Verse of the Day!
"ሕጂ ኸኣ፡ እግዚኣብሄር ጐይታይ፡ ንስኻ ኣምላኽ ኢኻ፡ ዘረባኻውን ሓቂ እዩ፡ እዚ ጽቡቕ ነገር እዚውን ንባርያካ ኣተስፎኻዮ።"
2ሳሙ 7:28
Recent Contributor
DEVOTIONAL MESSAGE
ብጻየይከ መን እዩ?
"...ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ኣፍቅሮ፡ ንብጻይካ ድማ ከም ነፍስኻ፡ ኢሉ መለሰሉ።" ሉቃ.10:27

ኩሉ ትእዛዝ ኣምላኽ ኣብ ክልተ ትእዛዝ ክጥቕለለ ይከኣል፡ ንኣምላኽ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ምፍቃርን ንብጻይካ ከም ነፍስኻ ምፍቃርን። እቲ ፈላጢ ሕጊ ናብ የሱስ ቀሪቡ "ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽወርስ እንታይ... See More

Newsletter Archive
Number of Uploads