እዩ። ገሌና ብሃብትና፣ ገለ ድማ ብዓሌትና፣ ገሊኦም ድማ ብዝንኦም፣ ኰታ እቲ ቑጽሪ ብዙሕ... See More
ሓደ መንእሰይ ሓደ ረቡዕ ምሸት ኣብ ሓደ ናይ መጽሓፍ ቁዱስ መጽናዕቲ መደብ ተኻፈለ። እቲ ማሕበር ጓሳ ድማ፣ ኣምላኽ ከም ዝዛረብ፣ ኣምላኽ ምስ ተዛረበና... See More
እሞ እዞም ደቀይ ኣይትሕመቑ፣ ክሳብ ዝመጽእ ንኹሉ ተኸታተልዎ፣ ነዴኹም ድማ ሓግዝዋ፣ በሎም እቲ ንነዊሕ መገሻ ዝተዳለወ ኣቦኦም። እታ በዓልቲ-ቤቱ... See More
ኣየመስግንን’የ ጐይታ
ናይ ዕለት እንጌራ ብምምላኡ ኣብ ቤት
ካልኦት እናተወቕዑ ብሓለጊ ጥሜት፡
ኣየመስግንን’የ ጐይታ
እቶት እንተኻዕበተ... See More
2ሳሙ 9፣ 2ሳሙ 4
ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ። ካብተን ካልኦት መዓልታት ፍልይ... See More
ሰብ ንኣምላኽ ምፍርሑ ዝረብሖ ረብሓታት እንታይ እዩ።
1. ኣምላኽ ነቶም ዝፈርህዎ ኩላቶም ሓልዮቱ ብምልኣት እዩ ዘርእዮም።
ቃል ኣምላኽ ከኣ ኣብ... See More
ሓደ ግዜ ሓንቲ ሓውሲ መስሓቕ ትመስል ግናኸ መሃሪት ዝኾነት ዛንታ ሰሚዔ ኣለኹ። ሓደ ግዜ እዩ ሓደ ቖልዓ ንኣዲኡ እንዳ ሰረቐ ሞኽ ኣበላ። ብዙሕ ግዜ... See More
ከምቲ ልሙድ መደብ ናይ ሰንበት ሒደት መዝሙር ምዝማሮም፣ እቲ ናይታ ቤተክርስትያን ጓሳ ማሕበር ተሲኡ ስብከቱ ቅድሚ ምቕራብ ንሓደ ኣብታ ምሸት ተዓዲሙ... See More
ኣብዚ ዘሎናዮ ናይ መወዳእታ ዘመን፣ ኩነታት ሓዳርን መርዓን ኣንፍቱ እናሰሓተ ኣብ ኣዚዩ ሓደገኛ ዝዀነ ጐደና ይርከብ። ሎሚ ዘበን ዳርጋ እቲ ትርጉም... See More
ሓደ ግዜ ሓደ መንእሰይ ብሓኪም ትሑት ዓቐን ናይ ኣትሓሳስባ ከም ዘለዎ ተነግሮ። እዚ ሰብ እዚ በቲ ዝሰምዖ ዘረባ ሓኪም እምብዛ ተስፋ ቖረጸ ኣብዛ... See More
ገንዘብ እንተ ገዚእካ ጐይታኻ እዩ። ንስኻ እንተ መሊኽካዮ ግና ኣገልጋሊኻ እዩ ዝብል ኣበሃሃል ሰሚዕኩም ትዀኑ። ኣብዛ ዓለም ክትነብር መቸመ ብዘይገንዘብ... See More
ሰብ ካብ ቆልዑኡ ኸሎ እዩ ነቲ ክበጽሖ ወይ ክኰኖ ዝደሊ ነገር ዝሓልሞ። ሕልምን ድሌትን ወዲ ሰብ ድማ ቐዲሕካ ስለ ዘይውዳእ በመጠን ዕድመ ዝወሰካሉ... See More
ዋጋ መሪሒነት ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ነስተውዕል ዶ?
ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ዓለምን ኣጋጢምዋ ዘሎ ቅልውላው ቤት ኣምላኽ ገጢምዋ ዘሎ ብድሆ ሓደ ናይ መርሒነት ወይ ከኣ ቡቑዕ ዝዀነ መራሒ ምስኣን እዩ።... See More
ቤት ኣቦይ እምብዛ እዩ ጥዑም፣ ኣቦይ ሓንቲ መዓልቲ እኳ ትኹን ገጹ ጸዊጉ ጠሚትኒ ኣይፈልጥን፣ ክብድል እንከለኹ ፍቕራዊ ዝዀነ ኣባታዊ ምኽሪ እናለገሰ... See More
ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብዛዕባ ግብረ-መልሲ ሃና ብዝብል ኣርእስቲ ብዛዕባ ሃና ገለ ገለ ነጥብታት ርኢና ኔርና። ንምዝኽካር ግብረ መልሲ ሃና ንኤልቃና፣... See More
ከም ዋዛ ዋዛ
ከም ጸወታ ህጻን ዚመስል ዕሽነት
ጉዕዞ ጀሚረ ክምለስ ዓንዲረ
እወ፣ ጉዕዞ ጀሚረ ክምለስ በጺሐ
ጎየ ዘሊለ፣ መሳቶይ መሲለ
ቀልበይ... See More
ኣብዛ ምድሪ ክንመላለስ ኣንከሎና ካብ ገዛእ ርእስና ይኹን ካብ ካልኦት ንዘግጥሙና ኩነታት ግብረ መልሲ እናሃብና ኢና ንመላለስ። እቲ እንህቦ ግብረ... See More
ነፍሲ ወከፍ ሕጥቦ ጹሑፍ ወይ ቃላት መጽሓፍ ቅዱስ እንተ ብቐጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ፍቕሪ ኣምላኽን ምሕረቱን እየን ዘርእያን ዘግህዳን። ነዚ ድማ እዩ... See More
ከምቲ ንኹሉ ነገር መጀመርታ ዘለዎ ከምኡ ድማ መወዳእታ ኣለዎ። ኹሉ ነገር ንምዱብ ግዜ እዩ ተፈጢሩ። ናይ መክብብ ጸሓፋይ ጠቢብ ሰለሙን ኣብቲ ሳልሳይ... See More
መጽሓፍ ቁዱስና 1189 ምዕራፋት ዝሓዘ መጽሓፍ እዩ። እታ ናይዚ ምዕራፋት ማእከለይቲ ምዕራፍ ድማ መዝሙር ዳዊት 118 እያ። ቅድሚ እዛ መዝሙር 118 594 ምዕራፋት... See More